Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 294 295 296 297 298 390 2960 / 3892
ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ወተሃደራዊ ዝምድናአን ከሐዪላ ተሳማሚዐን

ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ወተሃደራዊ ዝምድናአን ከሐዪላ ተሳማሚዐን

Radio Erena: 22 September 2019 ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ንዝጸንሐን ወተሃደራዊ ምትሕግጋዝ ብዝለዓለ መልክዑ ክቕጽሎኦ ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ። ማዕከናት ዜና ኣቡ ዳቢ ብዝህቦኦ ዘለዋ ሓበሬታ መሰረት፣ እቲ [...]
ፕረዚደንት ዓብደል ፋታሕ ኣል ሲሲ ስልጣኑ ክገድፍ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ መላእ ግብጺ ተኻዪዱ

ፕረዚደንት ዓብደል ፋታሕ ኣል ሲሲ ስልጣኑ ክገድፍ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ መላእ ግብጺ ተኻዪዱ

Radio Erena: 22 September 2019 ንፕረዚደንት ዓብደል ፋታሕ ኣል ሲሲ ስልጣኑ ክገድፍ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ መላእ ግብጺ ተኻዪዱ። እቲ ዓርቢ 20 መስከረም ድሕሪ ቀትሪ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ኣብ ከተማታት [...]
ጅቡቲ ምስ ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝ ኣስላም ኣብ ንግድን ፊናንስን ናይ ልዕሊ 600 ሚልዮን ዶላር ስምምዕ ንግዲ ከቲማ

ጅቡቲ ምስ ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝ ኣስላም ኣብ ንግድን ፊናንስን ናይ ልዕሊ 600 ሚልዮን ዶላር ስምምዕ ንግዲ ከቲማ

Radio Erena: 20 September 2019 መንግስቲ ጅቡቲ ምስ ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝ ኣስላም ኣብ ንግድን ፊናንስን (ITFC)፣ ናይ ልዕሊ 600 ሚልዮን ዶላር ስምምዕ ንግዲ ከምዝኸተመት፣ ብቋንቋ ፈረንሳ እትዳሎ መርበብ ሓ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ንመኽፈል ደሞዝ ሰራሕተኛታት፣ 600 ሚልዮን ዶላር ካብ ቻይና ተለቂሓ

ደቡብ ሱዳን፣ ንመኽፈል ደሞዝ ሰራሕተኛታት፣ 600 ሚልዮን ዶላር ካብ ቻይና ተለቂሓ

Radio Erena: 20 September 2019 መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ንመኽፈል ደሞዝ ዝኸውን 600 ሚልዮን ዶላር ካብ ቻይና ከምዝተለቅሐ ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ዜና ደቡብ ሱዳን ከምዝሓበሮ፣ እቲ ካብ መንግስቲ ቻይና ብልቃ [...]
ቻይና፣ 163 ወትሃደራት ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ናብ ደቡብ ሱዳን ልኢኻ

ቻይና፣ 163 ወትሃደራት ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ናብ ደቡብ ሱዳን ልኢኻ

Radio Erena: 20 September 2019 መንግስቲ ቻይና፣ 163 ወትሃደራት ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ናብ ደቡብ ሱዳን ከምዝልኣኸት ኣገልግሎት ዜና ሺንሁዋ ሓቢሩ። እቶም ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ናብ ደቡብ ሱዳን ዝኣተዉ ወትሃደ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ምምላእ ማይ ዲጋ ተሃድሶ ብግብጺ ንዝቐረበ እማመታት ነጺጋቶ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ምምላእ ማይ ዲጋ ተሃድሶ ብግብጺ ንዝቐረበ እማመታት ነጺጋቶ

Radio Erena: 19 September 2019 ኢትዮጵያ፣ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ተሃድሶ፣ ካብ ናይል ብዝፈሰሰ ማይ ዝመልኣሉ መስርሕ፣ ብግብጺ ንዝቐረበ እማመታት ነጺጋቶ። እቲ እማመታት፣ ንኢትዮጵያ፣ ካብቲ ብከርሲ መሬታ ዝሓልፍ ወ [...]
ኣብ ትካላት ነዳዲ ስዑዲ ዓረብ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ፣ ኣብቲ ዞባ ንዝጸንሐ ወጥሪ ኣጋዲዱ

ኣብ ትካላት ነዳዲ ስዑዲ ዓረብ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ፣ ኣብቲ ዞባ ንዝጸንሐ ወጥሪ ኣጋዲዱ

Radio Erena: 19 September 2019 ኣብ ትካላት ነዳዲ ስዑዲ ዓረብ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ፣ ኣብ ዞባ ወሽመጥ ዓረብን፣ ማእከላይ ምብራቕን ንዝጸንሐ ወጥሪ ብዝበኣሰ ኣጋዲዱዎ ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቲ ኣብ ልዕሊ ክልተ ትካላት [...]
ፈረንሳ፣ ንሱዳን 60 ሚልዮን ኤውሮ ብሓገዝ ክትህብ’ያ

ፈረንሳ፣ ንሱዳን 60 ሚልዮን ኤውሮ ብሓገዝ ክትህብ’ያ

Radio Erena: 18 September 2019 መንግስቲ ፈረንሳ፣ ንመሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳን ዘለዎ ደገፍ ብምግላጽ 60 ሚልዮን ኤውሮ ሓገዝ ከበርክት ምዃኑ ገሊጹ። እቲ መንግስቲ ነዚ ዝገለጸ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዦን [...]
ኬንያ፣ ዘይሕጋዊ ንግዲ ንምቁጽጻር፣ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽባ መስመራት ዓጽያ

ኬንያ፣ ዘይሕጋዊ ንግዲ ንምቁጽጻር፣ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽባ መስመራት ዓጽያ

Radio Erena: 17 September 2019 መንግስቲ ኬንያ፣ ዘይሕጋዊ ንግዲ ንምቁጽጻር፣ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽባ ክልተ መስመራት ከምዝዓጸወ ማዕከን ዜና ስታንዳርድ ሓቢሩ። እቲ ኣብ ከባቢ ሞያለ ተዓጽዩ ዘሎ ጽርግያታት፣ [...]
ሶማልያ፣ ኣልሸባብ ብዝፈጸሞ መጥቃዕቲ፣ ብውሕዱ 12 ወትሃደራት ቡሩንዲ ተቐቲሎም

ሶማልያ፣ ኣልሸባብ ብዝፈጸሞ መጥቃዕቲ፣ ብውሕዱ 12 ወትሃደራት ቡሩንዲ ተቐቲሎም

Radio Erena: 17 September 2019 ኣልሸባብ፣ ብዘካየዶ መጥቃዕቲ፣ ብውሕዱ 12 ወትሃደራዊት ብሩንዲ ተቐቲሎም። ካልኦት ሽድይሽተ'ውን ከምዝቖሰሉ፣ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ንወትሃደራዊ ምንጭታት ካብ ብጁምብራ ብ [...]
1 294 295 296 297 298 390 2960 / 3892