Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 358 359 360 361 362 366 3600 / 3660
ፕረዚደንት ኬንያ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዑደት ኣካዪዱ

ፕረዚደንት ኬንያ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዑደት ኣካዪዱ

ፕረዚደንት ኬንያ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ናይ ሓደ መዓልቲ ናይ ስራሕ ዑደት ኣካዪዱ። ፕረዚደንት ኬንያታ ኣብቲ ብሰሉስ ናብ ከተማ ጁባ ዘካየዶ ወግዓዊ ዑደት ፕረዚደንት ሳልቫኪር ምስ ዝርከቦም ላዕለዎት ሰበስልጣን’ታ ሃገር ተራኺቡ ከምዝተዘራረበ [...]
ኣብያ ህዝቢ ኦሮሞን ኣምሓራን ይቕጽል

ኣብያ ህዝቢ ኦሮሞን ኣምሓራን ይቕጽል

ኣብ ኢትዮጵያ ብተወላዶ ኦሮሞን ኣምሓራን ዝጀመረ ኣብያ ህዝቢ፣ ናብ ሓያሎ ንኣሽቱ ከተማታት’ታ ሃገር እንዳለሓመ ኣብ ዝመጻሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ መዓልታት፣ ህይወት ሽዱሽተ ሰባት ከምዝወሰደ ከካብ ቦትኡ ዝተረኽበ ሓበሬታ የመልክ [...]
ሰላማዊ ሰልፊ ዚምባብወ፣ ናብ ጎነጽ ዓሪጉ

ሰላማዊ ሰልፊ ዚምባብወ፣ ናብ ጎነጽ ዓሪጉ

ኣብ ዚምባብወ ኣንጻር ፕረዚደንት ሙጋቤ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ካብ ፖሊስ’ታ ሃገር ሓያል ጎነጽ ኣጋጢሙዎ። ሰልፈኛታት ‘ሙጋቤ ካብ ስልጣን ክእለ፣ ከምኡ’ውን ነቲ ኣብ 2018 ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ቅጥዕታቱ ክቕየር ዝጠልብ ጭርሖታት [...]
ተቓወምቲ ውድባት ደቡብ ሱዳን፣ ንፕረዚደንት ሳልቫ ኪር፣ ካብ ስልጣኑ ክዓልዉዎ ልፍንቲ መስሪቶም

ተቓወምቲ ውድባት ደቡብ ሱዳን፣ ንፕረዚደንት ሳልቫ ኪር፣ ካብ ስልጣኑ ክዓልዉዎ ልፍንቲ መስሪቶም

ሓያሎ ተቓወምቲ ውድባት ደቡብ ሱዳን፣ ነቲ ውልቀ መላኺ ዝበልዎ ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር፣ ካብ ስልጣኑ ክዓልዉዎ ሓድሽ ልፍንቲ መስሪቶም ከምዘለዉ ኣፍሊጦም። ዕጡቕን ሰላማውን ተቓሞታት ከካዪዱ ዝጸንሑ እዞም ዝተፈላለዩ ውድባት፣ ኣብ ትሕቲ ‘‘ [...]
ብኣማኢት ዝቑጸሩ ስደተኛታት ናብ ጀርመን ክጣየሱ እዮም

ብኣማኢት ዝቑጸሩ ስደተኛታት ናብ ጀርመን ክጣየሱ እዮም

ኤርትራውያን ዝርከብዎም ብኣማኢት ዝቑጸሩ ስደተኛታት ናብ ጀርመን ክጣየሱ ምዃኖም፣ ካብ ኢጣልያ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ኢጣልያ ንማዕከናት ዜና ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ኣብ ኢጣልያ ዝርከቡ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ስደተኛ [...]
ሰራዊት ደቡብ ሱዳን ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ፈጺሙዎ ዝበሃል ግፍዒ ዝምርምር ኣካል ቆይሙ

ሰራዊት ደቡብ ሱዳን ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ፈጺሙዎ ዝበሃል ግፍዒ ዝምርምር ኣካል ቆይሙ

ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሰራዊት ደቡብ ሱዳን ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ፈጺሙዎ ዝበሃል ግፍዒ ዝምርምር ኣካል ኣቚሙ። ባይቶ ጸጥታ ካብ ከተማ ኒው ዮርክ ብሰሉስ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ኣዛዚ ዓቃብ ሰላም ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን [...]
ሰራዊት የመን ኣብ ልዕሊ ኣል ቃዒዳ መጥቃዕቲ ከፊቱ

ሰራዊት የመን ኣብ ልዕሊ ኣል ቃዒዳ መጥቃዕቲ ከፊቱ

ሰራዊት የመን፣ ንነዊሕ እዋን ኣብ ትሕቲ ጉጅለ ኣልቃዒዳ ዝጸንሐ ገጠራት ኣብያን ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ከምዘእተወ፣ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ብምጥቃስ ጋልፍ ኒውስ ኣፍሊጡ። እቲ ብናይ ስዑዲ ዓረብ ነፈርቲ ውግእ ዝተደገፈ ሰራዊት የመን ናብ ከተማ [...]
ኣመሪካ ንኢትዮጵያ ናይ 35 ሚልዮን ዶላር ረዲኤት ለጊሳ

ኣመሪካ ንኢትዮጵያ ናይ 35 ሚልዮን ዶላር ረዲኤት ለጊሳ

ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ብደርቂ ንዝተጠቕዐ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዝውዕል ናይ 35 ሚልዮን ዶላር ተወሳኺ ረዲኤት ለጊሳ። እቲ ረዲኤት ብመንገዲ ዩኤስ.ኤይድ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከምኡ’ውን ካልኦት ኣብ ኢትዮጵያ ዝነጥፋ ዘለዋ ኣህጉራውያን ት [...]
ዚምባብወ ብሓድሽ ማዕበል ፖለቲካዊን ቁጠባዊን ቅልውላው ተጠቒዓ

ዚምባብወ ብሓድሽ ማዕበል ፖለቲካዊን ቁጠባዊን ቅልውላው ተጠቒዓ

ዚምባብወ ብሓድሽ ማዕበል ፖለቲካዊን ቁጠባዊን ቅልውላው ተጠቒዓ ከምዘላ፣ ካብታ ሃገር ዝተመሓላለፈ ሓበሬታ ኣመልኪቱ። ሕብረት ኤውሮጳ ነታ ሃገር ብዝምልከት ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፣ ዚምባብወ ውድቕቲ ሃገር ክትከውን ኣብ ተኣፋፊ ደረጃ በጺሓ ከም [...]
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ መርመራ ክግበር ዳግማይ ጸዊዑ

ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ መርመራ ክግበር ዳግማይ ጸዊዑ

ኣካል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ነቲ ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ዘካየዱዎ ገበን መርመራ ክግበረሉ፣ ዳግማይ ጸዊዑ። ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ካብ ጀነቫ ኣብ ዘመሓላለፎ መግለጺ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ [...]
1 358 359 360 361 362 366 3600 / 3660