Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 249 250 251 252 253 365 2510 / 3642
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ካብ የመን ንዝተሰሓበ ሰራዊታ ወትሃደራዊ ኣቀባበላ ጌራ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ካብ የመን ንዝተሰሓበ ሰራዊታ ወትሃደራዊ ኣቀባበላ ጌራ

Radio Erena: 11 February 2020 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ካብ 2015 ኣትሕዙ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተሰሊፉ ናብ የመን ዝወፈረ ሰራዊታ፣ በብቁሪብ ምስሓብ ካብ እትጅምር ኣስታት ሓደ ዓመት ኣቑጺሩ ኣሎ። ሕቡራት ኢማ [...]
ወራር ዕስለ ኣንበጣ ናብ ኡጋንዳ ኣስፋሕፊሑ

ወራር ዕስለ ኣንበጣ ናብ ኡጋንዳ ኣስፋሕፊሑ

Radio Erena: 11 February 2020 ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣጋጢሙ ዘሎ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ካብ ሃገር ናብ ሃገር እናስፋሕፈሐ ናብ ኡጋንዳ በጺሑ። እቲ ካብ ኬንያ ሰጊሩ ናብ ኡጋንዳ ኣትዩ ዘሎ ወራር ዕስ [...]
ሰሙናዊ ፍጻሜታት: ቀዳም 08 ለካቲት 2020

ሰሙናዊ ፍጻሜታት: ቀዳም 08 ለካቲት 2020

Radio Erena: 09 February 2020 https://www.youtube.com/watch?v=qEYTsZA3QZs [...]
ኢጋድ ኣብ ጉዳይ ደቡብ ሱዳን ዘትዩ

ኢጋድ ኣብ ጉዳይ ደቡብ ሱዳን ዘትዩ

Radio Erena: 09 February 2020 መበል 70 ፍሉይ ዋዕላ ኢጋድ፣ ጎድኒ ጎድኒ’ቲ ንመበል 33 ግዚኡ ስሩዕ ኣኼብኡ ዘካይድ ዘሎ ሕብረት ኣፍሪቃ ተጋቢኡ። ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተመሓላለፈ ዜና ከምዘመልክቶ፣ ቆንስል ሚኒስ [...]
ሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮሞ ምዕራብ ወለጋ ህልቂት ይፍጽም ከምዘሎ ኦነግ ወቒሱ

ሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮሞ ምዕራብ ወለጋ ህልቂት ይፍጽም ከምዘሎ ኦነግ ወቒሱ

Radio Erena: 06 February 2020 ኣብ ክልል ኦሮሞ፣ ምዕራብ ወለጋን ጕጂን፣ ሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ ህልቂት ይፍጽም ኣሎ ክብል፣ ዕጥቃዊ ቃልሱ ኣብ ምቕጻል ዝርከብ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ኣብዚ ሳልስቲ ኣብ ዘውጽኦ መግ [...]
ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ዝሓዞም 32 ግብጻውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ሃገሮም ኣፋንዩ

ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ዝሓዞም 32 ግብጻውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ሃገሮም ኣፋንዩ

Radio Erena: 06 February 2020 ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ክሊ ማይ የመን፣ ኣብ ዘሕጋዊ ምግፋፍ ዓሳ ተዋፍሮም ኢሉ ሕዚዎም ዝጸንሐ 32 ግብጻውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ከምዘፋነወ ኣፍሊጡ። እቶም ንኣስታት 3 ሰሙ [...]
ፈላሚ ርክብ መራሕቲ እስራኤልን ሱዳንን ኣብ ህዝበ ዓረብ ቁጠዐ ፈጢሩ

ፈላሚ ርክብ መራሕቲ እስራኤልን ሱዳንን ኣብ ህዝበ ዓረብ ቁጠዐ ፈጢሩ

Radio Erena: 05 February 2020 እስራኤልን ሱዳንን፣ ንመጀመርያ እዋነን ወግዓዊ ዝምድና ክምስርታ ምዃነን ቀዳመይ ሚኒስተር እስራኤል ቤንያሚን ናታንያሁ ገሊጹ። ንሱ ነዚ ዝገለጸ፣ ጎኒ ጎኒ'ቲ ብሰኑይ 2 ለካቲ [...]
ኬንያ፣ ን24 ዓመታት ፕረዚደንት ዝነበረ ዳኒኤል ኣራፕ ሞይ ኣብ መበል 95 ዓመቱ

ኬንያ፣ ን24 ዓመታት ፕረዚደንት ዝነበረ ዳኒኤል ኣራፕ ሞይ ኣብ መበል 95 ዓመቱ

Radio Erena: 05 February 2020 ካብ 1978 ክሳብ 2002፣ መራሒ ኬንያ ዝነበረ ፕረዚደንት ዳኒኤል ኣራፕ ሞይ ኣብ መበል 95 ዓመት ዕድሚኡ ሞይቱ። ንኬንያ ን24 ዓመታት ዝመርሐ ኣራፕ ሞይ፣ ብሞት እብ ዝተ [...]
ኣመሪካን ሱዳንን ንመጀመርያ እዋነን ኣምባሳደራት ክለዋወጣ መደብ ከምዘሎ ተገሊጹ

ኣመሪካን ሱዳንን ንመጀመርያ እዋነን ኣምባሳደራት ክለዋወጣ መደብ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 04 February 2020 ምምሕዳር ትራምፕ፣ ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ባይቶ ሱዳን ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን ናብ ዋሽንግተን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ክፍጽም ዕድመ ከምዘቕረበሉ መንግስቲ ሱዳን ኣፍሊጡ። [...]
ጂቡቲን ሱዳንን ዝምድንአን የሐድሳ

ጂቡቲን ሱዳንን ዝምድንአን የሐድሳ

Radio Erena: 03 February 2020 ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ኣብ ጂቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ። ትማሊ ሰንበት 2 [...]
1 249 250 251 252 253 365 2510 / 3642