Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኣባል ባይቶ ኒውዚላንድ ካብ ድኳናት ክዳውንቲ፡ ሰሪቓ ተባሂላ
Radio Erena: Wednesday 17, January 2024
ሓንቲ ኣባል ባይቶ ኒውዚላንድ፡ ብተደጋጋሚ ክስታት ስርቂ ስልጣና ከምዝለቐቐት ሲሲቲቪ ሓቢሩ።
እታ ጎልሪዝ ጋህራማን ዝተባህለት ካብ ሓምላይ ሰልፊ ዝኾነት በዓል [...]
ኢጋድን ማሕበራት ሃገራት ዓረብን፣ ንኢትዬጵያን ሶማልን ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳይ ህጺጽ ኣኼባታት ክካየድ ጸዊዖም
Radio Erena: Tuesday 16, Juanury 2024
ኢጋድን ማሕበር ሃገራት ዓረብን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ንኢትዬጵያን ሶማልን ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳይ ስምምዕ ኣፍደገ ባሕሪ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ብዝምልከት ህጹጽ ኣኼባታት [...]
ኢጋድን ዲፕሎማሰኛታት ኢትዮጵያን ነገራት ከተሃዳድኡ ይፍትኑ
Radio Erena: Monday, 15 January 2024
ኣብ መንጎ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድን ፕረዚደንት ሶማሊላንድ ሙሳ ቢሂ ዓብዲ ድሕሪ ዝተበጽሓ ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ናይ ምጥቃም ውዕል ኣብ ሶማልያ ሓያል ስምዒ [...]
ኢትዬጵያ፣ ተጸባይ ረዲኤት ዝኾነ ህዝቢ እናዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ ትካላት ረዲኤት ገሊጸን
Radio Erena: Friday ,12 January 2024
ኣብ ኢትዬጵያ፣ ብሰንኪ ኵናት፣ ደርቂን ተጸባዪ ረዲኤት ናይ ዝኾነ ብዝሒ ህዝቢ ልዕሊ 15 ሚልዮን ከምዝበጽሐ፣ ትካል ረዲኤት ኣመሪካ- USAID ኣፍሊጡ።
እቲ ኣብታ ሃገር [...]
ጂቡቲን ፈረንሳን ኣብ ምስሕሓብ ሶማልን ኢትዬጵያን ብዝምልከት ዘትየን
Radio Erena: Friday , 12 January 2024
ጂቡቲን ፈረንሳን፤ ኣብ ጉዳይ እቲ ንሶማልን ኢትዬጵያን ኣሰሓሒቡ ዘሎ ስምምዕ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ብዝምልከት ዘትየን።
ሚኒስተር ጉዳያት [...]
ካርቱም፣ ኣብ ከባቢታት ኡምዱርማን፣ ጽዕጹቕ ኵናት ምቕጻሉ ተሓቢሩ
Radio Erena: Thursday 11 , January 2024
ኣብ ሱዳን፣ ከተማ ካርቱም፣ ከባቢታት ኡምዱርማን፣ ጽዕጹዕ ኵናት ይቕጽል ምህላዉ መርበባት ዜና ሓቢረን።
እቲ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲ ፈጣን ሓይልታትን፣ ቅድሚ [...]
ጽልዋ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ እናዓበየ ይመጽእ
Radio Erena : Wednesday , 10 January 2024
እብዚ እዋን'ዚ ኣብ ጉዳይ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ንምዝታይ ብቐጥታ ናብተን ሃገራት ኣብ ክንዲ ምኻድ ምስ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ብፍላይ ድማ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራ [...]
ኡጋንዳን ኬንያን ኣብ ኣጠቓቕማ ሻምብቆታት ነዳዲ ይፈላለያ
Radio Erena: Wednesday, 10 January 2024
ኡጋንዳ ኣፍደገ ባሕሪ ካብ ዘይብለን ሃገራት ኣፍሪቃ ሓንቲ እያ። ብባሕሪ እትገብሮ ንግዲ ድማ ንወደባት ኬንያን ታንዛንያን እያ እትጥቀም።
ኡጋንዳ ሓደ ካብቲ ኣውራ ብ [...]
ቀይሕ ባሕሪ፣ ቀርሰና መራኽብ ዳግማይ ከይስዕርር ተሰጊኡ
Radio Erena: Tuesday, 09 January 2024
ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ፣ ኣብ ክሊ ማይ ሶማል እትቀሳቐስ ዝነበረት ናይ ንግዲ መርከብ፣ ብሸፋቱ ባሕሪ፡ ፈተነ ቀርሰና ከምዝተኻየደላ ተሓቢሩ።
እታ MV Lila Norfolk ዝተሰም [...]
ማሕበር ሃገራት ዓረብ፣ ኢትዬጵያን ሶማሊላንድን ንዝኸተምኦ ስምምዕ ገማግም ባሕሪ ኮኒኑ
Radio Erena: Monday, 08 January 2024
ጂብቲ፣ ሱዳን፣ ግብጺ፣ ሶማል፣ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ዝርከብኦ ማሕበር ሃገራት ዓረብ፣ ኢትዬጵያን ርእሰ ምምሕዳርን ዝኸተሞ ስምምዕ ኣፍደገ ባሕሪ ብወግዒ ኮ [...]