Category: ኣህጉራዊ ዜና

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሱዳናውያን ብገንዘብ እናዓሰበት ንየመንን ሊብያን ትልእኽ ከምዘላ ተገሊጹ
Radio Erena: 28 January 2020
ኣብ ሱዳን ዝርከብ ኤምባሲ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንብዙሓት ሱዳናውያን ብገነዘብ እናዓሰብ ኣብ ኵናት የመንን ሊብያን የዋፍር ኣሎ ብዝብል ኣንጻሩ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ።
እቶም [...]

ኣብ ሱዳን ተኣዊጁ ዘሎ ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ንክናዋሕ ዝዝቲ ኣኼባ ተናዊሑ
Radio Erena: 26 January 2020
ኣብ ሱዳን ተኣዊጁ ዘሎ ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ንክናዋሕ ዝዝቲ ኣኼባ ብዘይፍረ ከምዝተዛዘመ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
ላዕለዋይ ቆንስል ሱዳን፣ ጸጥታን ውሕስነትን ዜጋታት ን [...]

ደቡብ ሱዳን፣ ብሰንኪ ዓሌታዊ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 24 January 2020
ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ዞባ ኣብየይ ብዝተጎሃሃረ ናይ ቀቢላ ግጭት፣ ቆልዑን ኣዴታትን ዝርከብዎም ብውሕዱ 32 ሰባት ከምዝተቐትሉ ሰበ ስልጣን እቲ ከባቢ ንማዕከናት ዜና ሓቢሮም።
ብዘ [...]

ብሩንዲ፣ ፕረዚደንት ስልጣኑ ክሓድግ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ዶላርን ቪላን ክወሃቦ ሓቲቱ
Radio Erena: 24 January 2020
ን15 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ብሩንዲ፣ ፒየር ንኩሩንዚዛ ስልጣኑ ክሓድግ፣ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ዶላርን መጋየጺ ዘለዎ ዘመናዊ ቪላን ክወሃቦ ዝብል እማመ ከምዘቕረበ ማ [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ በዓል ጥምቀት፣ ብሰንኪ ምፍራስ ኣዕኑድን ግጭታትን ኣብ ህይወት ሰባት ጉድኣት በጺሑ
Radio Erena: 21 January 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ጎንደር፣ ኣብ ዝካየድ ዝነበር በዓል ጥምቀት፣ ንገያሾ ከጽልል ዝቖመ ድንኳናት፣ ኣዕንዱ ብምፍራሱ፣ ብውሕዱ 9 ሰባት ከዝሞቱን 250 ሰባት ድማ ብከቢድን ፈኵስን ከምዝ [...]

ኣልሸባብ፣ ንቱርካውያን ዒላማ ዝገበረ መጥቃዕቲ ኣካይዱ
Radio Erena: 21 January 2020
ኣልሸባብ፣ ኣብ ሶማል ተዋፊሮም ንዝርከቡ ቱርካውያን ዒላማ ዝገበረ መጥቃዕቲ ኣካይዱ።
እቲ ጉጅለ፣ ካብ ሶማል 30 ኪሎሜተር ርሒቃ ኣብ እትርከብ ከተማ ኣፍጎየ፣ ብ18 ጥሪ ኣብ [...]

ኣብ ወፍሪ ዘተኮረ ዋዕላ ብሪጣንያን ሃገራት ኣፍሪቃን ሎሚ ክካየድ’ዩ
Radio Erena: 20 January 2020
ኣብ ወፍሪ ዘተኮረ ዋዕላ ብሪጣንያን ሃገራት ኣፍሪቃን ሎሚ 20 ጥሪ ኣብ ለንደን ይካየድ ኣሎ።
ኣብዚ ዋዕላ፣ ኬንያ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት፣ ብመራሕተን ክውከላ እንከለዋ፣ እታ [...]

ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳንን፣ ዲጋ ተሃድሶ ካብ ወሓዚ ናይል ማይ ዝመልኣሉ ዓቐን ተሰማሚዐን
Radio Erena: 20 January 2020
ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳንን፣ ኣቐዲሙ ከከራኽረን ዝጸንሐ፣ ዲጋ ተሃድሶ ካብ ወሓዚ ናይል፣ ማይ ዝመልኣሉ ዓቐን ኣብ ዝብል ነጥቢ ተሰማሚዐን።
እቲ ስምምዕ ክብጻሕ ዝኸኣለ፣ ሚኒስተ [...]

ቁጠባዊ ቅልውላው ሱዳን፣ ድሕሪ ምቕያር ስርዓት ኣልበሽር እውን ገና የንቆልቁል ኣሎ
Radio Erena: 19 January 2020
ቁጠባዊ ቅልውላው ሱዳን፣ ድሕሪ ምቕያር ስርዓት ኣልበሽር እውን ገና የንቆልቁል ከምዘሎ ተገሊጹ።
እዚ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተራእየ ምንቁልቋል ሸርፊ ፓውንድ ሱዳን ብመንጽር ዶላር፣ መን [...]

መንግስቲ ኢትዮጵያ 5 ደቀንስትዮ ንዝርከብኦም 65 ወተሃደራት፣ መዓርግ ወሲኹ
Radio Erena: 19 January 2020
መንግስቲ ኢትዮጵያ 5 ደቀንስትዮ ንዝርከብኦም 65 ወተሃደራት፣ መዓርግ ወሲኹ።
በዚ መሰረት ሽዱሽተ ሰባት ናይ ለተናል ጀነራል፣ 19 መጀር ጀነራል፣ 40 ከኣ ናይ ብርጌደር ጀነራል መ [...]