Category: ዜና ኤርትራ

1 79 80 81 82 83 643 810 / 6423
ንፌስቲቫላት ህግደፍ ኣብ ጀርመንን ብሪጣንያን ብምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ዘጓነፎ ተቓውሞን ምስራዝን ኣብ ካልኦት ሃገራት’ውን ብተመሳሳሊ ክቕጽል ተኽእሎ ምህላዉ ተገሊጹ

ንፌስቲቫላት ህግደፍ ኣብ ጀርመንን ብሪጣንያን ብምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ዘጓነፎ ተቓውሞን ምስራዝን ኣብ ካልኦት ሃገራት’ውን ብተመሳሳሊ ክቕጽል ተኽእሎ ምህላዉ ተገሊጹ

Radio Erena: Monday, 17 July 2023 ንፌስቲቫላት ህግደፍ ኣብ ጀርመንን ብሪጣንያን ዘጓነፎ ተቓውሞን ምስራዝን፣ ኣብ ካልኦት ሃገራት ኤውሮጳን ኣመሪካን'ውን ብተመሳሳሊ ክቕጽል ከምዝኽእል፣ ወከልቲ ናይቲ ምንቅስቓ [...]
መ.ኢትዮጵያ፣ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ብጥርኑፍ ምስጓግ ደው ከብል ኣባላት ባ.ሰብኣዊ መሰላት ሓቲቶም

መ.ኢትዮጵያ፣ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ብጥርኑፍ ምስጓግ ደው ከብል ኣባላት ባ.ሰብኣዊ መሰላት ሓቲቶም

Radio Erena: Friday 16 July 2023 ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፤ ካብ መንግስቲ'ታ ሃገር ዝገጥሞም ዘሎ ናይ ምስጓግ ሓደጋ ከምዘተሓሳሰቦም፤ ኣባላት ሰብ ኣዊመሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጾም። [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 15 ሓምለ 2023 ፈነወና

ናይ ሎሚ ቀዳም 15 ሓምለ 2023 ፈነወና

Radio Erena: Saturday, 15 July 2023 Radio Erena · ቀዳም 15 ሓምለ 2023   [...]
መግለጺ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ዘቖጠዓ ሱዳን፣ ካብ ኢጋድ ክትወጻእ ከምእትኽእል ኣጠንቂቓ

መግለጺ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ዘቖጠዓ ሱዳን፣ ካብ ኢጋድ ክትወጻእ ከምእትኽእል ኣጠንቂቓ

Radio Erena: Friday 14 July 2023 ሱዳን፣ ካብ ዞባዊ ውድብ ናይ መንግስታት በዓል ስልጣን ንልምዓት ወይ ኢጋድ ክትወጽእ ከምእትኽእል ኣጠንቂቓ። ሱዳን ነዚ ዘጠንቀቐት፣ ብ10 ሓምለ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተጋብ [...]
ናይ ግዳም ሓይልታት ኣብ ጉዳይ ሱዳን ኢዶም ካብ ምእታው ክቑጠቡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ተላብዩ

ናይ ግዳም ሓይልታት ኣብ ጉዳይ ሱዳን ኢዶም ካብ ምእታው ክቑጠቡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ተላብዩ

Radio Erena: Thursday, 13 July 2023 ወጻኢ ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ኢደን ካብ ምእታው ክቑጠባ ፕረዚደንት ኢሰያስ ተላብዩ። እቲ ፕረዚደንት፣ ብ13 ሓምለ፣ ኣብ ግብጺ፣ ከተማ ካይሮ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ [...]
ኣብ ጉዳይ ሱዳን ዝካየድ ዞባውን ኣህጉራውያን ምትእትታዋት ከምዘይድግፍ ዝገለጸ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኣብ ግብጺ ኣብ ዝተጋብአ ዋዕላ ጎረባብቲ ሃገራት ሱዳን ይሳተፍ ኣሎ

ኣብ ጉዳይ ሱዳን ዝካየድ ዞባውን ኣህጉራውያን ምትእትታዋት ከምዘይድግፍ ዝገለጸ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኣብ ግብጺ ኣብ ዝተጋብአ ዋዕላ ጎረባብቲ ሃገራት ሱዳን ይሳተፍ ኣሎ

Radio Erena: Thursday, 13 July 2023 ጉዳይ ሱዳን ብዘተ ንምፍታሕ ዝካየድ ዞባውን ኣህጉራውያን ምትእትታዋት ከምዘይድግፍ ዝገለጸ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ ግብጺ ኣብ ዝተጋብአ ዋዕላ ጎረባብቲ ሃገራት [...]
ገጣሚትን ጋዜጠኛን ይርጋኣለም ፍስሃ፣ ኣብ ጀርመን ዝዕደል ስልማት ጆርጅ ኤልዘር ተዓዊታ

ገጣሚትን ጋዜጠኛን ይርጋኣለም ፍስሃ፣ ኣብ ጀርመን ዝዕደል ስልማት ጆርጅ ኤልዘር ተዓዊታ

Radio Erena: 11 July 2023 ገጣሚትን ጋዜጠኛን ይርጋኣለም ፍስሃ፣ ተዓዋቲት ሽልማት ጆርጅ ኤልዘር (Georg Elser Prize) 2023 ምዃና ፔን ኤርትራ ኣፍሊጡ። ሽልማት ጆርጅ ኤልዘር፡ ንዝኽሪ፡ ነቲ 193 [...]
‘ኤርትራ፣ ጉዳይ ሱዳን ኣብ ዝካየድ ዞባውን ኣህጉራውያን ጻዕርታት ከይምዘይትድግፍ ኣፍሊጣ’

‘ኤርትራ፣ ጉዳይ ሱዳን ኣብ ዝካየድ ዞባውን ኣህጉራውያን ጻዕርታት ከይምዘይትድግፍ ኣፍሊጣ’

Radio Erena: Tuesday, 11 July 2023 ኤርትራ፣ ጉዳይ ሱዳን ንምፍታሕ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዞባዊ ይኹን ኣህጉራዊ ጻዕርታት ከምዘይትድግፍን ከምዘይትሳተፍን ኣፍሊጣ ክብል፣ ምክትል ሉኣላዊ ቤት ምክሪ ሱዳን፣ ማሊክ ኣ [...]
ኣብ ጀርመን ከተማ ጊሰን  ኣብ ዝተኻየደ ፌስቲቫል ህግደፍ፣ 26 ኣባላት ፖሊስ ቆሲሎም

ኣብ ጀርመን ከተማ ጊሰን ኣብ ዝተኻየደ ፌስቲቫል ህግደፍ፣ 26 ኣባላት ፖሊስ ቆሲሎም

Radio Erena: Sunday, 09 July 2023 ኣብ ጀርመን ከተማ ጊሰን ኣብ ኣብ ዝተኻየደ ፌስቲቫል ህግደፍ፣ 26 ኣባላት ፖሊስ ምቑሳሎም ተገሊጹ። ፖሊስ ጀርመን፣ ኣንጻር እቲ ፌስቲቫል ሰልፊ ንዘካይዱ ዝነበሩ ኤርትራውያን [...]
1 79 80 81 82 83 643 810 / 6423