Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኣብ ጂዳ ዝተኸተመ ስምምዕ ክልቲኦም ተጻረርቲ ሓይልታት ሱዳን ክትግበር ኣህጉራዊ ማሕበረ ሰብ ጸዊዑ
Radio Erena: 23 May 2023
ክልቲኦም ተጻረርቲ ሓይልታት ሱዳን፣ ብቀዳም 20 ግንቦት ዝኸተምዎ ስምምዕ፣ ኣብ ግብሪ ክውዕል፣ ኣህጉራዊ ማሕበረ ሰብ ጸዊዑ።
እቲ ስምምዕ፣ ካብ ትማሊ ሰኑይ 22 ግንቦት፣ ኣብ ሰዓታ [...]
ህንዲ፣ ምስ ፓኪስታን ኣብ ዘሰሓሕባ ዞባ ካሽሚር ዝወደበቶ ዋዕላ ጉጅለ 20 ሃገራት ተቓውሞ ገጢውሞ
Radio Erena: 23 May 2023
ህንዲ፣ ኣብቲ ምስ ፓኪስታን ዘሰሓሕባ ዞባ ካሽምር፣ ዋዕላ ጉጅለ 20 ሃገራት ክካየድ ምውዳባ፣ ቻይናን ስዑዲ ዓረብን ካብ ዝርከብአን ሃገራት ተቓውሞ ገጢሙዋ።
እቲ ካብ 22 ክሳብ 24 [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሰሜን ኣብ ዝተኻየደ ኵናት፣ 28 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ዕንወትን ክሳራን ከምዘስዓበላ ገሊጻ
Radio Erena: 23 May 2023
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ካብ ሕዳር 2020 ክሳብ ሕዳር 2022፣ ንክልተ ዓመታት ኣብ ዝተኻየደ ኵናት ናይ 28 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ዕንወትን ቁጠባዊ ክሳራን ከምዘስዓበ፣ ሚኒስተር ገንዘብን [...]
ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ን23 ግንቦት ኣብ ጉዳይ ሱዳን ህጹጽ ኣኼባ ከካይድ’ዩ
Radio Erena: 22 May 2023
ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ጽባሕ ሰሉስ 23 ግንቦት፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ህጹጽ ኣኼባ ከካይድ ምዃኑ ተሓቢሩ።
እቲ ቤት ምኽሪ፣ ቀንዲ ክዝትየሉ ትጽቢት ተነቢርሉ ዘሎ ኣጀንዳ፣ ህ [...]
ኢትዮጵያ፣ 7 ሚልዮን ህዝቢ ሓደጋ ሕማም ኮሌራ ኣንጸላልይዎ ከምዘሎ ተሓቢሩ
Radio Erena: 22 May 2023
ብሰንኪ እቲ ኣብ ታሪኽ ኢትዮጵያ ዝነውሐ ምዃኑ ዝንገረሉ ለብዒ ሕማም ሽሮኽ፡ ልዕሊ 7 ሚልዮን ህዝቢ ንሓደጋ ተቓሊዑ ከም ዘሎ ተሓቢሩ።
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ጨንፈር ኣወሃሃዲ ሰብ [...]
ጂቡቲ ዓመታዊ ጃምላዊ እቶታ ኣስታት 3 ቢልዮን ዶላር ከምዝበጽሕ ተሓቢሩ
Radio Erena: 21 May 2023
ኣስታት ሓደ ሚልዮን ብዝሒ ህዝቢ ዘለዋ ጂቡቲ ዓመታዊ እቶታት ኣስታት 3 ቢልዮን ዶላር ከምዝበጽሐ ጸብጻብ ባንክ ዓለም ሓቢሩ።
እታ ሃገር ዓመታዊ ካብ እትርከኽቦ ጃምላዊ እቶት፣ ካብ [...]
ምዕራብ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ናይጀርያን ቡርኪና ፋሶን ኣብ ዝተኻየድ ግጭታት ብውሕዱ 140 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 21 May 2023
ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ኣብ ዝርከባ ክልተ ሃገራት፣ ኣብ ናይጀርያን ቡርኪና ፋሶን ኣብ ዝተኻየደ ግጭታት ብውሕዱ 140 ሰባት ከምዝተቐትሉ ማዕከናት ዜና ካብቲ ከባቢ ሓቢረን።
ኣብ ናይጀር [...]
ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፣ ንውሳነ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ተጻጻሪ መልሲ ሂቡ
Radio Erena: 18 May 2023
ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፣ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ፣ ንህወሓት ኣመልኪቱ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዘውጽኦ ኣዋጅ ብዝምልከት ተጻራሪ መግለጺ ኣውጺኡ።
እቲ ብሰሉስ 16 ግንቦት ዝወጸ መግለጺ፡ [...]
ሕቡራት ሃገራት፣ ናብ ሱዳን ዝውዕል ሰለስተ ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ሓቲቱ
Radio Erena: 18 May 2023
ሕቡራት ሃገራትን መሻርኽቱን፣ ኣብ ሱዳን ኣብ ዝተወልዐ ወተሃደራዊ ግጭት ናብ ስደት ንዘምርሑን ኣብ ሃገሮም ንዝተመዛበሉን ሱዳናውያንን ንምሕጋዝ ዝውዕል ናይ ሰለስተ ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ክግበር [...]
ፑንትላንድ፣ መምረጺ ሳናዱቕ ዓጂቦም ይጓዓዙ ዝነበሩ ኣባላት ፖሊስን ሓይልታት ጸጥታን ግጭት ኣካይዶም
Radio Erena: 18 May 2023
ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ኣብ 25 ግንቦት ንዝካየድ ምርጫ ዘገልግል ሳንዱቕ ዓጂቦም ኣብ መንጎ ይጓዓዙ ዝነበሩ ኣባላት ፖሊስን ሓይልታት ጸጥታን ግጭት ሓድሕድ ከምዝተኻይደ መርበብ ዜና ጋ [...]