Category: ዜና ኤርትራ

1 460 461 462 463 464 589 4620 / 5890
ፖሊስ ፈረንሳ፣ ኣብ ጎደናታት ፓሪስ ዝሓድሩ ዘለዉ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታትን ብጎነጽ ምብታኑ ተነቒፉ

ፖሊስ ፈረንሳ፣ ኣብ ጎደናታት ፓሪስ ዝሓድሩ ዘለዉ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታትን ብጎነጽ ምብታኑ ተነቒፉ

Radio Erena : 12 June 2015 ፖሊስ ፈረንሳ፣ ኣብ ጎደናታት ፓሪስ ቴንዳታት ብምዝርጋሕ ክነብሩ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ንምብታን ጎነጽ ምጥቃሞም ካብ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ተሪር ተቓውሞ ገጢምዎም። ምምሕ [...]
ፕረዚደንታት ኤርትራን ሱዳንን፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ዞባና ብፍላይ ድማ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘትዮም

ፕረዚደንታት ኤርትራን ሱዳንን፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ዞባና ብፍላይ ድማ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘትዮም

Radio Erena: 11 June 2015 ፕረዚደንት ኤርትራ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽርን ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ዝምድና ክልቲኤን ሃገራትን ጸጥታ ዶባት ብዝምልከት ተዘራሪቦም። ክልቲኦም መራሕቲ ኣብቲ [...]
መንግስቲ ሱዳን፣ ኤርትራውያን ኣብ ካርቱም ይገፍፍ

መንግስቲ ሱዳን፣ ኤርትራውያን ኣብ ካርቱም ይገፍፍ

Radio Erena: 11 June 2015 መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ካርቱም ንዝረክቡ ኤርትራውያን ይገፍፍ ምህላዉ ምንጭታት ኤረና ካብታ ከተማ ሓቢሮም። ብፍላይ ሰሓፋ ኣብ ዝተባህለ ኤርትራውያን ብብዝሒ ኣብ ዝነብርሉ ከባቢ ካርቱም፣ ሓይልታት [...]
“ነርወይ፣ ስደተኛታት ናብ ኤርትራ ክትመልስ ኣይትኽእልን’ያ፣” ዋና ጸሓፊት ማሕበር ሓተቲ ዑቕባ ነርወይ

“ነርወይ፣ ስደተኛታት ናብ ኤርትራ ክትመልስ ኣይትኽእልን’ያ፣” ዋና ጸሓፊት ማሕበር ሓተቲ ዑቕባ ነርወይ

Radio Erena: 11 June 2015 ነርወይ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ዓዶም ንምምላስ ብየመናዊ ሰልፊ እታ ሃገር ዝተወጠነ ስምምዕ ግብራዊ ከምዘይኮነ ዋና ጸሓፊት ማሕበር ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ነርወይ ኣን-ማግሪት ኣውስተና (Anne- [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ጽባሕ ናብ ሱዳን ከምርሕ’ዩ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ጽባሕ ናብ ሱዳን ከምርሕ’ዩ

Radio Erena: 10 June 2015 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ዝምድና ኤርትራን ሱዳንን ጸጥታ ዶባትን ንምዝርራብ ጽባሕ ናብ ሱዳን ከምርሕ ምዃኑ ተገሊጹ። ፕረዚደንት [...]
ሕ.ሃ.፣ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝርከቦም ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ፣ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ፈጺሞም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ዝእንፍት ጸብጻብ ምቕራቡ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ኣቖጢዑ

ሕ.ሃ.፣ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝርከቦም ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ፣ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ፈጺሞም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ዝእንፍት ጸብጻብ ምቕራቡ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ኣቖጢዑ

Radio Erena : 10 June 2015 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝርከቦም ሓያሎ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ፣ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ፈጺሞም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ዝእንፍት ጸብጻብ ብሕቡራት ሃገራት ምቕራቡ ንመንግስቲ ኤርትራ ኣ [...]
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ብሪጣንያ ብጉዳይ ክልተ ካብ ሚእቲ መርመራ ይካየደሉ ኣሎ

ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ብሪጣንያ ብጉዳይ ክልተ ካብ ሚእቲ መርመራ ይካየደሉ ኣሎ

Radio Erena : 10 June 2015 ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ብሪጣንያ፣ ኣብታ ሃገር ካብ ዝነብሩ ኤርትራውያን ዜጋታት ክልተ ካብ ሚእቲ ምኽፋል ይቕጽሎ ከይህሉ ንምርግጋጽ ፖሊስ ዓዲ እንግሊዝ መርመራ የካይድ ምህላዉ ዘ ጋርድያን ሓቢሩ። [...]
ኢትዮጵያን ጅቡትን ዘራኽብ መንገዲ ባቡር ኣብዚ ቀረባ ክዛዘም ምዃኑ ተሓቢሩ

ኢትዮጵያን ጅቡትን ዘራኽብ መንገዲ ባቡር ኣብዚ ቀረባ ክዛዘም ምዃኑ ተሓቢሩ

Radio Erena : 10 June 2015 ካብ ጅቡቲ ክሳብ ኢትዮጵያ ዝዝርጋሕ መንገዲ ባቡር ክዛዘም ከምዝቐረበ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ። እቲ ካብ ወደብ ጅቡቲ ነቒሉ ናብ ኣዲስ ኣበባ 752 ኪሎሜተር ዝዝርጋሕ መንገዲ ባቡር፣ ናይ [...]
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስቶኮልም ዝርከበሉ ጎደና ብስም ዳዊት ኢሳቕ ክጽዋዕ ውሳነ ይጽበ ኣሎ

ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስቶኮልም ዝርከበሉ ጎደና ብስም ዳዊት ኢሳቕ ክጽዋዕ ውሳነ ይጽበ ኣሎ

Radio Erena: 09 June 2015 ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሽወደን ዝርከቡ ጎደና፣ ብስም ኤርትራዊ ሽወደናዊ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ክጽዋዕ ባይቶ ከተማ ስቶኮልም ን15 ሰነ ውሳኔ ክህበሉ ምዃኑ ተሓቢሩ። ዝተፈላለዩ ፖለቲከኛታትን ጋዜጠኛታ [...]
ኣብ ኤርትራ ዑደት ዘካየደ ወኪል ነርወይ፣ ሃገራዊ ኣገልግሎት ናብ 18 ኣዋርሕ ክወርድ ምዃኑ ከምዝተነግሮ ሓቢሩ

ኣብ ኤርትራ ዑደት ዘካየደ ወኪል ነርወይ፣ ሃገራዊ ኣገልግሎት ናብ 18 ኣዋርሕ ክወርድ ምዃኑ ከምዝተነግሮ ሓቢሩ

Radio Erena: 09 June 2015 ኣብ ኣስመራ ዑደት ብምክያድ ምስ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ዝተዘራረበ ወኪል መንግስቲ ነርወይ፣ ዑቕባ ዝተነጽጉ ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ቅድሚ ምምላስ ተወሳኺ መጽናዕቲ ከምዘድሊ ገሊጹ። እቲ ን [...]
1 460 461 462 463 464 589 4620 / 5890