Category: ዜና ኤርትራ

1 283 284 285 286 287 644 2850 / 6432
ሶማል፣ ሰብ ኣልቦ በረርቲ ኣመሪካ ብዘካየድኦ ደብዳብ 35 ሰባት ተቐቲሎም

ሶማል፣ ሰብ ኣልቦ በረርቲ ኣመሪካ ብዘካየድኦ ደብዳብ 35 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 27 February 2019 ሰብ ኣልቦ በረርቲ ወይ ድሮን ኣብ ሶማል ብዘካየድኦ ደብዳብ ብውሕዲ 35 ሰባት ተቐቲሎም። ቤት ጽሕፈት ምክልኻል ኣመሪካ፣ ፔንታጎን ብዘውጽኦ መግለጺ መሰረት፣ እቶም ብ24 ለካቲት ብዝተኻየደ [...]
“ዕርቂ ሰላም ወትሩ እንምነዮን እንደልዮን ነገር እኳ እንተኾነ ኲሉ ጊዜ ርሒቚና ይርከብ።” ብጹእ ኣቡነ መንግስትኣብ

“ዕርቂ ሰላም ወትሩ እንምነዮን እንደልዮን ነገር እኳ እንተኾነ ኲሉ ጊዜ ርሒቚና ይርከብ።” ብጹእ ኣቡነ መንግስትኣብ

Radio Erena: 25 February 2019 ሊቀ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ ዘመንበረ ኣስመራ፣ ብጹእ ኣቡነ መንግስትኣብ ተስፋማርያም፣ ዕርቂ ሰላም ወትሩ እንምነዮን እንደልዮን ነገር እኳ እንተኾነ ኲሉ ጊዜ ርሒቚና ይ [...]
ኤርትራን ሶማልን፣ ናይ ምሕዝነት ግጥም ኵዕሶ እግሪ ንዘይተፈልጠ እዋን ተሰጋጊሩ

ኤርትራን ሶማልን፣ ናይ ምሕዝነት ግጥም ኵዕሶ እግሪ ንዘይተፈልጠ እዋን ተሰጋጊሩ

Radio Erena: 25 February 2019 ኣብ መንጎ ኤርትራን ሶማልን ክካየድ ዝተወጠነ ናይ ምሕዝነት ግጥም ኵዕሶ እግሪ ከምዝተሰረዘ ተሓቢሩ። ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ሶማልያ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እቲ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ኣብ ከተማ ሞቛድ [...]
ፕረዚደንት በሽር፣ ንሚኒስተር ምክልኻል፣ ቀዳማይ ምክትሉ ክኸውን መዚዝዎ

ፕረዚደንት በሽር፣ ንሚኒስተር ምክልኻል፣ ቀዳማይ ምክትሉ ክኸውን መዚዝዎ

Radio Erena: 25 February 2019 ንዝበዝሑ ሰበ ስልጣናቱ ዝኣለየ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ንሚኒስተር ምክልኻል ጀነራል ዓዋድ ኢብን ዖውፍ ቀዳማይ ምክትል ፕረዚደንት ክኸውን መዚዝዎ። እቲ ፕረዚድንት ብዘይካ’ [...]
ስዑዲ ዓረብ ኣብ ታሪኻ ናይ መጀመርያ ጓለነስተይቲ ኣምባሳደር መዚዛ

ስዑዲ ዓረብ ኣብ ታሪኻ ናይ መጀመርያ ጓለነስተይቲ ኣምባሳደር መዚዛ

Radio Erena: 25 February 2019 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ታሪኽ እታ ሃገር ንመጀመርያ እዋና፣ ጓለነስተይቲ ኣምባሳደር ከምዝመዘዘት ማዕከናት ዜና ሓቢረን። ሪማ ባንዳር ኣል ስዑዲ፣ ኣምባሳደር ስዑዲ ዓረብ ኣብ ሕቡራት መ [...]
ኣብ ሊብያ ዝጸንሑ 159 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኒጀር ግዒዞም

ኣብ ሊብያ ዝጸንሑ 159 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኒጀር ግዒዞም

Radio Erena: 24 February 2019 ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሊብያ ዝጸንሑ 159 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኒጀር ከምዘግዓዞም ተገሊጹ። እቶም ብዕለት 20 ለካቲት ዝገዓዙ ኤርትራውያን፤ ኣብ ሊብያ ኣብ ዝነበሩሉ እዋን፤ ኣ [...]
ባይቶ ጸጥታ፣ ኣብ ሓድሽ ምዕራፍ ኤርትራን ጅቡቲን ክዝቲ’ዩ

ባይቶ ጸጥታ፣ ኣብ ሓድሽ ምዕራፍ ኤርትራን ጅቡቲን ክዝቲ’ዩ

Radio Erena: 22 February 2019 ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ሎሚ 22 ለካቲት ኣብ ሓድሽ ምዕራፍ ኤርትራን ጅቡቲን ክዝቲ'ዩ። እቲ ብሓላፊት ጉዳያት ፖለቲካን ምህናጽ ሰላምን ሕቡራት ሃገራት፣ ሮዝሜሪ ዲካርሎ ዝምራሕ ኣኼባ [...]
ሑቲን መንግስቲ የመንን፣ ካብ ወደባዊት ከተማ ሖደይዳ ክስሕቡ ተሰማሚዖም

ሑቲን መንግስቲ የመንን፣ ካብ ወደባዊት ከተማ ሖደይዳ ክስሕቡ ተሰማሚዖም

Radio Erena: 21 February 2019 ሑቲን ብሃገራት ዓረብ ዝድገፍ ሰራዊት መንግስቲ የመንን፣ ካብ ወደባዊት ከተማ ሖደይዳ ክስሕቡ ኣብ ስምምዕ በጺሖም። እቲ ስምምዕ ብ17 ለካቲት ከምዝበጽሑ ዘረጋገጸ ሕቡራት ሃገራት፣ ሰራዊት [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ብሩንዲን ጅቡቲን  ምብጻሕ ኣካይዱ

ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ብሩንዲን ጅቡቲን ምብጻሕ ኣካይዱ

 Radio Erena: 21 February 2019 ፕረዚደንት ሶማል ኣብ ጅቡቲ ናይ ሓደ መዓልቲ ምብጻሕ ኣካይዱ። ፕረዚደንት መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ ትማሊ ሮቡዕ 20 ለካቲት ምስ ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ኣብ ዝገበሮ ርክብ [...]
ቀጠር፣ ኣብ ሶማል ጽርግያ ንምጽጋን 200 ሚልዮን ዶላር ትምውል

ቀጠር፣ ኣብ ሶማል ጽርግያ ንምጽጋን 200 ሚልዮን ዶላር ትምውል

Radio Erena: 21 February 2019 ቀጠር ኣብ ሶማል ዝርከቡ ስትራቴጅያውያን ጽርግያታት ንምጽጋን ኣስታት 200 ሚልዮን ዶላር ከምዝመወለት ተገሊጹ። ንከተማ ሞቛድሾ ናብ ክልተ ዓበይቲ ዞባታት እታ ሃገር ዘራኽብ ጽርግያታት ንም [...]
1 283 284 285 286 287 644 2850 / 6432