Category: ዜና ኤርትራ

1 552 553 554 555 556 592 5540 / 5916
ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን፣ ኣስታት 40 ስደተኛታት ጥሒሎም

ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን፣ ኣስታት 40 ስደተኛታት ጥሒሎም

Radio Erena, March 11, 2014 ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ፣ ስደተኛታት ኣፍሪቃ ዝጸዓነት ጃልባ ብምጥሓላ ብውሕዱ 40 ሰባት ከምዝሞቱ መንግስቲ የመን ኣፍሊጡ። እታ ካብ ገማግም ባሕሪ ሶማል ዝተበገሰት ጃልባ፣ ቢር ዓሊ ኣብ ዝተ [...]
ኣብ ኤርትራ ብሰንኪ ገቢኑ ዘሎ ማሕበረ ቁጠባዊ ሕሰም፣ ኣብ ኣስመራን ካልኦት ከተማታትን ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ኣብ ምንዝርና ይዋፈራ ምህላወን ተገሊጹ

ኣብ ኤርትራ ብሰንኪ ገቢኑ ዘሎ ማሕበረ ቁጠባዊ ሕሰም፣ ኣብ ኣስመራን ካልኦት ከተማታትን ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ኣብ ምንዝርና ይዋፈራ ምህላወን ተገሊጹ

Radio Erena: March 10, 2014 ኣብ ኤርትራ ገኒኑ ብሰንኪ ዘሎ ማሕበራዊ ቁጠባዊ ሕሰም፣ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ’ውን ከይተረፋ ኣብ ምንዝርና ይዋፈራ ምህላወን ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ኣብ ኣስመራ፣ ከባቢታት ካርቱም ሆቴል [...]
ኣብ መዓስከራት ኢትዮጵያ ተዓቝቦም ዝጸንሑ ኣማኢት ኤርትራውያን፣ ናብ ሱዳን ይግዕዙ ኣለዉ ተባሂሉ

ኣብ መዓስከራት ኢትዮጵያ ተዓቝቦም ዝጸንሑ ኣማኢት ኤርትራውያን፣ ናብ ሱዳን ይግዕዙ ኣለዉ ተባሂሉ

Radio Erena: March 10, 2014 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መዓስከራት ማይ ዓይኒ፣ ዓዲ ሓሩሽን ሕጻጽን ተዓቝቦም ካብ ዝጸንሑ ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት እንደገና ካብቲ መዓስከራ ናብ ሱዳን ይስደዱ ምህላዎም ምንጭታትና ካብ ማይ [...]
ኣብ ስዑዲ ዓረብን እስራኤልን ዝርከባ ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ፣ ንሸሞንተ መጋቢት ብኽብ ዝበለ ስነ ስርዓት ዘኪረን

ኣብ ስዑዲ ዓረብን እስራኤልን ዝርከባ ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ፣ ንሸሞንተ መጋቢት ብኽብ ዝበለ ስነ ስርዓት ዘኪረን

Radio Erena: March 10, 2014   ኣብ ስዑዲ ዓረብን እስራኤል ዝርከባ ኤርትራውይ ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ንሸሞንተ መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ብዝተፈላለየ ዘኪረንኣ ውዒለን። ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብታ ከተማ ብዝ [...]
ተጨውያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝዓለበት ነፋሪት ንምምላስ ካብ ዝተላእኩ ኣባላት ሓይሊ ኤርትራ ሓደ፣ ዑቕባ ንምሕታት ተሪፉ

ተጨውያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝዓለበት ነፋሪት ንምምላስ ካብ ዝተላእኩ ኣባላት ሓይሊ ኤርትራ ሓደ፣ ዑቕባ ንምሕታት ተሪፉ

Radio Erena, March 7, 2014 ብ12 ሕዳር 2013 ተጨውያ ናብ ስዑዲ ዓረብ ዝዓለበት ነፋሪት ንምምላስ ካብ ዝተኣእከኡ ኣብረርትን ቴክኒሻናትን ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፣ ሓደ ዑቕባ ንምሕታት ተሪፉ። እቲ ነፋሪት ንምምላስ ናብ ስዑ [...]
ብዝቕባበን ዋሕዲ ናይ ወጻኢ ሸርፍን ኣብ ከቢድ መዋጥር ዝርከብ ባንክ ኤርትራ፣ ሓድሽ ናይ ወረቀት ባጤራ ይዝርግሕ ኣሎ

