Category: ዜና ኤርትራ

1 459 460 461 462 463 591 4610 / 5909

ኣባል ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ዘካየድዎ ዋዕላ ብዘይ ፍረ ተዛዚሙ

ወከልቲ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ዘካየድዎ ዋዕላ ብዘይ ፍረ ብምዝዛሙ ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ዳግማይ ክራኸቡ ምዃኖም ተገሊጹ።    ኣብቲ ንልዕሊ 7 ሰዓታት ዝቐጸለ ክትዕን ዘተን፣ ነዚ ብማእከላይ ባሕሪ ሰንጢቕካ ዝግ [...]
ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ጀኔቫ ዝተኣኻኻቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ሰለማዊ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ

ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ጀኔቫ ዝተኣኻኻቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ሰለማዊ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ

Radio Erena: 26 June 2015 እቶም ኤርትራውያን ሎሚ ዓርቢ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዝጀመርዎ ሰለማዊ ሰልፊ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ከብቕዕ ብምጽዋዕ፣ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ'ቲ ገበናውት ኣንጻር ደዊ ሰብ [...]
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ኤርትራውያን ንጸብጻብ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ኤርትራውያን ንጸብጻብ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: 26 June 2015 ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ሓቲቶም ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ነቲ ንጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ሎሚ 26 ሰነ 2015 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሰለማዊ ሰልፊ ከምዘካየዱ ወኪል ሬድዮ [...]
ብኤርትራውያን ዝተወደበ ዘተ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ጄኔቫ ንካልኣይ መዓልቱ ቀጺሉ

ብኤርትራውያን ዝተወደበ ዘተ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ጄኔቫ ንካልኣይ መዓልቱ ቀጺሉ

Radio Erena : 26 June 2015 ጎኒ ጎኒ'ቲ ኣብ ጄኔቭ ዝካየድ ዘሎ መበል 29 ዋዕላ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ብኤርትራውያን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ዝተወደበ ዓውደ ዘተ ትማሊ 25 ሰነ'ውን ንካልኣይ መዓል [...]
Updated: ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ንጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

Updated: ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ንጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: 25 June 2015 ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን'ውን ንጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ኣብ ቴልኣቪቭ ኣብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ሕብረት ኤውሮጳ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ኤርትራውያን ብ25 [...]
ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ ካብ ዝጨወዮም ልዕሊ 80 ኤርትራውያን፣ ኣስታት 14 ኣምሊጦም

ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ ካብ ዝጨወዮም ልዕሊ 80 ኤርትራውያን፣ ኣስታት 14 ኣምሊጦም

Radio Erena: 25 June 2015 ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ ብ4 ሰነ 2015 ካብ ዝጨወዮም ልዕሊ80 ኤርትራውያን ዛጊት እቶም ኣስታት 14 ካብ መፈንጠራ እቲ ጉጅለ ከምዝምለጡ፣ ሓደ ካብኣቶም ንሬድዮ ኤረና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ገሊጹ። [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ዋዕላ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት፣ ብምግሃስ መሰል ደቂ ሰብ ብተሪር ተነቒፋ

ኤርትራ፣ ኣብ ዋዕላ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት፣ ብምግሃስ መሰል ደቂ ሰብ ብተሪር ተነቒፋ

Radio Erena: 25 June 2015 መበል 29 ስሩዕ ዋዕላ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ብምትኳር ኣብ ዘካየዶ ናይ ክልተ መዓልታት ዘተን ክትዓትን፣ ሓያሎ ሃገራት ነቲ ብ ኤርትራ [...]
ኤርትራውያን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ጄኔቫ ዘተን ክትዓትን የካይዱ

ኤርትራውያን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ጄኔቫ ዘተን ክትዓትን የካይዱ

Radio Erena: 25 June 2015 ጎኒ ጎኒ'ቲ ኣብ ጄኔቭ ዝካየድ ዘሎ ዋዕላ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ብኤርትራውያን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ዝተወደበ ዓውደ ዘተ'ውን ምእንጋዱ ተሓቢሩ። እቲ ዝተፈላለያ ሃገራውያ [...]
ኣልሸባብ፣ ኣምባሳደር ዝርከቦም ዲፕሎማሰኛታት ኤምባሲ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣጥቂዑ

ኣልሸባብ፣ ኣምባሳደር ዝርከቦም ዲፕሎማሰኛታት ኤምባሲ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣጥቂዑ

Radio Erena: 25 June 2015 ሽበራዊ ጉጅለ ኣልሸባብ፣ ኣምባሳደር ንዝርከቦም ዲፕሎማሰኛታት ዝጸዓነ ቃልፍላይ ኤምባሲ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዘነጻጸረ መጥቃዕቲ ብምክያዱ ብውሕዱ ሽዱሽተ ሰባት ተቐቲሎም። ኣብቲ ብሮቡዕ 24 ሰነ፣ [...]
ደገፍቲ መንግስቲ ኤርትራ፣ ንኣባላት መርማሪት ኮሚሽን ኣፈራሪሖም

ደገፍቲ መንግስቲ ኤርትራ፣ ንኣባላት መርማሪት ኮሚሽን ኣፈራሪሖም

Radio Erena: 24 June 2015 ደገፍቲ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ጄኔቫ ድሕሪ ዘካየድ ተቓውሞ፣ ንኣባላት መርማሪት ኮሚሽን ከምዘፈራርሑ ተገሊጹ። እቶም ደገፍቲ መንግስቲ፣ ብፍላይ ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ከተጻሪ ብውድብ ሕ [...]
1 459 460 461 462 463 591 4610 / 5909