Category: ኣህጉራዊ ዜና
ሊብያ፣- ልዕሊ 700 ሽሕ ስደተኛታት ነናብ ዓዶም ንምምልስ ሓገዝ ኢጣልያ ትሓትት
Radio Erena: Thursday, 01 February 2024
ኣብ ሊብያ፣ ኤርትራ ካብ እትርከበን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍርቃ ዝወሓዙ፣ ኣስታት 700 ሽሕ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ከምዘለዉ መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
እ [...]
“ሶማሊላንድ፡ ኣህጉራዊ ወዕላት ናይ ምፍራም ስልጣን ዘለዋ ነጻ ሃገር’ያ” ኣምባሳደር ሙኽታር መሓመድ ዋረ
Radio Erena: Wednesday,31 January 2024
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማል ሙኽታር መሓመድ ዋረ፣ ብዛዕባ ሶማልን ርሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ኣመልኪቱ ምስ ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ኣብ ዝገበሮ ቃለ መሕትት ንዝሃ [...]
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ኲናት እስራኤልን ፍልስጤምን ንዝተቐትሉ ጋዜጠኛታት ዝኽሪ ተኻይዱ
Radio Erena: Wednesday,31 January 2024
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝመደበሮም ጋዜጠኛታትን ደገፍቲ ፍልስጤም ዝኾኑ ሰልፈኛታትን ብሰንበት 28 ጥሪ ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ ተኣኪቦም ኣብ ጋዛ ብዝተፈጥረ ግጭት ህይወቶ [...]
ኢትዮጵያ፣ ሚልዮናት ህዝቢ ተጸባዪ ረዲኤት ኣብ ዝኾነሉ እዋን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ብምርግጋጽ ውሕስነት መግቢ ይሽለም
Radio Erena: Monday, 29 January 2024
ኣብ ሮማ ዝመደበሩ፣ ኣካል ሕቡራት ሃገራት ዝኾነ፣ ውድብ መግብን ሕርሻን (FAO)፣ ብ28 ጥሪ ኣብ ዘካየዶ ጽምብል፣ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ [...]
ቡርኪናፋሶ: ማሊን ኒጀርን ካብ ‘ኤኮዋስ’ ስሒበን
Radio Erena: Monday, 29 January 2024
ድሕሪ ወተሃደራዊ ዕልዋታት ብሰራዊት ዝመሓደራ ዘለዋ ሃገራት ቡርኪናፋሶ: ማሊን ኒጀርን ካብ ኣባልነት ምትእኽኻብ ማሕበረሰብ ቁጠባ ምዕራብ ኣፍሪቃ 'ኤኮዋስ' ስሒበን::
[...]
እማመ ኢሚግሬሽን ፈረንሳ ልዕሊ ሲሶ ዓንቀጻት ክስረዙ ከምዘለዎም ቤት ምኽሪ ቅዋም ፈረንሳ ሓቢሩ
Radio Erena: Friday, 26 January 2024
እማመ ኢሚግሬሽን ፈረንሳ ልዕሊ ሲሶ ዓንቀጻት ክስረዙ ከምዘለዎም ቤት ምኽሪ ቅዋም ፈረንሳ ኣፍሊጡ።
እቲ ቤት ምኽሪ፣ ኣብቲ እማመ፣ ተበጻሕነት ማሕበራዊ ሓገዛት ክተ [...]
ሩስያውያን ደቂንስትዮ ሰብኡተን ናብ ቤቶም ክምለሱ ንሰበስልጣን ይሓታ
Radio Erena: Friday, 26 January 2024
እዘን ብማሕበራዊ መራኸቢታት ተኣኻኺበን፣ ወይ ሆም ዝብል ጉጅለ ብምቛም ዝነጥፋ ዘለዋ ደቂንስትዮ፣ እቶም ኣብ የካቲት 2022 ኣብ ዩክሬን ንዝካየድ ኲናት ዝወፈሩ ልዕሊ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ጉዳይ ሶማሊላንድ ፖለቲካዊ ደገፍ ንምሕታት ዞባዊ ዑደቱ ይቕጽል
Radio Erena: Thursday, 25 January 2024
ኣብ ጉዳይ ሉኣላውነት ሶማል፣ ዞባዊ ፖለቲካዊ ደገፍ ንምሕታት ዑደት ኣብ ምክያድ ዝርከብ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ናብ ቐጠር በጺሑ።
ድሕሪ'ቲ ኢትዮጵያን ርእሰ ምም [...]
ኣባል ልኡላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳንን ተሓጋጋዚ ዋና ኣዛዚ ሰራዊትን ያሲር ኣልዓታ፣ መንግስቲ ሱዳን ኣንጻር ኢማራት ዓረብ ዝቐንዐ ጥርዓን ከቕርብ ምዃኑ ኣጠንቂቑ
Radio Erena: Wednesday, 24 January 2024
ኣባል ልኡላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳንን ተሓጋጋዚ ዋና ኣዛዚ ሰራዊትን ያሲር ኣልዓታ፣ መንግስቲ ሱዳን ኣንጻር ኢማራት ዓረብ ዝቐንዐ ጥርዓን ናብ ዞባዊ ውድባትን ባይቶ ጸጥታ ሕቡ [...]
እንግሊዝ ቻነል ክሰግሩ ዝፈተኑ ሓሙሽተ ሓተቲ ዑቕባ ሞይቶም
Radio Erena: Wednesday, 24 January 2024
ንእንግሊዝ ቻነል ክሰግሩ ዝፈተኑ ሓሙሽተ ሓተቲ ዑቕባ፡ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ማያት ፈረንሳ ከምዝሞቱ ሓደ በዓል ስልጣን ባሕሪ ፈረንሳ ንቢቢሲ ሓቢሩ።
እዚ ፍጻሜ ናብ ብሪ [...]