Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 228 229 230 231 232 390 2300 / 3894
“ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን፣ ን90% ናይቲ ዘሰሓሕባን ጉዳይ ምህናጽ ዲጋ ተሃድሶን ኣጠቓቕማ ናይልን ተሰማሚዐናሉ’የን።” ቀ/ሚ ዓብደላ ሓምዶክ

“ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን፣ ን90% ናይቲ ዘሰሓሕባን ጉዳይ ምህናጽ ዲጋ ተሃድሶን ኣጠቓቕማ ናይልን ተሰማሚዐናሉ’የን።” ቀ/ሚ ዓብደላ ሓምዶክ

Radio Erena: 09 December 2020 ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን፣ ን90 ሚእታዊት ናይቲ ከሰሓሕበን ዝጸንሐ ምስ ምህናጽ ዲጋ ተሃድሶን ኣጠቓቕማ ናይልን ዝተሓሓዝ ጉዳያት ኣብ ስምምዕ ክበጽሓሉ ከምዝኸኣላ ንቀዳማይ ሚኒስ [...]
ኣብ መንጎ ሶማልን ኬንያን ዝተኸስተ ምስሕሓብ እናበኣሰ ይመጽእ ኣሎ

ኣብ መንጎ ሶማልን ኬንያን ዝተኸስተ ምስሕሓብ እናበኣሰ ይመጽእ ኣሎ

Radio Erena: 09 December 2020 ንመንግስቲ ኬንያ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳዩ ጣልቃ ብምእታው ዝኸስስ ዘሎ መንግስቲ ሶማል፣ ዜጋታት ኬንያ ብዘይ ቪዛ ናብ ሶማል ክገሹ ንዝፈቕድ ኣዋጅ ሰሪዙ። እቲ መንግስቲ ኣቐዲሙ፣ ን [...]
ኣብ መንጎ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ  ዝጸንሐ ምትፍናን ኣብ ቀረባ ከብቅዕ ትጽቢት ኣሎ ተባሂሉ

ኣብ መንጎ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ዝጸንሐ ምትፍናን ኣብ ቀረባ ከብቅዕ ትጽቢት ኣሎ ተባሂሉ

Radio Erena: 08 December 2020 ኣብ መንጎ 'ቲ ብስዑዲ ዓረብ፣ ሕቡራት ኢማራት፣ ባሕሬንን ግብጺን በቲ ሓደ ወገን ቀጠር ድማ በቲ ካልእ ዝጸንሐ ዞባዊ ምትፍናን ሃገራት ዓረብ፣ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ከብቅዕ ትጽቢት [...]
ካቢኔ ሚኒስተራት ሱዳን፣ ብመሰጋገሪ ቆንስል ዝቐረበ እማመ ብወግዒ ነጺጉ

ካቢኔ ሚኒስተራት ሱዳን፣ ብመሰጋገሪ ቆንስል ዝቐረበ እማመ ብወግዒ ነጺጉ

Radio Erena: 06 December 2020 ካቢኔ ሚኒስተራት ሱዳን፣ ነቲ ብመሰጋገሪ ቆንስል ዝቐረበ እማመ ብወግዒ ከምዝነጸጎ ኣፍሊጡ። እቲ ብኣልቡርሃን ዝቐረበ እማመ፣ ብሓሙስ 3 ታሕሳስ ልሒኹ ምስ ወጸ፣ ኣብታ ሃገር መዛረቢ ኣ [...]
ኮሚሽነር ሰብኣዊ ቅልውላው ሕ.ኤ. ኣብ ትግራይ ብናጻ ኣካል መርመራ ክግበር ጸዊዑ

ኮሚሽነር ሰብኣዊ ቅልውላው ሕ.ኤ. ኣብ ትግራይ ብናጻ ኣካል መርመራ ክግበር ጸዊዑ

Radio Erena: 06 December 2020 ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ኮሚሽነር ሰብኣዊ ቅልውላው፣ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ሓድሕድን ዝቐርብ ዘሎ ንገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ዝምልከት ጥርዓናትን፣ ብናጻ ትካል ህጹጽ መርመራ [...]
ቻይና፣ 350 ወትሃደራት ናብ ደቡብ ሱዳን ኣዋፊራ

