Category: ኣህጉራዊ ዜና

ኢትዮጵያ፣ ዕስለ ኣምበጣ፣ ኣብ ዘራእቲ ከቢድ ጉድኣት የውርድ ኣሎ
Radio Erena: 15 November 2019
እቲ ናይ በረኻ ኣምበጣ፣ ኣብ ክልላት ትግራይ፣ ዓፈር፣ ኣምሓራን ኦሮሞን ዝርከብ ልዕሊ 20 ሽሕ ልሙዕ መሬታ ኣስፋሕፊሑ ከምዘሎ እቲ ኣህጉራዊ ትካል ጠቒሱ።
ክፍሊ ምክልኻል ዘ [...]

ኵናት የመን ብሰለማዊ መንገዲ ንምፍትሑ፣ ስዑዲ ዓረብን ሑቲን፣ ዘይቀጥታዊ ዝርርብ ጀሚሮም
Radio Erena: 15 November 2019
ንሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ኵናት ዝቕጽል ዘሎ ኩነታት የመን፣ ብሰለማዊ መንገዲ ዝፍትሓሉ ኣማራጺታት ንምንዳይ፣ ስዑዲ ዓረብን ሑቲን ዘይቀጥታዊ ዝርርብ ጀሚሮም።
እቲ ዘይቀጥታዊ ዝር [...]

ኣመሪካ ምስ ደቡብ ሱዳን ዘለዋ ዝምድና ዳግመ ገምጋም ክትገብረሉ ምዃና ኣፍሊጣ
Radio Erena: 15 November 2019
ምምሕዳር ትራምፕ ምስ ደቡብ ሱዳን ዘለዎ ዝምድና ዳግመ ገምጋም ክገብረሉ ምዃኑ ኣፍሊጡ።
እቲ ምምሕዳር፣ ብ13 ሕዳር ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ክልትኢም ውገናት ደቡብ ሱዳን፣ ናይ [...]

ንጉስ ስዋዚላንድ፣ ን15 ኣንስቱን 23 ደቂን፣ ዋጋ 16 ሚልዮን ዶላር መካይን ብህያብ ኣበርኪቱ
Radio Erena: 14 November 2019
ንጉስ ስዋዚላንድ፣ ምስዋቲ ሳልሳይ፣ ን15 ኣንስቱን 23 ደቁን፣ ዋጋ 16.6 ሚልዮን ዶላር መካይን ብህያብ ኣበርኪቱሎም።
እቲ ንጉስ፣ 19 ሮልስ ሮይስ፣ 120 ድማ BMW ዝዓ [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዩኒቨርስቲ ወልድያ ዝተወልዐ ናይ ብሄር ግጭት ናብ ካልኦት ዩኒቨርሲታት ይልሕም ምህላዉ ተገሊጹ
Radio Erena: 14 November 2019
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝርከብ ዩኒቨርሲቲ ወልድያ ዝተወልዐ ናይ ብሄር ግጭት ናብ ካልኦት ዩኒቨርስታት'ውን ይልሕም ከምዘሎ ዝተፈላለዩ ወገናት እታ ሃገር ገሊጾም።
ኣብ ክ [...]

ዚምባብዌ፣ ድሕሪ 10 ዓመታት ንፈለማ እዋና ናይ ገዛእ ርእሳ ባጤራ ዘርጊሓ
Radio Erena: 14 November 2019
ዚምባብዌ፣ ድሕሪ 10 ዓመታት ንፈለማ እዋና ዘሕተመቶ ሓድሽ ባጤራ ናብ ዕዳጋ ዘርጊሓ።
ህዝቢ እታ ሃገር፣ ዝጸንሖ ዶላር ኣመሪካ፣ ራንድ ደቡብ ኣፍሪቃን ካልእ ባጤራታትን በዚ [...]

ሱዳን፣ ወጻእተኛታት ኣብ ንግዲ ከይዋፈሩ ዝኽልክል ኣዋጅ ኣውጺኣ
Radio Erena: 13 November 2019
መንግስቲ ሱዳን፣ ወጻእተኛታት ኣብ ንግዲ ከይዋፈሩ ዝኽልክል ሓድሽ ኣዋጅ ከምዝዘርግሐ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር፣ ሱና ሓቢሩ።
ሱና፣ ንሚኒስተር ንግድን ኢንዱስትርን ማዳኒ ዓባ [...]

ብህዝባዊ ናዕቢ ካብ ስልጣኑ ዝተኣልየ መራሒ ቦሊቭያ ናብ ሜክሲኮ ሃዲሙ
Radio Erena: 13 November 2019
ንልዕሊ ሓደ ውርሒ ብዝተኻየደ ህዝባዊ ናዕቢ፣ ካብ ስልጣኑ ክእለ ዝተገደደ ፕረዚደንት ቦሊቭያ፣ ኢቮ ሞራለስ፣ ናብ ሜክሲኮ ሃዲሙ።
ካብ 2006 ኣትሒዙ ን13 ዓመታት ኣብ ስልጣ [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወልድያ ብተጓሃሃር ናይ ብሄር ግጭት ክልተ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 12 November 2019
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ኣብ እትርከብ፣ ዩኒቨርሲቲ ወልድያ ብዝተጓሃሃረ ናይ ብሄር ግጭት፣ 2 ሰባት ሞይቶም።
እቲ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ዝተጎሃሃረ ግጭት ኣብ መንጎ ተወላዶ [...]

ሪያድ፣ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ዓረብን ኣፍሪቃን ክካየድ’ዩ
Radio Erena: 12 November 2019
ስዑዲ ዓረብ፣ ዋዕላ ሃገራት ዓረብን ኣፍሪቃን፣ ን25 ሕዳር ክካየድ ምዃኑ ተፈሊጡ።
እዚ ዋዕላ፣ ረብሓታት ሃገራት ዓረብን ኣፍሪቃን ንምሕላው ዝዓለመ'ዩ ተባሂሉ።
ነዚ ዋዕ [...]