Category: ዜና ኤርትራ

ሃገራት ወሽመጥ ብጉዳይ የመን ኣብ ሪያድ ክዝትያ’የን
Radio Erena: 12 March 2015 ወሽመጥ ሃገራት ዓረብ ዘተ ሰላም የመን ኣብ ስዑዲ ዓረብ ንምእንጋድ ከምዝተሰማምዐ ተሓቢሩ። ኣብ እምነት ሱና እትኣምን ስዒዲ ዓረብ፣ ኣብ መንጎ ኣመንቲ ሺዓ ዝኾኑ ተቓወምቲ ሑቲን መንግስቲ እታ [...]

ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ክትምርምር ብሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘት ክኢላ ኣብ ቤልጁም ምስ ዝርከቡ ኤርራውያን ስደተኛታት ተዘራሪባ
Radio Erena : 11 March 2015 ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክትምርምር ብሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘት ክኢላ ሰብኣዊ መሰላት፣ ከም መቀጸልታ ናይቲ እተካይዶ ዘላ መጽናዕቲ ኣብ ቤልጁም ምስ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት'ው [...]

ቀዳሞት ሚኒስተራት ኢትዮጵያን ሶማልያን ኣብ ጸጥታ ዘተኮረ ዝርርብ ኣካይዶም
Radio Erena : 11 March 2015 ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ዑማር ዓብዲራሽድ ዓሊ ሻርማርክን ኢትዮጵያ መዘንኡ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ሶማል ን ቀርኒ ኣፍሪቃን ዘተኮረ ዝርርብ ኣካይዶም። እቲ ብሰኑይ 9 መጋቢት [...]

መንግስቲ ኤርትራ ምፍራስ ኣባይቲ ዓድ ቀይሕ ንጽባሕ ሮቡዕ’ውን ክቕጽሎ ምድላዋት የካይድ ኣሎ
Radio Erena: 10 March 2015 መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዓዲ ቀይሕ ዝጀመሮ ምፍራስ ኣባይቲ ጽባሕ'ውን ክቕጽሎ ምዃኑ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብታ ከተማ ኣረጋጊጾም። እቲ ብሓሙስ 5 መጋቢት 2015 ዝጀመሮ ምፍራስ ኣባይቲ ዓዲ ቀይ [...]

ማሕበር ሃገራት ዓረብ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራን ጅቡትን ዘትዩ
Radio Erena: 10 March 2015 ኣብ ካይሮ ዝተጋብአ ኣኼባ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ማሕበር ሃገራት ዓረብ፣ ጉዳይ ኤርትራን ጅቡትን መፍትሒ ንምርካብ ዘትይሉ። እቲ ትማሊ ሰሉስ 9 መጋቢት ኣብ ግብጺ ከተማ ካይሮ ኣብ ዝርከብ ቀ [...]

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ዓለም እታ ዝበዝሐ ኣጽዋር እትሽምት ሃገር’ያ ተባሂላ
Radio Erena: 10 March 2015 ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ዓለም እታ ዝበዝሐ ኣጽዋር እትሽምት ዘላ ሃገር ምዃና ተገሊጹ። እዚ ትማሊ ዝተዘርግሐ ሓድሽ ኣህጉራዊ መጽናዕቲ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ ብደረጃ ዓለም 64.4 ቢልዮን ዶላር ናብ ሸመተ [...]

ዘተ ሰላም ደቡብ ሱዳን ሕጂ’ውን ፈሺሉ
Radio Erena: 10 March 2015 ተስፋ ዝተነብረሉ ዘተ ሰላም ደቡብ ሱዳን ፈሺሉ። ምፍሻል ናይቲ ዘተ ሰላም ነታ ሃገር ናብ ምሉእ ኵናት ከይሸማ ተሰጊኡ ምህላዉ'ውን ማዕከናት ዜና ይገልጻ። ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ባንኪ ሙን [...]

ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ ኣብ ውሽጢ’ዚ ሓሙሽተ ዓመታት 72 ሚልዮን ዶላር ኣብ ጽላት ትምህርቲ ኤርትራ ሓገዝ ከምዘበርከተ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 09 March 2015 ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ሞያዊን ቴክኒካውን ስልጠና ዝውዕል 19 ሚልዮን ዶላር ንመንግስቲ ኤርትራ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። እቲ 10.7 ሚልዮን ዶላር ብልቃሕ ዝተዋህበ ክኸውን እንከሎ፣ እቲ 8.3 [...]

ብሚኒስተር ምክልኻል ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ፈረንሳ ኣብ ጅቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ክፍጽም’ዩ
Radio Erena: 09 March 2015 ሚኒስተር ምክልኻል ዦን ኢቭ ለ ድራ ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ፈረንሳ ኣብ ጅቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ክፍጽም'ዩ። ዕላማ ዑደት እቲ ብሚኒስተር ምክልኻል ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መን [...]

ደምበ ተቓውሞ ኣብ ሽኩሹኳ
Radio Erena: 06 March 2015 ሕንቅልሕንቅሊተይ...? ዝበዝሐ ፖለቲካውያን ሰልፍታት ወይ ውድባት ዘለዋ ሃገር ፍለጡለይ? ኣብ ብዝሒ ህዝቢ ተሞርኪስኩም ግምታት ክትህቡ ምስትፍትኑ ናብ ውጹእ ጌጋ ከምርሓ [...]