Category: ዜና ኤርትራ

ብተሓጋጋዚ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ዝምራሕ ወኪል መንግስቲ ኣመሪካ ኣብ ጅቡቲ ምብጻሕ ይፍጽም
Radio Erena: 11 February 2016 ብተሓጋጋዚ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን ዝምራሕ ወኪል መንግስቲ ኣመሪካ ኣብ ጅቡቲ ናይ ክልተ መዓልታት ወግዓዊ ዑደት ኣካይዱ። ዕላማ ዑደት ወኪል መንግስቲ ኣመሪካ ናብ ጅ [...]

መንግስቲ ኤርትራ፣ ካብ ወጻኢ ሃገራት ንዝመጹ ዜጋታት ካብ ባንክ ክሳብ 25 ሽሕ ናቕፋ ከውጽኡ ፈቒዱ
Radio Erena: 10 February 2016 መንግስቲ ኤርትራ፣ ድሕሪ ምቕያር ናቕፋ ካብ ባንክ ገንዘብ ንዘውጽኡ ኤርትራውያን ናብ ሓሙሽተ ሽሕ ናቕፋ ጥራይ ኣውሪድዎ ኣብ ዘለወሉ እዋን፣ ካብ ወጻኢ ሃገራት ንዝመጹ ግና ክሳብ 25 ሽሕ [...]

መንግስቲ እስራኤል፣ ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ሖሎት ዝቕየድሉ ግዜ ናብ ሓደ ዓመት ኣውሪድዎ
Radio Erena: 10 February 2016 መንግስቲ እስራኤል፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ሖሎት ዝቕየድሉ ግዜ ናብ ሓደ ዓመት ክወርድ ብሰኑይ 8 ለካቲት ሓድሽ ሕጊ ከምዘሕለፈ መርበብ ሓበሬታ ሃረጽ ገሊጹ። እቲ መንግስ [...]

ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ዝተኸሰሱ ሽዱሽተ ኤርትራውያን ኣብ ኢጣልያ፣ ነፍሲ ወከፎም ካብ ክልተ ክሳብ ሽዱሽተ ዓመት ክእሰሩ ተፈሪዶም
Radio Erena: 10 February 2016 ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ዝተኸሰሱ ሽዱሽተ ኤርትራውያን ኣብ ኢጣልያ፣ ነፍሲ ወከፎም ካብ ክልተ ክሳብ ሽዱሽተ ዓመት ክእሰሩ ከምዝተፈርዱ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ካብ ከተማ ፓሌርሞ ሓ [...]

ወከልቲ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕ.ሃ ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ይፍጽሙ
Radio Erena: 09 February 2016 መንግስቲ ኤርትራ ብከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ተኸሲስሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ወኪልቲ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ይፍጽም ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ገሊጾም [...]

ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕ.ሃ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ናብ ዝተዓቕብሉ መዓስከር በጺሑ
Radio Erena: 09 February 2016 ሓድሽ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ፍሊፖ ግራንዲ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ተዓቝቦምሉ ናብ ዝርከብ መዓስከር በጺሑ። እቲ ኮሚሽነር፣ ኣብቲ ሓደ ካብቲ ኤርትራው [...]

ዓም ዓብደሪሒም ዝርኣየ?
Radio Erena: 08 February 2016 ሰምሃር ናይ ዝበልዓቶ መግቢ ትርፍራፍ ካብ ኣስናና ጠቕሊሉ ኣይተኣልየን። ፍሽኽትኣ ግና ኣየጽልእን። ሓውሲ ማዳ ዝወረሮ እንተዘይኮይኑ ዘኽፍእ መልክዕ ገጽ'ውን የብላን። ብቴንዳ ኣብ [...]

ፖሊስ ቱርኪ፣ ናይ ሓሶት ፖስፖርት ሒዞም ናብ ሃገራት ኤወሮጳ ንምስጋር ዝፈተኑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 197 ሰባት ቀይዱ
Radio Erena: 08 February 2016 ፖሊስ ቱርኪ፣ ናይ ሓሶት ፓስፖርት ሒዞም ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ክሰገሩ ዝፈተኑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 197 ዜጋታት ዝተፈላለየ ሃገራት ከምዝቐየደ ኣፍሊጡ። እቶም ዝሓለፈ ሰሙን ዝተታሕዙ ኤር [...]

ደቡብ ሱዳን፣ ካብ ዚምባብዌ 20 ሽሕ መማህራንን ነርሳትን ንምቑጻር ትዘራረብ
Radio Erena: 08 February 2016 ደቡብ ሱዳን ካብ ዚምባብዌ ኣስታት 20 ሽሕ መማህራንን ነርሳትን ንምቑጻር ኣብ ምዝርራብ ከምዘላ ተሓቢሩ። 'ክሮኒክል' ዝተብሃለት ጋዜጣ ዚምባብዌ ኣቕሪባቶ ብዘላ ሓበሬታ መሰረት፣ ደቡብ ሱዳ [...]

ንእስራኤላዊ ወትሃደር ብኻራ ዘቑሰለ ሱዳናዊ ስደተኛ ተቐቲሉ
Radio Erena: 08 February 2016 ንእስራኤላዊ ወትሃደር ብኻራ ዘቑሰለ ሱዳናዊ ስደተኛ ብካልእ ወትሃደር ከምዝተቐትለ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ትማሊ ሰንበት 7 ለካቲት ኣብ ከተማ ኣሽኸሎን ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ሓደ [...]