Category: ዜና ኤርትራ

ሓይልታት ጸጥታ ፑንትላንድ ልዕሊ 80 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ቀይዶም
Radio Erena: 07 July 2015 ሓይልታት ጸጥታ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብታ ሃገር ዝኣተዉ ልዕሊ 80 ዜጋታት ኢትዮጵያ ቀይዶም። እቶም ሎሪ ብዝዓይነታ መኪና ተጻዒኖም ኣብ ጥቃ ከተማ ጋሮወ ዝተታሕዙ ኢት [...]
ኣማኢት ኤርትራውያን ቆልዑ ብዘይኣላዩ ኣብ ጎደናታት ኢጣልያ ይከላበቱ ኣለዉ
Radio Erena: 06 July 2015 ልዕሊ 300 ዝኾኑ ኤርትራውያን ትሕቲ ዕድመ፣ ቆልዑ ብዘይኣላዩ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኢጣልያ ኣብ ጎደናታት ይከላበቱ ኣለዉ። እዞም ካብ 12 ክሳብ 16 ዓመት ዝዕድሚኦም ኤርትራውያን፣ ብዘይዝኾ [...]

መማህራን፣ ኣብ ናይ ክረምቲ ዕረፍቶም ናብ ወትሃደራዊ ታዕሊም ክወርዱ’ዮም
Radio Erena: 06 July 2015 ኣብያተ ትምህርቲ ኤርትራ ናይ ክረምቲ ዓመታዊ ዕርፍቲ ኣብ ዝወጻእሉ እዋን፣ መማህራን ናብ ወትሃደራዊ ታዕሊም ክወርዱ'ዮም። መንግስቲ ኤርትራ፣ መማህራን ኣብ ናይ ክረምቲ ናይ ዕረፍቲ ግዜኦም ናብ [...]

ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ፣ ንፈስቲቫል ህግደፍ ኣብ ከተማ ጊሰን ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም
Radio Erena: 06 July 2015 ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ጀርመን፣ ነቲ ብህግደፍ ኣብ ከተማ ጊሰን ዝካየድ ዘሎ ፈስቲቫል ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ኤርትራውያን፣ ኣብቲ ብቀዳም 4 ሓምለ ብፖሊስ ተ [...]
ሃለዋቶም ጠፊኡ ዝጸንሐ 6 ኤርትራውያን ትሕቲ ዕድመ፣ ብህወቶም ከምዘለዉ ተሓቢሩ
ብኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዕሽ ተታሒዞም ሃለዋቶም ጠፊኡ ዝጸንሐ 6 ኤርትራውያን ትሕቲ ዕድመ ህጻናት፣ ብህወቶም ከምዘለዉ፣ ካብቲ ጉጅለ ኣምሊጦም ዝወጹ ዜጋታት ምስ ሬድዮ ኤረና ኣብ ዝገበርዎ ቃለመጠይቅ ሓቢሮም። እቶም ኤርትራውያን ኣ [...]
ብው.ሕ.ሃ. ዝቖመት ኮሚሽን ተወሳኺ ዕማም ንምስላጥ ናይ ሓደ ዓመት ግዜ ተዋሂቡዋ።
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቱ ዝፍጽሞ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ንኸተጻሪ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝቖመት ኮሚሽን ተወሳኺ ዕማም ንምስላጥ ናይ ሓደ ዓመት ግዜ ተዋሂቡዋ። እታ ኮሚሽን ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ዘቕረበቶ ጸብጻብ መ [...]
ኣብ ከተማ ኣስመራ ጽዑቕ ግፋ ይቕጽል
መንግስቲ ኤርትራ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣንፈት ኣቓልቦ ህዝቢ ንምጥምዛዝ ዘካይዶም ሜላታት፣ ኣብ ከተማ ኣስመራ ጽዑቕ ግፋ ከምዘካየደ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ምንጭታትና ኣብ ዝለኣኹዎ ሓበሬታ፣ እቲ ብዕለት 1 ሓምለ ኣብ ሰዓታት [...]
ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ መዓልታት 2,900 ስደተኛታት ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ድሒኖም
ዋሕዚ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኤውሮጳ ኣብ ፖለቲካ ሃገራት ምዕራብ ቀንዲ መዛረቢ ኣርእስቲ ኮይኑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ መዓልታት ጥራይ 2,900 ስደተኛታት ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ከምዝደሓኑ [...]
ምፍርራህ ሰበስልጣን እስራኤል ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ይቕጽል
ሰበስልጣን እስራኤል ነቶም ኣብ መዳጎኒ መዓስከር ሖሎት ዝርከቡ ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን፣ ብገዛእ ፍቓዶም ናብ ዩጋንዳ ወይ ሩዋንዳ ክጣየሱ እንተዘይፈቒዶም፣ ንዘይተወሰነ እዋን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ሳሃሮኒም ክእሰሩ ምዃኖም የፈራርሑ ኣለዉ። [...]
ኣብ ሱዳን ተጨውዮም ዝነበሩ 47 ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ናጻ ወጺኦም
ኣብ ሱዳን ብዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብ ተጨውዮም ዝነበሩ 47 ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ናጻ ወጺኦም። እዞም ኣብ ምብራቓዊ ሱዳን ዞባ ከሰላ ተጨውዮም ዝጸንሑ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ናጻ ዝወጹ፣ ፖሊስ’ታ ከተማ ድሕሪ [...]