Category: ዜና ኤርትራ

1 506 507 508 509 510 591 5080 / 5908
10 መነኮሳት ገዳማት ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ተሓቢሩ

10 መነኮሳት ገዳማት ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ተሓቢሩ

Radio Erena: 05 November 2014 10 መነኮሳት ገዳማት ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ተዋህዶ ዶት ኦርግ ሓቢሩ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፣ እቶም 10 መነኮሳት ገዳማት ኤርትራ፣ ምስቲ ኣቐዲሙ ብመራሕቲ ገዳማት ኤርትራ [...]
ናብ ኤርትራን ኢራንን ወትሃደራዊ ንዋት ብዘይሕጋዊ መንገዲ ብምሻጡ ዝተኸሰሰ ስዊዘርላንዳዊ ነጋዳይ ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ

ናብ ኤርትራን ኢራንን ወትሃደራዊ ንዋት ብዘይሕጋዊ መንገዲ ብምሻጡ ዝተኸሰሰ ስዊዘርላንዳዊ ነጋዳይ ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ

Radio Erena: 05 November 2014 ናብ ኤርትራን ኢራንን ወትሃደራዊ ንዋት ኣብ ምሻጥ ክነጥፍ ከምዝጸንሐ ዝተኸሰ ስዊዘርላንዳዊ ነጋዳይ ኣብ በሊንዞን ኣብ ዝርከብ ፈደራላዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ከምዝቐረበ ትሪቡን ደ ጀነቭ ዝ [...]
ፈረንሳ፣ ኣብ ወደባዊት ከተማ ካሌ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ግዝያዊ መዕቆቢ ክትሃንጽ ወሲና

ፈረንሳ፣ ኣብ ወደባዊት ከተማ ካሌ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ግዝያዊ መዕቆቢ ክትሃንጽ ወሲና

Radio Erena: 05 November 2014 ፈረንሳ፣ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ወደባዊት ከተማ ካሌ ንዝተኣኻኸቡ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ግዝያዊ መዕቆቢ ክትሰርሕ ምውሳና ተገሊጹ። እዚ ዝተገልጸ፣ ሚኒስተር ውሽ [...]
ብሰንኪ ናይል ሓርፊፉ ዝርከብ ዝምድና ኢትዮጵያን ግብጽን፣ ብንግድ ክሓዊ ከምዝኽእል ተገሊጹ

ብሰንኪ ናይል ሓርፊፉ ዝርከብ ዝምድና ኢትዮጵያን ግብጽን፣ ብንግድ ክሓዊ ከምዝኽእል ተገሊጹ

Radio Erena: 05 November 2014 ብሰንኪ ናይል ዛሕቲሉ ዝርከብ ዝምድና ኢትዮጵያን ግብጽን ብንግድ ክበራበር ከምዝኽእል ተገሊጹ። ብሰንኪ'ቲ ኢትዮጵያ ኣብ ገማግም ናይል እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ካብ ዝሰሓሓባ ሳልሳይ ዓመትን ሓሊፉ [...]
“ውሓጥዮ እንተበልክዋስ ትጎስሞ!” ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ

“ውሓጥዮ እንተበልክዋስ ትጎስሞ!” ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ

Radio Erena: 04 November, 2014 ኣብ ኤርትራ ሓያሎ ክዝረበሉ ዝኽእል ማሕበራዊ ሕሰም እናሃለወ፣ ኣብ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ንኣዋርሕ ዝኣክል ብዝዕባ ወሰኽ ዋጋ ቢራ ተደጋጊሙ ክጸሓፍ ዓገብ ምዃኑ ሕጂ'ውን ተኸታተልቲ ሬድዮ [...]
ቡርኪናፋሶ፣ ናብ ወትሃደራዊ ምልኪ ዶ ወይስ ናብ ደሞክራሲ?

ቡርኪናፋሶ፣ ናብ ወትሃደራዊ ምልኪ ዶ ወይስ ናብ ደሞክራሲ?

Radio Erena: 04 November, 2014 ፕረዚደንት ቡርኪናፋሶ ብሌዝ ካምፓኦረ ብዝባዊ ናዕቢ ካብ ስልጣኑ ድሕሪ ምእላዩ፣ ግዝያዊ መራሒ እታ ሃገር ኮይኑ ኣብ ስልጣን ደይቡ ዝርከብ ኣዛዚ ሰራዊት እታ ሃገር ኮለነል ኢሳቕ ያቆብ ዚ [...]
ቀጠርን ሱዳንን ኣብ ወትሃደራዊ ስምምዕ

ቀጠርን ሱዳንን ኣብ ወትሃደራዊ ስምምዕ

Radio Erena: 04 November, 2014 ሱዳንን ቀጠርን ኣብ ወትህደራዊ መዳይ ክተሓጋገዛ ተሰማሚዐን። ሚኒስተር ምክልኻል ሱዳን ዓብደልራሒም ሑሰን ምስ ቀጠራዊ መዘንኡ ሓማድ ቢን ዓሊ ኣል ዓትያ ብምርኻብ ነቲ ስምምዕ ከምዝኸተሙ [...]
ኣብ ቡርኪናፋሶ ዘጋጠመ ህዝባዊ ናዕቢ፣ ኤርትራ ንእትርከበን ሃገራት ኣፍሪቃ መጠንቐቕታ ምዃኑ ተገሊጹ

ኣብ ቡርኪናፋሶ ዘጋጠመ ህዝባዊ ናዕቢ፣ ኤርትራ ንእትርከበን ሃገራት ኣፍሪቃ መጠንቐቕታ ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 03 November, 2014 ኣብ ቡርኪናፋሶ ንፕረዚደንት እታ ሃገር ካብ ስልጣኑ ዝፈንቐለ ህዝባዊ ናዕቢ፣ ብምልኪ ንዝመሓደራ ዘለዋ ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃ መጠንቐቕታ ምዃኑ ተንተንቲ ፖለቲካ ኣፍሪቃ ይገልጽዎ ኣለዉ። [...]
ብዛዕባ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዝዘተየ ሰሚናር ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ተኻይዱ

ብዛዕባ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዝዘተየ ሰሚናር ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ተኻይዱ

Radio Erena: 03 November, 2014 ብዛዕባ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዝዘተየ ሰሚናር ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ተኻይዱ። ዕላማ'ቲ ኤርትራዊ ምንቕስቓስ ንደሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን - EMDHRን ፕሪቶርያ ዩኒቨርሲቲ ማእከል [...]
ኤርትራ፣ ክትንበብ ዕድል ዘይረኸበት መጽሓፍ

ኤርትራ፣ ክትንበብ ዕድል ዘይረኸበት መጽሓፍ

Radio Erena: 31 October, 2014              ኣብ ጎደናታት ኣስመራ ሽጋራን ማስቲካን ዝሸጡ ቆልዑ ያን፣ እቲ ሰማያዊ ሰብ ዘርእስታ መጽሓፍ ይሸጡ ኣለዉ ዝብል ወረ ንኣባላት ስለያ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ፍሉይ ተል [...]
1 506 507 508 509 510 591 5080 / 5908