Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 94 95 96 97 98 361 960 / 3605
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ናብ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት የካይድ ኣሎ

ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ናብ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት የካይድ ኣሎ

Radio Erena: 09 August 2022 ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ምምሕዳር ባይደን፣ ኣብ ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት የካይድ ኣሎ። እቲ ጸሓፊ ጉዳያት፣ ዑደቱ ብ7 ነሓሰ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ናይ ጎረባብቲ  ዑደት ብምቕጻል ናብ ኡጋንዳ ከምርሕዩ

ፕረዚደንት ሶማል፣ ናይ ጎረባብቲ ዑደት ብምቕጻል ናብ ኡጋንዳ ከምርሕዩ

Radio Erena: 08 August 2022 ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ብኤርትራ ዝጀመሮ ዑደት ጎረባብቲ ሃገራት ብምቕጻል፣ 9 ነሓሰ ናብ ኡጋንዳ ከምርሕ'ዩ። እቲ ፕረዚደንት ኣብ ናይ ክልተ መዓልታት ዑደቱ፣ ም [...]
‘ሃገራት ኣፍሪቃ ንሩስያ ምድጋፈን ዝረኽብኦ ረብሓ የለን።’ ፕረዚደንት ዩክሬይን

‘ሃገራት ኣፍሪቃ ንሩስያ ምድጋፈን ዝረኽብኦ ረብሓ የለን።’ ፕረዚደንት ዩክሬይን

Radio Erena: 08 August 2022 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ንሩስያ ምድጋፈን ዝረኽብኦ ረብሓ ከምዘየለ፣ ፕረዚደንት ዩክሬይን፣ ቮሎድሚር ዘለንስኪ ገሊጹ። ንሱ ዝሓለፈ ሰሙን ምስ ዝተፈላለያ ሜድያታት እዛ ኣህጉር፣ ብመርበብ [...]
መማህራን ዩኒቨርስቲ ኢትዮጵያ፣ መንግስቲ ወሰኽ ደሞዝ እንተዘይገይሩሎም ክእድሙ ምዃኖም ኣጠንቂቖም

መማህራን ዩኒቨርስቲ ኢትዮጵያ፣ መንግስቲ ወሰኽ ደሞዝ እንተዘይገይሩሎም ክእድሙ ምዃኖም ኣጠንቂቖም

Radio Erena: 08 August 2022 መማህራን ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲታት ኢትዮጵያ፣ መንግስቲ ወሰኽ ደሞዝን ምትዕርራይ ደረጃታትን እንተዘይገይሩሎም ክእድሙ ምዃኖም ዝገልጽ መጠንቀቕታ ኣቕሪቦም። ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ [...]
ኢትዮጵያ፣ 24 ላዕለዎት ሓለፍቲ ዝርከብዎም ልዕሊ 800 ኣባላት ኣልሸባብ ቀቲለ ትብል

ኢትዮጵያ፣ 24 ላዕለዎት ሓለፍቲ ዝርከብዎም ልዕሊ 800 ኣባላት ኣልሸባብ ቀቲለ ትብል

Radio Erena: 07 August 2022 ሰራዊት ኢትዮጵያ፤ ልዕሊ 800 ኣባላት ኣልሸባብ ቀቲሉ ክብል ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ሰራዊት ጀነራል ተስፋየ ኣያሌው ገሊጹ። እቲ ጀነራል ኣብ ዝሃቦ ቃል፤ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳምንታት ጥሩፍ [...]
ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኬንያ፣ ሰሉስ ክካየድ እዩ

ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኬንያ፣ ሰሉስ ክካየድ እዩ

Radio Erena: 07 August 2022 ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኬንያ ንምዕዋት ጎስጓስ ከካዪዱ ዝሓገዩ ሕጹያት ተወዳደርቲ፤ ቀዳም ሰዓት 6 ምሸት ብወግዒ ደው ከምዘበሉ፤ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ኣብቲ ሰሉስ ንግሆ ሰ [...]
ሩስያ፣ ካብ ሱዳን ወርቂ ብኮንትሮባንዳ ትሽምት ምህላዋ ሲኤንኤን ኣቃሊሑ

ሩስያ፣ ካብ ሱዳን ወርቂ ብኮንትሮባንዳ ትሽምት ምህላዋ ሲኤንኤን ኣቃሊሑ

Radio Erena: 05 August 2022 ወትሃደራውያን መራሕቲ ሱዳንን ሩስያን፣ ዘይሕጋዊ ንግዲ ወርቂ ሱዳን የካይዱ ምህላዎም ሲኤንኤን ኣቃሊሑ። እቲ ማዕከን ዜና፣ ንምንጭታቱ ካብታ ሃገር ብምውካስ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ተዋፊሩ ንዝርከብ ሰራዊት ጂቡቲ 24 ድሩዓት መካይን ሓጊዛ

ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ተዋፊሩ ንዝርከብ ሰራዊት ጂቡቲ 24 ድሩዓት መካይን ሓጊዛ

Radio Erena: 05 August 2022 ኣመሪካ፣ ኣብ ትሕቲ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ሶማል ተዋፊሩ ንዝርከብ ሰራዊት ጂቡቲ፣ 24 ድሩዓት መካይን ብሓገዝ ሂባ። እንተ ወትሃደራውያን መካይን፣ ኣብ ዞባታት በለት [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ኣቋሪጽዎ ዘሎ መሰረታዊ ኣገልግሎታት ብዝቀልጠፈ ክጅምር ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን ጸዊዖም

መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ኣቋሪጽዎ ዘሎ መሰረታዊ ኣገልግሎታት ብዝቀልጠፈ ክጅምር ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን ጸዊዖም

Radio Erena: 05 August 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ኵናት ተተሓሒዙ፣ ናብ ትግራይ ኣቛሪጽዎ ዝርከብ ከም ቴሌፎን፣ ኤሌክትሪክን ባንክን ዝኣመሰለ መሰረታዊ ኣገልግሎታት ክጅምር፣ ኣብ መቐለ ምብጻሕ ዘካየዩ ፍሉያት [...]
ኡጋንዳ፣ ብሰንኪ ዕልቅልቕ ብውሕዱ 24 ሰባት ሞይቶም

ኡጋንዳ፣ ብሰንኪ ዕልቅልቕ ብውሕዱ 24 ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 04 August 2022 ኣብ ኡጋንዳ፣ ዝወረደ ሓያል ዝናብ ዝፈጠሮ ዕልቅልቕ ኣብ ሰብን ንብረት ከቢድት ጉድኣት ኣውሪዱ። ብፍላይ ኣብ ምብራቓዊ ሸነኽ እታ ሃገር፣ ክልተ ዓበይቲ ሩባታት ብምፍርሽሑ፣ ኣብቲ ከባቢ [...]
1 94 95 96 97 98 361 960 / 3605