Category: ኣህጉራዊ ዜና
ቻድን እስራኤል ኣብ ወትሃደራዊን ጸጥታውን መደያት ክተሓጋገዛ ይዝትያ
Radio Erena: 27 November 2018 ቻድን እስራኤልን፣ ኣብ ወትህደራውን ጸጥታውን መዳያት ክተሓጋገዛ ኣብ ዘኽእለን ጉዳያተ ከምዝዘተያ ተገሊጹ። እዚ ዝግለጽ ዘሎ፣ ፕረዚደንት ቻድ እድሪስ ደቢ፣ ብሰነበት 25 ሕዳር፣ ኣብ እስራኤ [...]
ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝተራእየ ጾታዊ ኣፈላላይን ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮን ዘጠቓለለ ሪፖርት ብወግዒ ተዘርጊሑ
Radio Erena: 25 November 2018 ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝተራእየ ጾታዊ ኣፈላላይን ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮን ዘጠቓለለ ሪፖርት ወግዓዊ ኮይኑ። ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝርከቦም ሓያሎ ኣህጉራውያን ዲፕሎማሰኛታት ብዝ [...]
የመን፣ ንምጥቃም ወደብ ሖደይዳ ብዝምልከት ሓድሽ ዘተ ክጅምር’ዩ
Radio Erena: 25 November 2018 ፍሉይ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ የመን፣ ብዛዕባ ወደባዊት ከተማ ሖደይዳ ብዝምልከት ካብ ክልቲኦም ወገናት ዘተባብዕ ተስፋ ከምዝረኸበ ገሊጹ። እቲ ብማርቲን ግሪፊዝ ዝተመርሐ ልኡኽ፣ ብዕ [...]
ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ሱዳንን ፈረንሳን፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ምብራቕ ኣፍሪቃ ተመያይጦም
Radio Erena: 22 November 2018 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣል ዲርዲር መሓመድ ኣሕመድ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ሱዳን ኣብ ፈረንሳ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ሚኒስተር ምስ ፈረንሳዊ መዘንኡ፣ ዣን ኢቭ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ክልላት ግጭታት ይቕጽል
Radio Erena: 20 November 2018 ኣብ ኢትዮጵያ ጸጸኒሑ ዝነቱግ ዘሎ ግጭታት፣ ሕጂ'ውን ይቕጽል ከምዘሎ ዝተፈላለዩ ወገናት ይገልጹ። በዚ መሰረት፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ፣ ኣብ ሲዳማ፣ ኣሶሳ፣ ጉራጌ፣ ሞያለ፣ መተማን ካልእ [...]

ፕረዚደንት ሶማል ናብ ኢጣልያ ይበጽሕ
Radio Erena: 20 November 2018 ፕረዚደንት ሶማል ዓብዱላሂ መሓመድ ፋርማጆ ኣብ ኢጣልያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም ኣሎ። እቲ ፕረዚደንት ናብ ኢጣልያ ኣምሪሑ ዘሎ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኢጣልያ፣ ምስ ሃገራት ቀርኒ ኣፍ [...]
ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ዘሎ ቁጽሪ ሰራዊታ ከተጉድሎ’ያ
Radio Erena: 18 November 2018 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ኣዋፊራቶ ዘላ ቁጽሪ ሰራዊታ ከተጉድሎ ምዃና ካብ ፐንታጎን ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። ልዕሊ 7 ሽሕ ቁጽሪ ዘለዎ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ተዋፊሩ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ ቅርጺ ኣቃውማኡ ንምምሕያሽ ይሰርሕ
Radio Erena: 18 November 2018 ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ትካላዊ ኣሰራርሓኡ ንምምሕያሽ ዝሓንጸጾ መደብ፣ ተግባራዊ ንክኸውን ከምዝወሰነ፣ ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ሕብረት መበል 11 ፍሉይ ኣኼባ ኣብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ሓሙሽተ ጀነራላት ዝርከብዎም ልዕሊ 63 ሰባት ብክሲ ብልሽውናን ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላትን ተኣሲሮም
Radio Erena: 15 November 2018 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብክሲ ብልሽውናን ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላትን ናይ ዝተኣስሩ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 63 ከምዝበጽሐ ተገሊጹ። ኣኽባር ሕጊ እታ ሃገር ኣቶ ብርሃኑ ጸጋይ ኣብ ዘካየዶ ጋዜጣዊ መግለጺ [...]
ላዕለዋይ ልኡኽ ሩስያ ናብ ሱዳን ምብጻሕ ኣካይዱ
Radio Erena: 14 November 2018 ብምክትል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ ሚኻይል ቦጋድኖቭ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ሩስያ፣ ከም መቀጸልታ ናይ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ርክባቱ፣ ኣብ ሱዳን ምብጻሕ ኣካይዱ። ምክትል ሚ [...]