Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 318 319 320 321 322 366 3200 / 3658
ኣብ ዚምባብወ ብዝተላዕለ ናዕቢ፣ ብዉሑዱ ሽዱሽተ ሰባት ሞይቶም

ኣብ ዚምባብወ ብዝተላዕለ ናዕቢ፣ ብዉሑዱ ሽዱሽተ ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 05 August 2018 ኣብ ዚምባብወ፣ ንሓፈሻዊ ምርጫ’ታ ሃገር ስዒቡ ብዝተላዕለ ናዕቢ ብውሑዱ ሽዱሽተ ሰባት ተቐቲሎም ከምዘለዉ፣ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። ደገፍቲ ተቓዋሚ ሰልፊ ምንቅስቓስ ንደሞክራስያዊ ለ [...]
ኢትዮጵያ፣  ኣብ ልዕሊ ተወለድቲ ትግራይ ዝፍጸም ዘሎ መጥቃዕታት ቁጠዐ ይፈጥር

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ተወለድቲ ትግራይ ዝፍጸም ዘሎ መጥቃዕታት ቁጠዐ ይፈጥር

Radio Erena: 02 August 2018 ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ ዝርከብ ፕሮጀክት ልምዓት ሽኮር ዝተቐትሉ ሰለስተ ተወለድቲ ትግራይ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ፣ ሬስኦም ናብ መቐለ ኣብ ዝኣተወሉ፣ ንህዝቢ ትግራይ ኣቖጢዑ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ [...]
ዚምባብዌ፣ ድሕሪ ምእላይ ሮበርት ሙጋበ ንፈለማ እዋን ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ሰልፊ ተዓዊቱ

ዚምባብዌ፣ ድሕሪ ምእላይ ሮበርት ሙጋበ ንፈለማ እዋን ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ሰልፊ ተዓዊቱ

Radio Erena: 02 August 2018 ኣብ ዚምባብዌ፣ ን38 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ መራሒኣ ነበር ሮበርት ሙጋበ ድሕሪ ምእላዩ፣ ንፈለማ እዋኑ ኣብ ዝተኻየደ ሓፈሻዊ ምርጫ፣ ካብ እዋን ናጽነታ ኣትሒዙ ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ሰልፊ [...]
ፕ. ኣልበሽር ተቓወምቱ ናብ ሃገራዊ ዋዕላ ክሳተፉ ዳግማይ ጻውዒት ኣቕሪቡ

ፕ. ኣልበሽር ተቓወምቱ ናብ ሃገራዊ ዋዕላ ክሳተፉ ዳግማይ ጻውዒት ኣቕሪቡ

Radio Erena: 29 July 2018 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ኩሎም ተቓወምቲ ውድባት ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ክሳተፉ ዳግማይ ጻውዒት ኣቕሪቡ። ዑመር ኣልበሽር ምስ ላዕለዋይ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ዓብዱልራሕማን ሳዲቕ ኣልማህዲ [...]
ሽዱሽተ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣልሑቲ ተቐቲሎም

ሽዱሽተ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣልሑቲ ተቐቲሎም

Radio Erena: 29 July 2018 ብስዑዲ ዓረብን መሻርኽታን ተደጊፉ ስልጣን መንግስቲ ክመልስ ዝህቅን ዘሎ ሰራዊት የመን፣ ሽዱሽተ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣል ሑቲ ከምዝቐተለ ገሊጹ። ኣገልግሎት ዜና ኣልሸርቕ ኣልኣውሳጥ ንምንጭታቱ [...]
ን27 ዓመታት ተኸፋፊላ ዝጸንሐት ናይ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ዳግም ከምዝሓበረት ተሓቢሩ

ን27 ዓመታት ተኸፋፊላ ዝጸንሐት ናይ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ዳግም ከምዝሓበረት ተሓቢሩ

Radio Erena: 26 July 2018 ብሰንኪ ኣብ ኢትዮጵያ ዝጸንሐ ፖለቲካዊ ኩነታት ኣብ ክልተ ተገሚዓ ዝጸንሐት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ከምዝሓበረት ፋና ዝተባህለ ማዕከን ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ። እታ ን27 ዓመታት ተኸፋፊላ [...]
ሩስያ፣ ኣብ ሱዳን፣ ክሊ ማይ ቀይሕ ባሕሪ ዳህሳስ ተፈጥሮኣዊ ጋዝ ከተካይድ’ያ

ሩስያ፣ ኣብ ሱዳን፣ ክሊ ማይ ቀይሕ ባሕሪ ዳህሳስ ተፈጥሮኣዊ ጋዝ ከተካይድ’ያ

Radio Erena: 26 July 2018 ሩስያ፣ ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ክሊ ማይ ቀይሕ ባሕሪ፣ ዳህሳስ ተፈጥሮኣዊ ጋዝ ከተካይድ ምዃና ኣገልግሎት ዜና ቻይና- ሺንሁዋ ሓቢሩ። እዚ ዝተሓበረ፣ ወከልቲ መንግስታት ሱዳንን ሩስያን ብሰሉስ 24 ሓ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ተወኒኑ ዝጸንሐ10 ሚልዮን ዶላር ተታሒዙ

ኢትዮጵያ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ተወኒኑ ዝጸንሐ10 ሚልዮን ዶላር ተታሒዙ

Radio Erena: 24 July 2018 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ኣብ ዝተኻየደ ስርሒታት፣ 10 ሚልዮን ዶላር ገንዘብ ከምዝተታሕዘ ንኮሚሽነር ፈደራል ፖሊስ እታ ሃገር ብምጥቃስ ማዕከን ዜና ፋና ሓቢሩ። ብመሰረት’ [...]
ግብጺ፣ ልዕሊ 600 እሱራት ብምሕረት ተፈቲሖም

ግብጺ፣ ልዕሊ 600 እሱራት ብምሕረት ተፈቲሖም

Radio Erena: 24 July 2018 ኣብ ግብጺ፣ 683 እሱራት ብምሕረት ከምዝተፈትሑ ማዕከን ዜና Egypt Today ሓቢሩ። እቶም ዝተፈላለየ ገበናት ፈጺሞም ተኣስሮም ዝጸንሑ እሱራት፣ ብምኽንያት ትማሊ 23 ሓምለ ተዘኪሩ ዝወዓለ መበ [...]
ፓርላማ ኢትዮጵያ ንናይ ፖለቲካ እሱራት ነበር ምሕረት ዝህብ ዝቐረበ እማመ ኣጽዲቑ

ፓርላማ ኢትዮጵያ ንናይ ፖለቲካ እሱራት ነበር ምሕረት ዝህብ ዝቐረበ እማመ ኣጽዲቑ

Radio Erena: 22 July 2018 ፓርላማ ኢትዮጵያ ንናይ ፖለቲካ እሱራት ነበር ምሕረት ዝህብ ብካቢነ ሚኒስተራት’ታ ሃገር ዝቐረበ እማመ ኣጽዲቑ። ሓያሎ መራሕቲ ፖለቲካውያን ውድባት ዝርከብዎም ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ናይ ፖለቲካ እሱራትን [...]
1 318 319 320 321 322 366 3200 / 3658