Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 95 96 97 98 99 364 970 / 3639
ጉጅለ ቀቢላታት ምብራቕ ሱዳን፣ ኣብ ልፍንቲ ሃገራዊ ምርድዳእ ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ

ጉጅለ ቀቢላታት ምብራቕ ሱዳን፣ ኣብ ልፍንቲ ሃገራዊ ምርድዳእ ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 19 August 2022 ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት፣ ኣብ ኤርትራ ዘተ ከየካይድ፣ ብመንግስቲ ሱዳን ዝተኸልከለ፣ ጉጅለ ቀቢላታት ምብራቕ ሱዳን፣ ኣብ ልፍንቲ ሃገራዊ ምርድዳእ ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ። እቲ ካብ ብሄ [...]
‘ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ፣ ንሰብኣዊ ቅልውላው ትግራይ ሸልል ዝበሎ፣ ብሰንኪ ሕብሪ ቆርበቱ’ዩ።’ ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም

‘ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ፣ ንሰብኣዊ ቅልውላው ትግራይ ሸልል ዝበሎ፣ ብሰንኪ ሕብሪ ቆርበቱ’ዩ።’ ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም

Radio Erena: 18 August 2022 ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ፣ ንሰብኣዊ ቅልውላው ትግራይ ሸልል ዝብሎ ዘሎ፣ ብሰንኪ ሕብሪ ቆርበቱ 'ዩ ክብል ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ገሊጹ። ዶ/ር ቴድሮስ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ዕጡቓት ተቓወምቲ ወትሃደራዊ መጥቃዕታት ከካይዱ ምዃኖም ኣጠንቂቖም

ደቡብ ሱዳን፣ ዕጡቓት ተቓወምቲ ወትሃደራዊ መጥቃዕታት ከካይዱ ምዃኖም ኣጠንቂቖም

Radio Erena: 18 August 2022 ስሙር ግንባር ደቡብ ሱዳን ዝተባህለ ዕጡቕ ተቓዋሚ፣ ኣብ ልዕሊ ዒላማታት መንግስቲ መጥቃዕቲ ከካይድ ምዃኑ ኣጠንቂቑ። እቲ ኣብ ደቡብ ሱዳን ካብ ዘለዉ 10ታት ዕጡቓት ተቓወምቲ ሓ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ጽዑቕ ናይ ነፈሪቲ ደብዳብ ትቕጽል ኣላ

ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ጽዑቕ ናይ ነፈሪቲ ደብዳብ ትቕጽል ኣላ

Radio Erena: 18 August 2022 ኣመሪካ፣ ሰራዊት መንግስቲ ሶማል ኣንጻር ኣልሸባብ፣ ንዘካይዶ ዘሎ ወትሃደራዊ ስርሖታት ንምድጋፍ ዝዓለመ ጽዑቕ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ትቕጽል ኣላ። ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ቅነ፣ ኣብ [...]
ምርጫ ኬንያ፣ ምክትል ፕረዚደንት ተዓዊቱ

ምርጫ ኬንያ፣ ምክትል ፕረዚደንት ተዓዊቱ

Radio Erena: 16 August 2022 ኣብ ኬንያ፣ ብ9 ነሓሰ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ፣ ምክትል ፕረዚደንት ዊልያም ሩቶ፣ ብጸቢብ ተዓዊቱ። ንሱ፣ 50.5% ናይ ድጋፍ ድምጺ ብምርካብ'ዩ፣ ኣውራ መቐናቕንቱ ኮይኑ ንዝቐረበን [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ንዘሎ ጥሜት ዝውዕል 23 ሽሕ ቶን እኽሊ ዝጸዓነት መረክብ ካብ ዩክሬይን ተበጊሳ

ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ንዘሎ ጥሜት ዝውዕል 23 ሽሕ ቶን እኽሊ ዝጸዓነት መረክብ ካብ ዩክሬይን ተበጊሳ

Radio Erena: 16 August 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ኵናትን ደርቂን ተኸሲቱ ንዘሎ ከቢድ ናይ ጥሜት ሓደጋ ንምምካት ዝዓለመ ምዃኑ ዝተሓበረ፣ ኣስታት 23 ሽሕ ቶን ናይ ረዲኤት እኽሊ ዝጸዓነት መርከብ፣ ብ16 ነሓ [...]
ሶማል፣ ብሰንኪ ደርቂ ካብ መነባብርኦም ናይ ዝተመዛበሉ ብዝሒ ሰባት ኣስታት 1 ሚልዮን በጺሑ

ሶማል፣ ብሰንኪ ደርቂ ካብ መነባብርኦም ናይ ዝተመዛበሉ ብዝሒ ሰባት ኣስታት 1 ሚልዮን በጺሑ

Radio Erena: 15 August 2022 ኣብ ሶማል፣ ካብ ጥሪ 2021 ኣትሒዙ፣ ብሰንኪ ደርቂ ካብ መነባብርኦም ናይ ዝተመዛበሉ ብዝሒ ሰባት ኣስታት 1 ሚልዮን ከምዝበጽሐ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። መግቢን ማይን ንምምእራ [...]
ፕረዚደንት ግብጺ፣ 13 ሓደሽቲ ሚኒስተራት ዘካተተ ምቅይያር ኣባላት ካቢነ ኣካይዱ

ፕረዚደንት ግብጺ፣ 13 ሓደሽቲ ሚኒስተራት ዘካተተ ምቅይያር ኣባላት ካቢነ ኣካይዱ

Radio Erena: 15 August 2022 ፕረዚደንት ግብጺ፣ ዓብደልፈታሕ ኣልሲሲ፣ 13 ሓደሽቲ ሚኒስተራት ዘካተተ ምቅይያር ኣባላት ካቢነ ምክያዱ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ብ13 ነሓሰ ዝተኻየደ ምቅይያር ካ [...]
ኣልሸባብ መጥቃዕታቱ የሐይል፣ ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ወትሃደራት ሶማል ጸጥታ ሃገሮም ንምውሓስ ክምለሱ ዘይክኣልሉ ኣዛራቢ ኮይኑ ይቕጽል

ኣልሸባብ መጥቃዕታቱ የሐይል፣ ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ወትሃደራት ሶማል ጸጥታ ሃገሮም ንምውሓስ ክምለሱ ዘይክኣልሉ ኣዛራቢ ኮይኑ ይቕጽል

Radio Erena: 15 August 2022 ኣልሸባብ፣ ኣብ ማእከላይን ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳውብ ዞባታትን ሶማል፣ መጥቃዕታት ኣብ ምክያድ ኣብ ዝርከቡ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ኤርትራ ንልዕሊ 3 ዓመታት ዓስኪሮም ዘለዉ ኣሽሓት ወትሃደ [...]
ግብጺ፣ ኣብ ኮፕቲክ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ብውሕዱ 41 ሰባት ሞይቶም

ግብጺ፣ ኣብ ኮፕቲክ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ብውሕዱ 41 ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 15 August 2022 ኣብ ግብጺ፣ ከተማ ካይሮ ኣብ ዝርከብ፣ ኮፕቲክ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ብውሕዱ 41 ሰባት ሞይቶም። ኣብቲ ኣቡሲፊን ዝተሰምየ ቤተ ክርስትያን፣ ብሰንበት 1 [...]
1 95 96 97 98 99 364 970 / 3639