Category: ዜና ኤርትራ
ኤርትራ፣ ብደረጃ ሃገር ደም ክልገስ ጎስጓስን ጻውዒት ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: 29 September 2022
ኣብ ኤርትራ፣ ብደረጃ ሃገር ደም ክልገስ ጎስጓስን ጻውዒትን ይካየድ ከምዘሎ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ሓቢሮም።
እዚ ኣብ ኩለን ዞባታት ኤርትራ፣ ደም ክልገሰሉ ኣብ ዝኽእል ከተማ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ እዋን ውግእ ዒራቕ፣ ንሃገራዊ ድሕነት ኣመሪካ ናይ ስለያ ሓበሬታ ይልእኽ ምንባሩ ገሊጹ
Radio Erena: 28 September 2022
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ እዋን ውግእ ዒራቕ፣ ንሃገራዊ ድሕነት ኣመሪካ ናይ ስለያ ሓበሬታ ይልእኽ ምንባሩ ምስ ሰሙናዊ መጽሄት ዘ ኒውዮርከር ኣብ ዝገበሮ [...]
ኤርትራ፣ ክሳብ 2030 ኣብ ዘሎ ዓመታት፣ 120 ሜጋ ዋት ተተካኢ ጸዓት ከተተኣታቱ ምምዳባ ገሊጻ
Radio Erena: 28 September 2022
ኤርትራ፣ ክሊማዊ ለውጢ ንምምካት እትኽተሎ ዘላ ኣሰራርሓ፣ ኣብ ዋዕላ ቅነ ክሊማ ኣፍሪቃ ከም ኣብነት ኣቕሪባ።
ኣብቲ 'ቅነ ክሊማ ኣፍሪቃ -Africa Climate Week ዝ [...]
ኢራን ምስ ኤርትራ ዝምድና ከተደልድል ከምእትደሊ ገሊጻ
Radio Erena: 27 September 2022
ኢራን ምስ ኤርትራ ዝምድናኣ ከተደልድል ከምእትደሊ ገሊጻ።
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢራን፣ ብ25 መስከረም ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝተኻየደ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባ [...]
ኣስመራ፣ ጸልማት ተጎልቢብካ ዝካየድ ክትራንን ስርቅን ሳዕሪሩ
Radio Erena: 26 Septemner 2022
ኣብ ኣስመራ፣ ጸልማት ተጎልቢብካ ዝካየድ ክትራንን ስርቅን ሳዕሪሩ።
ነታ ከተማ ጎሎቢቡዋ ዘሎ ጸላም ተጠቒሞም፣ ኣብ ጽምዋ ቦታታት ክትራን ሰባትን ብለይቲ ገዛውቲ ብምእታው ዝ [...]

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናትን ኣብ ናጽነት ፕረስ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝፈጠሮ ጽልዋን ዘተኮረ ዋዕላ፣ ኣብ ፓሪስ ተቓኒዑ
Radio Erena: 23 September 2022
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናትን ኣብ ናጽነት ፕረስ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝፈጥሮ ዘሎ ጽልዋን ዘተኮረ ዋዕላ ኣብ ፓሪስ ተኻይዱ።
ኣብቲ ብራድዮ ኤረና ተወዲቡ፣ ብሓሙስ [...]
‘መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ይፍጽም ኣሎ።’ ጸብጻብ መርማሪት ጉጅለ ሕቡራት ሃገራት
Radio Erena: 22 September 2022
ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ሰሜን ኢትዮጵያ እትምርምር ጉጅለ ሕቡራት ሃገራት፣ 'መንግስቲ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ይፍጽም ኣሎ' ዝብል እምነት ከምዘለዋ ኣፍሊጣ።
እታ ጉጅለ፣ [...]
ኤርትራ፣ ሃገራዊ ዋዕላ ድንሽ ኣካይዳ
Radio Erena: 22 September 2022
መንግስቲ ኤርትራ፣ ሃገራዊ ዋዕላ ድንሽ ኣካይዱ።
እቲ ብሚኒስትሪ ሕርሻ ተወዲቡ፣ ካብ 21 ክሳብ 22መስከረም፣ ኣብ ኣስመራ ዝተቓንዐ ሃገራዊ ዋዕላ ድንሽ፣ ምሩጽ ዘርኢ ድንሽ [...]
ኤርትራ፣ ‘ዕቑር ሰራዊት’ ኣንሶላን ስንቂን ሒዞም ብዝቐልጠፈ ናብ ኣሃዱታቶም ክጽንበሩ ይጽውዑ
Radio Erena: 21 September 2022
ኣብ ኤርትራ፣ ብሕማም፣ ሓገዝ ንስድራቤታት ይኹን ካልእ ምኽንያታት ኣብ ገገዝኦም ዝጸንሑ ኣባላት ሰራዊት ብዝቀልጠፈ ናብ ኣሃዱታቶም ክጽንበሩ ህጹጽ ጻውዒት ይቐርብ ኣሎ።
እቲ [...]