Category: ዜና ኤርትራ

ሱዳን፣ ናብ ክሊ ማይ ኤርትራ የምርሑ ምንባሮም ዝሓበሩ 101 ግብጻውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ፍርዲ ኣቕርባ
Radio Erena: 23 July 2015 ሱዳን፣ ናብ ክሊ ማይ ኤርትራ የምርሑ ኔሮም ዝበለዎም 101 ግብጻውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ቤት ፍርዲ ኣቕሪባቶም። እቶም ኣብ ክሊ ማይ ሱዳን ድሕሪ ምብጻሖም ዝተታሕዙ የመናውያን ገፍፍቲ ዓሳ ኣብ ፈ [...]

ኣብ ሮማ ኣንጻር ስደተኛታት ዝቐንዐ ተቓውሞ ተኻይዱ
Radio Erena: 23 July 2015 ኣብ ኢጣልያ፣ ከተማ ሮማ ኣንጻር ስደተኛታት ዝቐንዐ ጎነጽ ዝተሓወሶ ተቓውሞ ተኻይዱ። እቶም ብሕሉፋት የመናውያን ሰልፍታት ተወዲቦም ናይ ተቓውሞ ሰልፍን ናዕብን ዘካየዱ ኢጣልያውያን፣ ስደተኛታት ኣ [...]

እስራኤል፣ ዜጋታት ኤርትራ ናብ ሩዋንዳን ኡጋንዳን ከይትሰጉግ ብተጣበቕቲ ዝቀረበ ጻውዒት ብቤት ፍርዲ ተነጺጉ
Radio Erena: 22 July 2015 መንግስቲ እስራኤል፣ ዜጋታት ኤርትራ ናብ ሩዋንዳን ኡጋንዳን ከይሰጉግ ብተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ዝቀረበ ጻውዒት ብቤት ፍርዲ እታ ሃገር ተነጺጉ። እቲ ቤት ፍርዲ ብዘይካ'ዚ፣ ናብ ሩዋንዳን ኡጋንዳ [...]

ሕ/ኤ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ናይ መወዳእታ ውሳኔ ንምብጻሕ ዘካየዶ ኣኼባ ምሉእ ብምሉእ ኣይተዓወተን
Radio Erena: 22 July 2015 ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ናይ መወዳእታ ውሳኔ ንምብጻሕ ብ20 ሓምለ ዘካየዶ ኣኼባ ምሉእ ብምሉእ ኣተዓወተን። እቲ ብሰኑይ ዝተኻየደ ኣኼባ ሚኒስተራት ውሽጣዊ ጉዳያት ሕብረት ኤውሮጳ፣ [...]
መራሒ ቻድ ነበረ ብገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ተኸሲሱ ኣብ ፍርዲ ቀሪቡ
Radio Erena: 21 July 2015 መራሒ ቻድ ነበረ ሒሰን ሃብረ፣ ብገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ተኸሲሱ ብ ሰኔጋል ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ። እቲ ካብ 1982 ክሳብ 1990 ንሸሞንተ ዓመታት መራሒ ቻድ ዝነበረ ሒሰን ሃብረ፣ ካብ ስልጣን [...]

ካልድ ኣብ ጉዕዞ፣ ካብ ማይ’ንበሳ ክሳብ ላምፔዱሳ
Radio Erena: 20 July 2015 "ክሓተካ እንዶ ባሕሪ?" "ስለምንታይ'ዩ ከርስኻ ዘይጸግብ?" "ክሳብ ሕጂ ዝወሓጥካዮ ስጋን ዝሰተኻዮ ደም ኣይኣኽለካን ድዩ?" ቁጠዐይ ምቁጽጻር እንዳሰኣንክሉ'የ [...]

ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ፣ ንሑቲ ካብ ዓደን ንምጽራግ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ስርሒታት ምስ የመንን ስዑዲ ዓረብን ይተሓጋገዝ ምህላዉ ተሓቢሩ
Radio Erena: 20 July 2015 ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ ንሑቲ ካብ ከተማ ዓደን ንምጽራጉ ብሰራዊት መንግስቲ የመንን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ስርሒታት ይተሓጋገዝ ምህላዉ ማዕከናት ዜና ዓረበ ይገልጻ ኣለዋ። ስዑዲ ዓረብ ኣብ [...]

ሓማስ፣ እስራኤላዊ ወትሃደር’ዩ ብምባል ቀይድዎ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ብእስራኤል ተኣሲሮም ምስ ዘለዉ ኣባላቱ ክለዋወጦ ፈቲኑ
Radio Erena : 17 July 2015 ጉጅለ ሓማስ ናይ ፍልስጤም ኣብ ቃዛ ሒዝዎ ዝጸንሐ ኤርትራዊ፣ ምስ እሱራት እስራኤል ክለዋወጦ ንዝገበሮ ፈተነ ብእስራኤል ተነጺጉ። እዚ መንነቱ ዘይተነጸረ ኤርትራዊ ብስም'ቲ ብሓማስ ተታሒዙ ዝርከ [...]

እስራኤል፣ ቅድሚ 31 ሓምለ 2011 ናብታ ሃገር ዝኣተዉ ኤርትራውያን ናብ ሖሎት ክዳጎኑ ዘገድድ ሓድሽ ኣዋጅ ኣውጺኣ
Radio Erena : 17 July 2015 ቅድሚ 31 ሓምለ 2011 ናብ እስራኤል ዝኣተዉ ኤርትራውያን ናብቲ ብክፉት ቤት ማእሰርቲ ዝፍለጥ ሖሎት ክዳጎኑ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ሓድሽ ኣዋጅ ኣውጺኡ። እቲ ሓድሽ ኣዋጅ ቅድሚ 31 ታሕሳስ [...]

ፕረዚደንት ኦባማ ናብ ኢትዮጵያን ኬንያን ዑደት ንምክያድ ኣብ ዝተዳለወሉ፣ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኣልሸባብ መጥቃዕቲ ፈጺማ
Radio Erena : 17 July 2015 ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ ናብ ኬንያን ኢትዮጵያን ዑደት ንምክያድ ምድላዋት ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኣልሸባብ ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርትን ሚሳይላትን ደብዳብ ኣካይዳ። ኦባማ ናብዘ [...]