Category: ዜና ኤርትራ

ኣብ ሽወደን ኣብ ዝካየድ ምርጫ፣ ደገፍቲ ህግደፍ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ልኡም መርገጺ ዘለዎም ፖለቲከኛታት ክመርጹ ጎስጓስ ተኻይድሎም
Radio Erena: 05 September, 2014 ኣብ ሽውደን ኣብ ዝካየድ ሓፈሻዊ ምርጫ፣ ናይ ሽወደን ዜግነት ዝሓዙ ኤርትራውያ ደገፍቲ ህግደፍ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ተደናጋጺ መርገጺ ንዘለዎም ፖለቲከኛታት ንኽመርጹ፣ ብወከልቲ ህደግፍ [...]

ወደብ ካሌ ናይ ፈረንሳ፣ ብሰንኪ ዋሕዚ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ክዕጾ ከምዝኽእል ከንቲባ እታ ከተማ ኣጠንቒቓ
Radio Erena: 05 September, 2014 ብዋሕዚ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዘማረረት ከንቲባ ወደባዊት ከተማ ካሌ ናሳሻ ቡሻር፣ መንግስቲ ፍታሕ ክሳብ ዘናዲ እቲ ወድብ ክዕጾ ከምዝኽእል ኣጠንቒቓ። እታ ከንቲባ ነዚ መጠን [...]

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ብዛዕባ ናይልን ንምዝርራብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወግዓዊ ምብጻሕ ፈጺሙ
Radio Erena: 05 September, 2014 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሳሚ ሹክሪ፣ ብዛዕባ ጉዳይ ናይል ንምዝርራብ ናብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ዑደት ኣካይዱ። እቲ ሚኒስተር፣ ካብ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደል ፈታሕ ኣል ሲሲ ናብ ቀዳማይ [...]

ሓደ ካብ መራሕቲ ኣልሸባብ ናይ ኤርትራ ፓስፖርት ይጥቀም ምንባሩ ተገሊጹ
Radio Erena: 04 September, 2014 ሓደ ካብ መራሕቲ ኣልሸባብ፣ ኣቐዲሙ ናይ ኤርትራ ፓስፖርት ይጥቐም ምንባሩ ተገሊጹ። እቲ ብሸኽ ሙክታር ሮቦው ዝፍለጥ ምክትል ኣዛዚ ኣልሸባብ፣ ቅድሚ ምምስራት እቲ ጉጅለ ኣብ 2000 ዓመ [...]

ካብ እስራኤል ብወለንትኦም ናይ ዝወጹ ዘለዉ ስደተኛታት ቁጽሪ እናዛየደ መጺኡ
Radio Erena: 04 September, 2014 ካብ እስራኤል ናይ ዝወጹ ዘለዉ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ቁጽሪ እናዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብዛ ዝሓለፈት ወርሒ ጥራይ 379 ስደተኛታት ካብ እስራኤ [...]

ፕረዚደንት የመን፣ ንብምሉኦም ሚኒስተራቱ ካብ ስልጣን ሰጉጕ
Radio Erena: 04 September, 2014 ፕርዚደንት የመን ዓብደሮቦ መንሱር ሓዲ፣ ንብምሉኦም ኣባላት ካቢነ ሚኒስተራቱ ካብ ስልጣን ሰጕጉ። እቲ ፕረዚደንት ቀዳማይ ሚኒስተር ንዝርከቦም ኣባላት ካቢነ ሚኒስተራቱ ዝሰጉጎጎሉ ምኽንያ [...]

ሱዳን፣ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኢራናውያን ዲፕሎማሰኛታት ኣብ ውሽጢ 72 ሰዓታት ክወጹ ኣዘዛ
Radio Erena: 03 September, 2014 መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ዲፕሎማሰኛታት ኢራን ኣብ ውሽጢ 72 ሰዓታት ክወጹ ኣዘዙ። መንግስቲ ሱዳን ንባህላዊ ማእከላት ኢራን ኣብ ርእሲ ምዕጻዉ ብሃንደበት ንብሙሉኦም ዲፕሎማ [...]

25 ወትሃደራት ዝጸዓነት ሄሊኮፕተር ኣመሪካ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ወዲቃ
Radio Erena: 03 September, 2014 25 ወትሃደራት ጽዒና ኣብ ቀይሕ ባሕሪ እትበርር ዝነበረ ወትሃደራዊ ሄሊኮፕተር ኣመሪካ ወዲቃ። እታ 17 ሰራዊት ባሕርያን ሸሞንተ ባሕረኛታትን ጽዒና ኣብ ገማግም ባሕሪ ጅቡቲ ዝወደቐት ሄ [...]

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ፣ ብዛዕባ ናይል ንምዝርራብ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምርሕ ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 03 September, 2014 ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ግብጽን፣ ብጉዳይ ናይል ዝተጎሃሃረ ዲፕሎማስያዊ ቁርቁስ ብማዕከናት ዜና ግብጺ ሓደ ካብ ዝዓበየ ዛዕባታቱ ኮይሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር [...]

ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ 100 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልብ ጥሒላ
Radio Erena: 02 September, 2014 ኣብ ገማግም ባሕሪ፣ ሊብያ ኣስታት 100 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ብሰንበት 31 ነሓሰ ከምዝጠሓለተ ገማግም ሓለዋ ባሕሪ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እታ ጃልባ፣ 50 ኪሎሜተር ካብ ገማግም ባሕ [...]