Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 258 259 260 261 262 389 2600 / 3890
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ኣማሓዳሪ ከባቢን ሓለፊ ጸጥታን ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ኣማሓዳሪ ከባቢን ሓለፊ ጸጥታን ተቐቲሎም

Radio Erena: 04 June 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣማሓራ፣ ሓደ ኣማሓዳሪን ሓላፊ ጸጥታን ናይ ሓደ ከባቢ፣ መንነቶም ብዘይተፍልጡ ዕጡቓት ከምዝተቐትሉ ምንጭታት ዜና ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢረን። እቶም ኣብ ሰሜን ወሎ ና [...]
ን21 ኣዋርሕ ኣብ ቤት ማኣሰርቲ ካይሮ ዝተሳቐየ ግብጻዊ፣ ንቀ/ሚ ነበር፣ ኣብ ኣመሪካ ከሲስዎ

ን21 ኣዋርሕ ኣብ ቤት ማኣሰርቲ ካይሮ ዝተሳቐየ ግብጻዊ፣ ንቀ/ሚ ነበር፣ ኣብ ኣመሪካ ከሲስዎ

Radio Erena: 04 June 2020 መሓመድ ሱልጣን፣ ኣብ ኣመሪካ፣ ቨርዢንያ ዝምቕማጡ ወዲ 30 ዓመት መንእሰይ'ዩ። እዚ ግብጻዊ ኣመሪካዊ መንእሰይ፣ ኣብ ሃገሩ ኣብ ዝካየድ ዝነበረ ህዝባዊ ናዕብታት ተታሒዙ'ዩ፣ ኣብ 2013 [...]
ድሕሪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ቱሪዚም ኣብ ኣፍሪቃ ብ3.5% ክዓቢ ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ

ድሕሪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ቱሪዚም ኣብ ኣፍሪቃ ብ3.5% ክዓቢ ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 03 June 2020 ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ካብ ቱሪዝም ዝረኽብኦ ዝነበራ ኣታዊ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ዳርጋ ናብ ዜሮ'ዩ ወሪዱ ዘሎ። እቲ ለበዳ፣ ናህሩ ቀኒሱ፣ ኣብ ዝመጽእ ኣዋርሕ መዓርፎ ነፈ [...]
ካርቱም፣ ብሰንኪ ኮረና ዝተኣወጀ ሰዓታት እቶ እቶ ንክልተ ሰሙን ኣናዊሓ

ካርቱም፣ ብሰንኪ ኮረና ዝተኣወጀ ሰዓታት እቶ እቶ ንክልተ ሰሙን ኣናዊሓ

Radio Erena: 03 June 2020 ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብኮረና ቫይረስ፣ ብዝያዳ ካብ ዝተሃስያ ሃገራት ዝኾነት ሱዳን፣ ኣብ ከተማ ካርቱም ዝተኣወጀ ሰዓታት እቶ እቶ ንተወሳኺ ክልተ ሰሙን ተናዊሑ። ብዘይካ'ዚ፣ ካብ 1 [...]
ቅትለት ጆርጅ ፍሎይድ፣ ኣብ ሜዳታት ስፖርት ኤውሮ ናይ ተቓውሞ ስምዒታት ፈጢሩ

ቅትለት ጆርጅ ፍሎይድ፣ ኣብ ሜዳታት ስፖርት ኤውሮ ናይ ተቓውሞ ስምዒታት ፈጢሩ

Radio Erena: 02 June 2020 ኣብ ኣመሪካ፣ ሚንያፖሊስ፣ ኣብ ልዕሊ ጸሊም ኣመሪካዊ ጂዮርጅ ፍሎይድ፣ ብፖሊስ ድሕሪ ዝሰዓበ ጭካኔ ዝተሓወሶ ቅትለት፣ ብደረጃ ዓለም ናይ ተቓውሞ ስምዒታት ኣለዓዒሉ ከምዘሎ ዝፍለጥ'ዩ። [...]
ሶማል፣ ሸውዓተ ሓካይም ግብረ ሰናይ ተቐቲሎም

ሶማል፣ ሸውዓተ ሓካይም ግብረ ሰናይ ተቐቲሎም

Radio Erena: 01 June 2020 ኣብ ሶማል፣ ከባቢ ሞቛድሾ ኣብ እትርከብ ቁሸት፣ ሸውዓተ ሓካይም ግብረ ሰናይ ተቐቲሎም። እቶም ኣባላት ዘቤታዊ ትካል ግብረ ሰናይ ዘምዘም ዝኾኑ ሰብ ሞያ ጥዕና፣ ማሕበራዊ ኣገልግሎታ [...]
“ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ንጹሃት ዜጋታት ቀቲሉ” ንዝብል ጸብጻብ ኣምነስቲ፣ መንግስቲ ነጺግዎ

“ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ንጹሃት ዜጋታት ቀቲሉ” ንዝብል ጸብጻብ ኣምነስቲ፣ መንግስቲ ነጺግዎ

Radio Erena: 31 May 2020 ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ 10ታት ሰለማውያን ዜጋታት ምቕታሉ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ንዘቕረቦ ጸብጻብ መንግስቲ ነጺግዎ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ ካብ ታሕሳስ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዶባት፣ ሉኡላውነትን ናጽነትን ጎረቤታ ሃገር ከተኽብር ሱዳን ኣጠንቂቓ

ኢትዮጵያ፣ ዶባት፣ ሉኡላውነትን ናጽነትን ጎረቤታ ሃገር ከተኽብር ሱዳን ኣጠንቂቓ

Radio Erena: 31 May 2020 ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን፣ ብዛዕባ'ቲ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ኣብ ከባቢ ሩባ ኣጥባራ ዝፈጸሞ መጥቃዕቲ ብዝምልከት፣ ንፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ካርቱም ናብ ቤት ጽ [...]
ኮሚሽን ጸረብልሽውና ኢትዮጵያ፣ ላዕለዎት ሰበስልጣን’ታ ሃገር፣ ንዝተዋህቦም ናይ ግዜ ገደብ ከኽብሩ ጻውዒት ኣቕሪቡ

ኮሚሽን ጸረብልሽውና ኢትዮጵያ፣ ላዕለዎት ሰበስልጣን’ታ ሃገር፣ ንዝተዋህቦም ናይ ግዜ ገደብ ከኽብሩ ጻውዒት ኣቕሪቡ

Radio Erena: 31 May 2020 ኮሚሽን ስነምግባርን ጸረብልሽውናን ኢትዮጵያ፣ ላዕለዎት ሰበስልጣን’ታ ሃገር፣ ንብረቶም ከመዝግቡ ንዝተዋህቦም ናይ ግዜ ገደብ ከኽብሩ ጻውዒት ኣቕሪቡ። ብመሰረት መግለጺ’ቲ ኮሚሽን፣ ካብ ቀዳ [...]
ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን ኣጽኒዕዎ ዝጸንሐ ማዕቀብ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ኣናዊሑ

ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን ኣጽኒዕዎ ዝጸንሐ ማዕቀብ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ኣናዊሑ

Radio Erena: 31 May 2020 ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን ኣጽኒዕዎ ዝጸንሐ ማዕቀብ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ከምዘናወሖ ተገሊጹ። ባይቶ ጸጥታ ብዓርቢ 29 ግንቦት ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፣ ኣብ ልዕሊ [...]
1 258 259 260 261 262 389 2600 / 3890