Category: ኣህጉራዊ ዜና
ፌይስቡክ- ሜታ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተወልዐ ግጭታት ኣብ ምጉህሃር ኣበርክቶ ኔርዎ ብዝብል ተኸሲሱ
Radio Erena: 14 December 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተወልዐ ግጭታት ኣብ ምጉህሃርን ናይ ጽልኢ ዘመተ ኣብ ምስፍሕፋሕን፣ ፌይስቡክ- ሜታ፣ ዝልዓለ ኣበርክቶ ኔርዎ ብዝብል ክሲ ተመስሪትዎ።
እቲ ንክልተ ኢትዮ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ናይ 6 ቢልዮን ዶላር ጥሙር ፕሮጀክታት ንምትግባር ምስ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ መባእታዊ ስምምዕ ከቲማ
Radio Erena: 14 December 2022
ሱዳን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ምህናጽ ወደብ ዝርከቦ ናይ ኣስታት 6 ቢልዮን ዶላር ጥሙር ፕሮጀክታት ንምትግባር ምስ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ መባእታዊ ስምምዕ ከምዝኸተመት ሮይተርስ ሓቢሩ [...]
ጂቡቲ፣ ሉኣላውነታን ሃገራዊ ድሕነታን ንምውሓስ እትገብሮ ጻዕርታት ቻይና ከምእትድግፋ ፕረዚደንት ዢፒንግ ገሊጹ
Radio Erena: 14 December 2022
ፕረዚደንታት ጂቡቲን ቻይናን ኣብ ክልትኣዊ ረብሓታት ዝተመርኮሰ ሰፊሕ ምይይጥ ኣካይዶም።
ፕረዚደንት ቻይና፣ ዢ ጂፒንግ፣ ጎኒ ጎኒ'ቲ ዝሓለፈ ሰሙን ምስ መራሕቲ ሃገራት ዓረብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ 1600 ዝተፈላለየ ፍርያት ናብ ቻይና ብዘይቀረጽ ክትልእኽ ተፈቒዱዋ
Radio Erena: 13 December 2022
መንግስቲ ቻይና፣ ካብ 01 ታሕሳስ ኣትሒዙ፣ ኣብ ምምዕባል ካብ ዝርከባ 16 ሃገራት ንዝኣቱ ሰድድ፣ ብዜሮ ታሪፍ ክገብሮ ብዘሕለፎ ውሳኔ፣ ኢትዮጵያ 1664 ፍርያታ ናብታ ሃገር ብዘ [...]
‘የመን፣ ኣብዚ ዝሓለፈ 8 ዓመታት ኵናት 11 ሽሕ ቆልዑ ግዳያት ሞትን መቝሰልትን ኮይኖም።’ ሕ/ሃ
Radio Erena: 13 December 2022
ኣብ የመን ካብ 2014 ኣትሒዙ ኣብ መንጎ መንግስቲ የመንን ሑቲን ብዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ብውሕዱ 11 ሽሕ ቆልዑ ግዳያት ሞትን መቝሰልትን ከምዝኾኑ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።
ማዕ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ኣሰር ኬንያን ኡጋንዳን ብምስዓብ ሰራዊታ ናብ ኮንጎ ከምእትልእኽ ገሊጻ
Radio Erena: 12 December 2022
ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ደሞክራሲያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ ንዝንቀሳቐሱ፣ ብመጋቢት 23 ወይ March 23 (M23) ዝፍለጡ ዕጡቓት ንምጥቃዕ ኣስታት 750 ወትሃደራት ክትልእኽ ምዃና ኣፍሊጣ [...]
ዓባይ ብሪጣንያ፣ ብኲናት ዝዓነወ ቁጠባ ኢትዮጵያ ዳግም ንምህናጽ ልዑል ኣበርክቶ ክትገብር ከምዝኾነት ገሊጻ
Radio Erena: 11 December 2022
ዓባይ ብሪጣንያ፣ ብኲናት ዝዓነወ ቁጠባ ኢትዮጵያ ዳግም ንምህናጽ ልዑል ኣበርክቶ ክትገብር ከምዝኾነት ገሊጻ።
ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዑደት ዘካዪድ ዘሎ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻ [...]
ህዝቢ ሱዳን፣ ንስምምዕ ሰላም ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ የካይድ
Radio Erena: 11 December 2022
ኣብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን፣ ብሓይሊ ብረት ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወተሃደራዊ ጉጅለን ንዝፈረምዎ ስምምዕ ዝቃወም ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻዪዱ።
እዚ ኣብ ዝተፈላለየ ከ [...]
የመን፣ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራትን ኣየርላንዳዊ ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛን ካብ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለት ንስክላ ድሒኑ
Radio Erena: 09 December 2022
ኣብ የመን፣ ተልእኾ ሰላም ሕቡራት ሃገራት ዝመርሕ ዘሎ፣ ዝተጦረተ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ኣየርላንድ ነበር፣ ሜጀር ጀነራል ሚካኤል ቤሪ፣ ካብ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለት ንስክላ ከም [...]
ኢትዮጵያ፣ ዞባ ወለጋ ናይ ህጹጽ እዋን ላዕለዋይ እዚ ወይ ኮማንድ ፖስት ክቐውም ፖለቲካውያን ውድባት ጸዊዖም
Radio Erena: 09 December 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ፣ ብፍላይ ኣብ ዞባ ወለጋ፣ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣትሒዙ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት ኣማኢት ሰባት ቀቲሉን ልዕሊ 400 ሽሕ ሰባት ድማ ካብ መነባብርኦም ኣመዛቢሉ [...]