Category: ዜና ኤርትራ
‘ኤርትራ ንሱዳናውያን ዑቕባ ክትህብ ድልውቲ እያ ‘ ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ
Radio Erena: Friday, 19 January 2024
ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብቲ ምስ ምክትል ሓላፊ ልኡላዊ ባይቶ ሱዳን ማሊክ ኣጋር ዘካየዶ ኣኼባ፣ ብሰንኪ ኣብ ሱዳን ተኸሲቱ ዘሎ ኩነታት ኣብ ኤርትራ ዕቝባ ንዝደልዩ ዜጋ [...]
ኡጋንዳ፣ ብብዝሒ ናብታ ሃገር ካብ ዝውሕዙ ኤርትራውያን፣ ዓመታዊ ኣማኢት ሚልዮናት ዶላር ኣታዊ ትረክብ
Radio Erena: Thursday, 18 January 2024
ብዝሒ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ኣብ ኡጋንዳ እናዛየደ ይመጽእ ኣሎ።
ድሕሪ'ቲ እባ ሱዳን ዝተወልዐ ኵናትን ኣብ ኢትዬጵያ ንኤርትራውያን ዘጋጥሞም ዘሎ ግ [...]
ከባቢ ክሊ ማይ ዓሰብ፣ ክልተ ጀላቡ ናብ ናይ ንግዲ መርከብ ተጸጊዐን መጠንቀቕታ ከምዝሃባ ተሓቢሩ
Radio Erena: Tuesday 16, January 2024
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ መጥቃዕታት ኣብ ልዕሊ መራኽብ ገኒንሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ከባቢ ዓሰብ ክልተ ጀላቡ ናብ ሓንቲ ዓባይ ናይ ንግዲ መርከብ ተጸጊዐን መጠንቀቕታ ከምዝሃብ [...]
‘ኤርትራ፣ ልዕሊ 1500 ገበናት፣ ፈጸምቶም ኣይተለለዪን’ ፖሊስ
Radio Erena: Tuesday 16 , January 2024
ኣብ ኤርትራ፣ 1559 ገበናትን 12 በደላትን ፈጸምቶም ዘይተለለዪ ተባሂሎም ተመዝጊቦም ምህላዎም፣ ንኣዛዚ ፖሊስ ኤርትራ፣ ኮሎኔል መሓሪ ጸጋይ ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና [...]
ኣውስትራልያ: ኤርትራውያን ኣብ ግጭት
Radio Erena: Monday, 15 January 2024
ኣብ ኣውስትራልያ ከተማ ሜልቦርን ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ደገፍቲ ህግደፍን ተቓወምትን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት 14ሰባት ክቆስሉ እንከለዉ 10ተ ካብኦም ኣብ ሆስፒታል ሕክምናዊ ክን [...]
ከረን: ኣብ 1978 ብህዝባዊ ግንባር ናይ ዝተጨውዩ ዜጋታት መበል 45 ዓመት ዝኽሪ ይግበር
Radio Erena: Monday, 15 January 2024
ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ንከተማ ከረን ተቖጻጺርሉ ኣብ ዝነበረ እዋን ኣብ ክረምቲ 1978 16 ዜጋታት ተቐማጦ እታ ከተማ ጨውዩ ወሲዱ: 45 ዓመት ሓሊፉ ክሳብ ሎሚ ድሃ [...]
ሰንበት ምስ ሽኾርተት
Radio Erena: Sunday, 14 January 2024
Radio Erena · ሰንበት 14 ጥሪ 2024
[...]
ግብጺ፣ ኣብ ጉዳይ’ቲ ኢትዬጵያ እትጓየየሉ ዘላ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ብዝምልከት ምስ ኤርትራ ትዝቲ
Radio Erena: Friday, 12 January 2024
ግብጺ፣ ኣብ ጉዳይ'ቲ ኢትዬጵያ እትጓየየሉ ዘላ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ብዝምልከት ምስ ኤርትራ ንምዝታይ እማመ ኣቕሪባ።
እቲ እማመ ዝቐረበ፣ ካብ ፕረዚደንት ግብጺ፣ ዓብደ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ህጹጽ ኣኼባ ላዕለዎት ወትሃደራውያን ኣዘዝቲ ኣካይዱ
Radio Erena: Thursday 11 , January 2024
ኣብ ኤርትራ ናይ ክልተ መዓልታት ዑደት ኣካይዱ ናብ ሃገሩ ዝተመልሰ ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ህጹጽ ኣኼባ ወትሃደራውያን ኣዘዝቲ ኣካይዱ።
ኣብቲ ብ10 [...]
ኣውስትራልያ፣ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዝጅምር ፌስቲቫል ህግደፍ፣ ተቓውሞን ናዕቢን ከይካየድ ብምስጋእ ፖሊስ ጽኑዕ ሓለዋ ከካይድ’ዩ
Radio Erena: Thursday 11 , January 2024
ኣብ ኣውስትራልያ፣ ከተማ ሜልበርን፣ ሓሙስ 11 ጥሪ ተኸፊቱ፣ ክሳብ ቀደመ-ሰንበት ንዝቕጽል ፌስቲቫል ህግደፍ፣ ብስም ብርጌድ ንሓመዱ ዝተጠርነፉ፣ ኤርትራውያን ደለይቲ [...]