Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 227 228 229 230 231 365 2290 / 3647
ውድብ ሕቡራት ሃገራት፤ ኣብ ዞባ ዳርፉር ናይ ሱዳን ኣብ ዝርከብ መዓስከር ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ኮኒኑ

ውድብ ሕቡራት ሃገራት፤ ኣብ ዞባ ዳርፉር ናይ ሱዳን ኣብ ዝርከብ መዓስከር ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ኮኒኑ

Radio Erena: 17 July 2020 ውድብ ሕቡራት ሃገራት፤ ኣብ ዞባ ዳርፉር ናይ ሱዳን ኣብ ዝርከብ መዓስከር ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ኮኒኑ። ነበርቲ ዳርፉር ዘለዎም ናይ ጸጥታ ኩነታት ብምቅዋም ተኸታታሊ ሰላማዊ ሰልፍታት [...]
ኢትዮጵያ፣ ንብረቶም ዝዓነዎም ሰባት፣ ረዲኤት ክግበረሎም ጸዊዖም

ኢትዮጵያ፣ ንብረቶም ዝዓነዎም ሰባት፣ ረዲኤት ክግበረሎም ጸዊዖም

Radio Erena: 16 July 2020 ብዓሌታዊን ቀቢላዊን ግጭታት እትሕመስ ዘላ ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ’ዚ ብሓድሽ ማዕበል ተሲኡ ዘሎ ናዕቢ፣ ንብረቶም ዝዓነዎም ሰባት፣ ረዲኤት ክግበረሎም ጸዊዖም። ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ኣብ ዝዝ [...]
ሶማልያ፣ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሶማል፣ ካብ ነፍሰ-ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ንስክላ ወጺኡ

ሶማልያ፣ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሶማል፣ ካብ ነፍሰ-ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ንስክላ ወጺኡ

Radio Erena: 16 July 2020 ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሶማል፣ ካብ ነፍሰ-ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ንስክላ ከምዝወጸ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ገሊጸን። ኣብ መኪና ብዝተጻወደ ቦምባ ከምዝተኻየደ ዝተገልጸ እቲ ፈተነ ቅትለት፣ ሓለው [...]
የመን፣ ኣል-ሑቲ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ናይ ሚሳይል መጥቃዕቲ ኣካዪዱ

የመን፣ ኣል-ሑቲ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ናይ ሚሳይል መጥቃዕቲ ኣካዪዱ

Radio Erena: 15 July 2020 ኣል-ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ስዑዲ ዓረብ ናይ ሚሳይል መጥቃዕቲ ከምዘካየደ ኣፍሊጡ። እቲ ብሰኑይ 13 ሓምለ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ኣብ ከተማ ጂዛን ኣብ ዝርከብ ሓደ ናይ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ባይቶ ጸጥታ ሰበስልጣን’ታ ሃገር ጸጥታዊ ውሕስነት ህዝቦም ከኽብሩ ጸዊዑ

ደቡብ ሱዳን፣ ባይቶ ጸጥታ ሰበስልጣን’ታ ሃገር ጸጥታዊ ውሕስነት ህዝቦም ከኽብሩ ጸዊዑ

Radio Erena: 15 July 2020 ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሰበስልጣን ደቡብ ሱዳን፣ ነቲ ዝተሰማምዑሉ ናይ ጸጥታ ውዕል ከተግብሩ ጸዊዑ። ባይቶ ጸጥታ ብሰኑይ 13 ሓምለ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ኣመሓደርቲ ዞባ [...]
ማሊ፣ ፕረዚደንት ስልጣኑ ክገድፍ ዝጽውዕ ህዝባዊ ናዕቢ ተጎሃሂሩ

ማሊ፣ ፕረዚደንት ስልጣኑ ክገድፍ ዝጽውዕ ህዝባዊ ናዕቢ ተጎሃሂሩ

Radio Erena: 15 July 2020 ኣብ ማሊ፣ ፕረዚደንት እታ ሃገር ስልጣኑ ክገድፍ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ህይወት ዓሰርተታት ዜጋታት’ታ ሃገር ምውሳዱ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ በብቁሩብ ፈኸም ክብ [...]
ንዓሰርተ መዓልታት ዝቐጸለ ዘተ ኣብ መንጎ ግብጺ፣ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ገና ፍረ  ኣይተረኽቦን

ንዓሰርተ መዓልታት ዝቐጸለ ዘተ ኣብ መንጎ ግብጺ፣ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ገና ፍረ ኣይተረኽቦን

Radio Erena: 14 July 2020 ንኣጠቓቕማ ናይል ብዝምልከት ንዓሰርተ መዓልታት ዝቐጸለ ዘተ ኣብ መንጎ ግብጺ፣ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ገና ፍረ ከምዘይተረኽቦ ተገሊጹ። እቲ ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝተማእከለ ዘተ ኣብ መንጎ ናይ [...]
ዩጋንዳ፤ ሙሰቨኒ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛታትን ጸሓፍትን መጥቃዕቲ ይፍኑ

ዩጋንዳ፤ ሙሰቨኒ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛታትን ጸሓፍትን መጥቃዕቲ ይፍኑ

Radio Erena: 14 July 2020 ዩጋንዳ፣ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ንምክያድ ኣብ እትዳለወሉ ዘላ እዋን፣ ኣብ ልዕሊ ናይ ውልቂ ሜድያ መጥቃዕቲ ክካየድ ምጅማሩ፣ ኣሻቓሊ ከምዝኾነ ኮሚቴ ንምጥባቕ ጋዜጠኛታት ኣፍሊጡ። እቲ ኣህጉራ [...]
ኢትዮጵያ፣ ሰበስልጣን-ነበር ተዋሂቡዎም ዝነበረ ኣባይቲ ናብ መንግስቲ ኣታዊ ኮይኑ

ኢትዮጵያ፣ ሰበስልጣን-ነበር ተዋሂቡዎም ዝነበረ ኣባይቲ ናብ መንግስቲ ኣታዊ ኮይኑ

Radio Erena: 13 July 2020 ሰለስተ ኢትዮጵያውያን ሰበስልጣን ነበር፣ ብመንግስቲ ዝተዋህቦም መንበሪ ኣባይቲ ከምዝተሓደጉ፣ ዘ ሪፖርተር ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘመሓላለፎ ዜና ኣመልኪቱ። ብመሰረት’ቲ ዝቐረበ [...]
ሱዳን፣ ምኽንሻብ ደቀንስትዮ ዝኽልክል ኣዋጅ ወግዓዊ ኮይኑ

ሱዳን፣ ምኽንሻብ ደቀንስትዮ ዝኽልክል ኣዋጅ ወግዓዊ ኮይኑ

Radio Erena: 13 July 2020 ኣብ ሱዳን ምኽንሻብ ደቀንስትዮ ዝኽልክል ኣዋጅ ወግዓዊ ኮይኑ። እቲ ቅድሚ ሓያሎ ኣዋርሕ ናብ ባይቶ ዝቐረበ እማመ፣ ነቶም ኣብቲ ፍጻሜ ዝሳተፉ ሰባት ዝወሃብ መቕጻዕቲ ክትዕ ድሕሪ ም [...]
1 227 228 229 230 231 365 2290 / 3647