Category: ዜና ኤርትራ
ኣብ ዋዕላ ሃገራዊ ዘተ ሱዳን ፣ ብዘይካ ፕረዚደንት ኤርትራ፣ ብምሉኦም መራሕቲ ጎረባብቲ ሃገራት ክሳተፉ ምዃኖም ተሓቢሩ
Radio Erena: 04 October 2016 ኣብ 10 ጥቅምቲ ኣብ ዝጋባእ ዋዕላ ሃገራዊ ዘተ ሱዳን ፣ መራሕቲ ጎረባብቲ ሃገራት ክሳተፉ ዕድመ ቀሪቡሎም። ኣብቲ ዋዕላ፣ መራሕቲ ግብጺ፣ ኢትዮጵታ፣ ቻድ፣ ኡጋንዳን ሞሪታንያን ከምኡ ድማ ዋ [...]
ዝኽሪ ሳልሳይ ዓመት ሓደጋ ላምፔዱሳ
Radio Erena: 03 October 2016 ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ፣ ንሳልሳይ ሳልሳይ ዓመት ናይቲ ቆልዑን ደቂንስትዮን ዝርከብዎም ኣስታት360 ኤርትራውያን ዘህለቐ ሓደጋ ባሕሪ ላምፔዱሳ ይዝክር ኣሎ። ኣብ ውሽጢ ዓዲ [...]
ወኪል መንግስቲ ኤርትራ፣ ንደገፍቲ ህግደፍ ኣብ ዋሽንግተን ከካይዶ ዝወጠነ ሰሚናር ተሰሪዙ
Radio Erena: 03 October 2016 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ የማነ ገብርኣብን፣ ንደገፍቲ ህግደፍ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ከካይድዎ ዝወጠኑ ሰሚናር ተሰሪዙ። እቲ ንሰንበት 2 [...]
Updated: ኣብ ደብረዘይት፣ ኣብ ባህላዊ ጽምብል ብዝተላዕለ ናዕቢ ሓያሎ ሰባት ሞይቶም
Radio Erena: 03 October 2016 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ፣ ኣብ ከተማ ደብረዘይቲ(ቢሾፍቱ) ኣብ ዝካየድ ዝነበረ ባህላዊ ጽምብል ኢሬቻ ብዝተዕለ ተቓውሞ ሓያሎ ሰባት ከምዝሞቱ ይግለጽ ኣሎ። ኣብቲ ብሰንበት 2 ጥቅምቲ ዝተኻ [...]
“ኣብ ኤርትራ፣ ሕማም ሸሮኽ ምቕልቃሉ ወግዓዊ ጸብጻብ የብልናን፣” ውድብ ጥዕና ዓለም
Radio Erena: 29 September 2016 ሕማም ሸሮኽ ኣብ ኤርትራ ሰባት የጥቕዕ ከምዘሎ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ዛጊት ዝኾነ ወግዓዊ ሓበሬታ ከምዘይብሉ ገሊጹ። ኣፈኛ ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ናብ ሬድዮ ፍራንስ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ንኣቡነ እንጠንዮስ ኣብ እዋን በዓላት ቅዱስ ዮሓንስን መስቀልን፣ ንፕሮፖጋንዳ ክጥቐመሎም ዘውጽኦ ውጥን ከምዝፈሸለ ተገሊጹ
Radio Erena: 29 September 2016 መንግስቲ ኤርትራ፣ ንኣቡነ እንጠንዮስ ናይ ይቕሬታ መዘከር ብምኽታም ናብ መንበሮም ንኽመልሶም ዘካይዶ ዝነበረ ፈተነ፣ ኣብ እዋን በዓላት ቅዱስ ዮሓንስን መስቀልን፣ ቃለ ቡራኬ ብምሃብ ንፕሮ [...]
ቀጠር ንናይ ትራንዚት ገያሾ ናጻ ቪዛ ትፈቅድ
Radio Erena: 29 September 2016 ብመንገዲ ኣየር ቀጠር ናብ ካልኦት ሃገራት ዝጎዓዙ ገያሹ፣ ቅድሚ ናብ ካልእ ሃገር ምብጋሶም ኣብ ኣዶሓ ንልዕሊ 5 ሰዓታት ዝጽበዩ እንተኾይኖም፣ ኣብታ ሃገር ዑደት ንምክያድ ናጻ ቪዛ ክወሃ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ደሞዝ ሚኒስተራት ይቕንስ
Radio Erena: 29 September 2016 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ብሰንኪ ዝርአ ዘሎ ምንቁልቋል ባጀት፣ ደሞዝ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ክትቅንስ ምዃና ኣፍሊጣ። እታ ሃገር፣ ወጻኢታት መንግስቲ ካብ ዓመት ናብ ዓመት እናነሃረ ብምምጽኡ [...]
“ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ስደተኛታት ብምልኦም ከነውጽኦም ኢና፣” ቀ/ ሚ ናታንያሁ
Radio Erena: 28 September 2016 ኣብ ደቡባዊ ቴልኣቪቭ ዝርከቡ ስደተኛታት ብምልኦም ካብ እስራኤል ክወጹ ምዃኖም ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር በንያሚን ናታንያሁ ገሊጹ። ጋዜጣ ሃረጽ ሸቫ ኣብ ዘቕረበቶ ጸብጻብ፣ እቲ ቀዳማይ [...]
ብሪጣንያ፣ ሕ/ኤውሮጳን ባንክ ዓለምን፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ 500 ሚልዮን ዶላር ፕሮጀክት ይውጥኑ
Radio Erena: 28 September 2016 ብሪጣንያ፣ ሕብረት ኤውሮጳን ባንክ ዓለምን፣ ንዜጋታት ኢትዮጵያን ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ስደተኛታት ናይ ስራሕ ዕድላት ብምፍጣር፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ዝዕላምኡ ናይ ኣስታት 500 ሚል [...]