ቻይና፣ 350 ወትሃደራት ናብ ደቡብ ሱዳን ኣዋፊራ

Radio Erena: 04 December 2020 ቻይና፣ 350 ወትሃደራት ናብ ደቡብ ሱዳን ከምዝልኣኸት ኣፍሊጣ። እቲ ናብ ደቡብ ሱዳን ኣትዩ ዘሎ ናይ ኣጋር ኣሃዱ ቻይና፣ ኣካል እቲ ኣብታ ሃገር ዝተዋፈረ ዓቓብ ሰላም ሰራዊ [...]
ኣብ ክልል ትግራይ ናይ ባንኪ ሕሳብ ዝኸፈቱ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከተማታትን፣ ገንዘቦም ከንቀሳቕሱ ተፈቒዱሎም

ኣብ ክልል ትግራይ ናይ ባንኪ ሕሳብ ዝኸፈቱ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከተማታትን፣ ገንዘቦም ከንቀሳቕሱ ተፈቒዱሎም

Radio Erena: 03 December 2020 ኣብ ክልል ትግራይ፣ ኣብ ዝርከባ ጨናፍር፣ ናይ ባንክ ሕሳብ ዝኸፈቱ፣ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከተማታትን፣ ገንዘቦም ከንቀሳቕሱ ከምዝተፈቕደሎም፣ ዘ ሪፖርተር ንሃገራዊ ባንክ ኢትዮጵ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ ዝቆጻጸሮ ከባቢታት ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ክኣቱ ምስ ሕቡራት ሃገራት ተሰማሚዑ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ ዝቆጻጸሮ ከባቢታት ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ክኣቱ ምስ ሕቡራት ሃገራት ተሰማሚዑ

Radio Erena: 03 December 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብቲ ዝቆጻጸሮ ከባቢታት ትግራይ፣ ሰብኣዊ ሓገዝ ክኣቱ ምስ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሐ ነቲ ኣህጉራዊ ውድብ ብምጥቃስ ኣሶሸትድ ፕረስ ካብ ናይሮቢ ሓቢሩ። [...]
ሱዳን፣ ምስ እስራኤል ዝጀመረቶ ዝምድና ኣብ ሓደ ወርሑ ከተቋርጾ ከምእትኽእል ይግለጽ ኣሎ

ሱዳን፣ ምስ እስራኤል ዝጀመረቶ ዝምድና ኣብ ሓደ ወርሑ ከተቋርጾ ከምእትኽእል ይግለጽ ኣሎ

Radio Erena: 03 December 2020 መንግስቲ ሱዳን፣ ቅድሚ ሓደ ወርሒ ምስ እስራኤል ዝጀመሮ ዝምድና ከቛርጾ ከምዝኽእል ንዝተፈላልዩ ምንጭታት ብምጥቃስ ማዕከን ዜና ታይምስ ኦፍ እስራኤል ገሊጹ። ሱዳን ብመንጎኝነት ምም [...]
መንግስቲ ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ፣ ዝመጽእ ሰሙናት ኣብ ዝካየድ ሓፈሻዊ ምርጫ ሶማል ከምዘይሳተፍ ኣጠንቂቑ

መንግስቲ ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ፣ ዝመጽእ ሰሙናት ኣብ ዝካየድ ሓፈሻዊ ምርጫ ሶማል ከምዘይሳተፍ ኣጠንቂቑ

Radio Erena: 02 December 2020 መንግስቲ ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ፣ ዝመጽእ ሰሙናት ኣብ ዝካየድ ሓፈሻዊ ምርጫ ሶማል ከምዘይሳተፍ ኣጠንቂቑ። ማዕከናት ዜና ሶማል፣ ንፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ፣ ኣሕ [...]
1 228 229 230 231 232 390 2300 / 3894