ብዝቕባበን ዋሕዲ ናይ ወጻኢ ሸርፍን ኣብ ከቢድ መዋጥር ዝርከብ ባንክ ኤርትራ፣ ሓድሽ ናይ ወረቀት ባጤራ ይዝርግሕ ኣሎ

Radio Erena, March 7, 2014 ከቢድ ዝቕባበን ቁጠባዊ ቅልውላን ኣጋጢምዎ ዝርከብ ሃገራዊ ባንክ ኤርትራ፣ ንመበል ሳልሳይ ግዜኡ ሓድሽ ተወሳኺ ባጤራ ኣሕቲሙ። ባጤራ ናቕፋ ኣብ 1997 ተሓቲሙ ናብ ዕዳጋ ክዝርጋሕ ኣንከሎ፣ ሓደ [...]
እስራኤል ኣስታት 10 ኤርትራውያን ናብ ርዋንዳ መሊሳቶም

እስራኤል ኣስታት 10 ኤርትራውያን ናብ ርዋንዳ መሊሳቶም

Radio Erena: March 6, 2014 መንግስቲ እስራኤል ናብ ርዋንዳ ዝመለሶም ትሽዓተ ኤርትራውያን ኣብ ኣሻቓሊ ኩነታት ከምዝርከቡ ናብ ሬድዮ ኤረና ብምድዋል ገሊጾም። እቶም ዝሓለፈ ሰሙን ካብ እስራኤል ናብ ርዋንዳ ዝተመልሱ ኤርትራ [...]
ዮሮፖል፣  ዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ኤርትራውያን ኣብ ሲናይ ንምግታእ ተበግሶ ክወስድ’የ ይብል

ዮሮፖል፣ ዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ኤርትራውያን ኣብ ሲናይ ንምግታእ ተበግሶ ክወስድ’የ ይብል

Radio Erena: March 6, 2014 ዞባዊ ማሕበር ፖሊስ ኤውሮጳ- Europol ፣ እቲ ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስድራቤታት ሰቖቓ ኮይንዎም ዘሎ፣ ካብ ዶብ ኤርትራ ክሳብ ሲናይ ዝፍምጸም ምስግጋርን መሸጣን ደቂ ሰብ [...]
ኣብ ከተማ ጁባ፣ ጽዕጹዕ ቶኽሲ ከምዝተኸፍተ ይግልጽ ኣሎ

ኣብ ከተማ ጁባ፣ ጽዕጹዕ ቶኽሲ ከምዝተኸፍተ ይግልጽ ኣሎ

Radio Erena: March 5, 2014 መስርሕ ዘተ ንስምምዕ ሰላም ደቡብ ሱዳን፣ ደው ድሕሪ ምባሉ፣ ትማሊ ወጋሕታ ኣብ ርእሰ ከተማ ጁባ ኣብ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከር ቶዅሲ ከምዝተኸፍተ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብታ ከተማ ሓቢሮም። [...]
ምስ ኤርትራ እትመሳሰል ሰሜን ኮርያ፣  መራሒ እታ ሃገር ኪም ጆንግ ኡን ጥራይ ዝሳተፎ ምርጫ ክካይድ’ዩ

ምስ ኤርትራ እትመሳሰል ሰሜን ኮርያ፣ መራሒ እታ ሃገር ኪም ጆንግ ኡን ጥራይ ዝሳተፎ ምርጫ ክካይድ’ዩ

Radio Erena: March 5, 2014 ኣብ ሰሜን ኮርያ፣ ካብ ኣብኡ ስልጣን ዝተረከበ ወዲ 31 ዓመት መራሒ እታ ሃገር ኪም ጆንግ ኡን ጥራይ ዝወዳደሮ ሓፈሻ ምርጫ እታ ሃገር፣ ንሰንበት 9 መጋቢት ክካየድ ምዃኑ ማዕከናት ዜና ሓቢረን [...]
1 552 553 554 555 556 592 5540 / 5916