Category: ዜና ኤርትራ

1 505 506 507 508 509 592 5070 / 5914
ኣብ ኢጣልያ ኣንጻር ስደተኛታት ዝቐንዐ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ኣብ ኢጣልያ ኣንጻር ስደተኛታት ዝቐንዐ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 17 November 2014 ኣብ ኢጣልያ ከተማ ሮማ ኣንጻር ስደተኛታት ዝቐንዐ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። ኣስታት ሓደ ሽሕ ዝኾኑ ሕሉፍ መርገጺ ዘለዎም ኢጣልያውያን፣ ኣብ ሮማ ድሕሪ ምትእክኻብ፣ ከንቲባ እታ ከተማ ንስደተ [...]
ፕረዚደንት ዚምባብዌ ሮበርት ሙጋበ፣ ብሓደ ካብ ናይ ቀረባ ሰበ ስልጣናቱ ናይ ቅትለት ውድኢት ተኣሊምሉ ክትብል ናይ መንግስቲ ጋዜጣ ኸሲሳ

ፕረዚደንት ዚምባብዌ ሮበርት ሙጋበ፣ ብሓደ ካብ ናይ ቀረባ ሰበ ስልጣናቱ ናይ ቅትለት ውድኢት ተኣሊምሉ ክትብል ናይ መንግስቲ ጋዜጣ ኸሲሳ

Radio Erena: 17 November 2014 ፕረዚደንት ዚምባብዌ ሮበርት ሙጋበ ብሓደ ካብ ናይ ቀረባ ሰበ ስልጣናቱ ናይ ቅትለት ውጥን ተኻይድሉ ክትብል ሳንደይ መይል ዝተባህለት ብመንግስቲ እትውነን ጋዜጣ እታ ሃገር ሓቢራ። እታ ጋዜጣ [...]
ጉዕዞ ብባቡር፣- ካብ ናቕፋ ክሳብ ፓሪስ

ጉዕዞ ብባቡር፣- ካብ ናቕፋ ክሳብ ፓሪስ

Radio Erena: 14 November 2014      ባቡር ቁጽሪ 7223፣ ኣብቲ ካብ ሰሜናዊ ክፋል ፓሪስ ዝርከብ ፎሮቭያ፣ ናብታ ብኤርትራውያን ግኑን ስም ሒዛ ናብ እትርከብ ወደብት ከተማ ካሌ ተበጊሱ ኣሎ። ልክዕ ሰዓት 9:46 ረፋድ [...]
ኣሚር ቀጠር ብጉዳይ ኤርትራን ጅቡቲን ናብ ፕረዚደንት ጅቡቲ ደብዳቤ ልኢኹ

ኣሚር ቀጠር ብጉዳይ ኤርትራን ጅቡቲን ናብ ፕረዚደንት ጅቡቲ ደብዳቤ ልኢኹ

Radio Erena: 14 November 2014 ኣሚር ቀጠር ሸኽ ታሚም ቢን ሓማድ ኣልታኒ፣ ኣብ ጉዳይ ኤርትራን ጅቡቲን ዘተኮረ ደብዳቤ ናብ ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ጉለ ከምዝልኣኸ ተገሊጹ። ነቲ ካብ ኣሚር ቀጠር ዝተላእከ ደብዳ [...]
ብመንገዲ ሲናይ ናብ እስራኤል ናይ ዝኣትዉ ብዝሒ ኤርትራውያን ናብ ዜሮ ወሪዱ

ብመንገዲ ሲናይ ናብ እስራኤል ናይ ዝኣትዉ ብዝሒ ኤርትራውያን ናብ ዜሮ ወሪዱ

Radio Erena: 14 November 2014 ብመንገዲ ሲናይ ናብ እስራኤል ናይ ዝኣትዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዝሒ ናብ ዜሮ ወሪዱ ምህላዉ ንጸብጻብ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። ኣብዚ ዝሓለፈ [...]
ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ኬንያ ናይ ዝኣትዉ ኢትዮጵያን ብዝሒ ይውስኽ ምህላዉ ተሓቢሩ

ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ኬንያ ናይ ዝኣትዉ ኢትዮጵያን ብዝሒ ይውስኽ ምህላዉ ተሓቢሩ

Radio Erena: 13 November 2014 ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዶብ እናሰገሩ ናብ ኬንያ ናይ ዝኣትዉ ዘለዉ ኢትዮጵያን ቁጽሪ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ይውሽክ ምህላዉ ዘ ስታንዳርድ ዝተባህለ ማዕከን ዜና ሓቢሩ። ብመሰረት ጸብጻብ እቲ ማዕከን [...]
ብዝሒ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ስዊዘርላንድ ኣብዚ ዓመት’ዚ ጥራይ ልዕሊ 22 ሽሕ በጺሑ

ብዝሒ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ስዊዘርላንድ ኣብዚ ዓመት’ዚ ጥራይ ልዕሊ 22 ሽሕ በጺሑ

Radio Erena: 12 November 2014 ብዝሒ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ስዊዘርላንድ እብዚ ዓመት'ዚ ልዕሊ 22 ሽሕ ከምዝበጽሐ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። ኣብ 2004 ኣብታ ሃገር ፖለቲካዊ ዑቕባ ዝሓተቱ ኤርትራውያን [...]
ሚኒስተር ፍትሒ ፎውዝያ ሃሽም፣ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ናይ ፖለቲካ እሱራት ዘለዎ ኣተሓሕዛ ቅኑዕ’ዩ ኢላ

ሚኒስተር ፍትሒ ፎውዝያ ሃሽም፣ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ናይ ፖለቲካ እሱራት ዘለዎ ኣተሓሕዛ ቅኑዕ’ዩ ኢላ

Radio Erena: 12 November 2014 ሚኒስተር ፍትሒ ፎውዝያ ሓሽም ኣብ ሪያድ ምስ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደገፍቲ ህግደፍ ኣብ ዘካየደቶ ኣኼባ፣ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኣተሓሕዛ ናይ ፖለቲካ እሱራት ንዘለዎ መርገጺ ንዝሃበቶ ርእይቶ [...]
ፖሊስ ሱዳን ሽዱሽተ ዝተጨውዩ ኤርትራውያን ኣድሒኖም

ፖሊስ ሱዳን ሽዱሽተ ዝተጨውዩ ኤርትራውያን ኣድሒኖም

Radio Erena: 11 November 2014 ፖሊስ ሱዳን፣ ኣብ ከሰላ ተጨዮም ዝጸንሑ ሽዱሽተ ኤርትራውያን ናጻ ከምዘውጽኡ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቶም ከባቢ ኣጥባራ ኣብ ዝርከብ ቦታ ንሓድሕዶም ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሽዱሽተ ኤ [...]
ኣብነት ሓያሎ ሃገራት ክትከውን ተስፋ ዝነበራ ኤርትራ፣ ስማ ብዋሕዚ ስደት ክጥቀስ ኣዝዩ ከምዘሕዘኖ ዳን ኮነል ገሊጹ

ኣብነት ሓያሎ ሃገራት ክትከውን ተስፋ ዝነበራ ኤርትራ፣ ስማ ብዋሕዚ ስደት ክጥቀስ ኣዝዩ ከምዘሕዘኖ ዳን ኮነል ገሊጹ

Radio Erena: 10 November 2014 ኣብነት ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ክትከውን ትጽቢት ዝተንበርላ ኤርትራ፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ስማ ብዋሕዚ ስደት ክጥቐስ ኣዝዩ ከምዘሕዘኖ፣ ካብ 1977 ኣትሒዙ ምስ ኤርትራ ምትእስሳር ዘለዎ ኣመሪካዊ [...]
1 505 506 507 508 509 592 5070 / 5914