Category: ኣህጉራዊ ዜና

ዚምባብወ፣ ምእሳር ጋዜጠኛታትን ተጣበቕቲ መሰላትን ይቕጽል
Radio Erena: 20 July 2020
መንግስቲ ዚምባብወ፣ ንምውሻብ ኣንጻር ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ዝጥሕሱ፣ ጋዜጠኛታትን ተጣበቕቲ መሰላትን ምእሳር ክቕጽል ምዃኑ ገሊጹ።
ወሃብ ቃል’ቲ መንግስቲ ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠይቕ፣ ‘ [...]

ጀርመናዊ ትካል መፍረ መድሃኒት፣ ሳልሳይ ደረጃ ፈተነ መድሃኒት ኮሮና ቫይረስ ከካይድ ድሉው ከምዘሎ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 19 July 2020
ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንመላእ ዓለም ኣናዊጹሉ ዘሎ ኣብዚ ሕጂ እዋን፣ ጀርመናዊ ትካል ፋርማሲ፣ ሳልሳይ ደረጃ ፈተነ መድሃኒት ከካይድ ድሉው ከምዘሎ ኣፍሊጡ።
እቲ ባዮኤንተክ ዝተባህለ ትካል [...]

ግብጺ፤ ንምዕቋር ማይ ዲጋ ተሃድሶ ብዝምልከት ካብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ መግለጺ ሓቲታ
Radio Erena: 17 July 2020
ግብጺ፤ ንምዕቋር ማይ ዲጋ ተሃድሶ ብዝምልከት ካብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ መግለጺ ሓቲታ።
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ብ16 ሓምለ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፤ መንግስቲ ኢትዮጵያ በይናዊ ስጉም [...]

ውድብ ሕቡራት ሃገራት፤ ኣብ ዞባ ዳርፉር ናይ ሱዳን ኣብ ዝርከብ መዓስከር ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ኮኒኑ
Radio Erena: 17 July 2020
ውድብ ሕቡራት ሃገራት፤ ኣብ ዞባ ዳርፉር ናይ ሱዳን ኣብ ዝርከብ መዓስከር ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ኮኒኑ።
ነበርቲ ዳርፉር ዘለዎም ናይ ጸጥታ ኩነታት ብምቅዋም ተኸታታሊ ሰላማዊ ሰልፍታት [...]

ኢትዮጵያ፣ ንብረቶም ዝዓነዎም ሰባት፣ ረዲኤት ክግበረሎም ጸዊዖም
Radio Erena: 16 July 2020
ብዓሌታዊን ቀቢላዊን ግጭታት እትሕመስ ዘላ ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ’ዚ ብሓድሽ ማዕበል ተሲኡ ዘሎ ናዕቢ፣ ንብረቶም ዝዓነዎም ሰባት፣ ረዲኤት ክግበረሎም ጸዊዖም።
ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ኣብ ዝዝ [...]

ሶማልያ፣ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሶማል፣ ካብ ነፍሰ-ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ንስክላ ወጺኡ
Radio Erena: 16 July 2020
ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሶማል፣ ካብ ነፍሰ-ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ንስክላ ከምዝወጸ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ገሊጸን።
ኣብ መኪና ብዝተጻወደ ቦምባ ከምዝተኻየደ ዝተገልጸ እቲ ፈተነ ቅትለት፣ ሓለው [...]

የመን፣ ኣል-ሑቲ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ናይ ሚሳይል መጥቃዕቲ ኣካዪዱ
Radio Erena: 15 July 2020
ኣል-ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ስዑዲ ዓረብ ናይ ሚሳይል መጥቃዕቲ ከምዘካየደ ኣፍሊጡ።
እቲ ብሰኑይ 13 ሓምለ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ኣብ ከተማ ጂዛን ኣብ ዝርከብ ሓደ ናይ [...]

ደቡብ ሱዳን፣ ባይቶ ጸጥታ ሰበስልጣን’ታ ሃገር ጸጥታዊ ውሕስነት ህዝቦም ከኽብሩ ጸዊዑ
Radio Erena: 15 July 2020
ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሰበስልጣን ደቡብ ሱዳን፣ ነቲ ዝተሰማምዑሉ ናይ ጸጥታ ውዕል ከተግብሩ ጸዊዑ።
ባይቶ ጸጥታ ብሰኑይ 13 ሓምለ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ኣመሓደርቲ ዞባ [...]

ማሊ፣ ፕረዚደንት ስልጣኑ ክገድፍ ዝጽውዕ ህዝባዊ ናዕቢ ተጎሃሂሩ
Radio Erena: 15 July 2020
ኣብ ማሊ፣ ፕረዚደንት እታ ሃገር ስልጣኑ ክገድፍ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ህይወት ዓሰርተታት ዜጋታት’ታ ሃገር ምውሳዱ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
እቲ በብቁሩብ ፈኸም ክብ [...]

ንዓሰርተ መዓልታት ዝቐጸለ ዘተ ኣብ መንጎ ግብጺ፣ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ገና ፍረ ኣይተረኽቦን
Radio Erena: 14 July 2020
ንኣጠቓቕማ ናይል ብዝምልከት ንዓሰርተ መዓልታት ዝቐጸለ ዘተ ኣብ መንጎ ግብጺ፣ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ገና ፍረ ከምዘይተረኽቦ ተገሊጹ።
እቲ ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝተማእከለ ዘተ ኣብ መንጎ ናይ [...]