Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 224 225 226 227 228 390 2260 / 3894
ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር ተዋፊሩ ዝጸንሓ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕቡራት ሃገራት፣ ካብ 31 ታሕሳስ ንደሓር ተልእኾኡ ከቛርጽ’ዩ

ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር ተዋፊሩ ዝጸንሓ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕቡራት ሃገራት፣ ካብ 31 ታሕሳስ ንደሓር ተልእኾኡ ከቛርጽ’ዩ

Radio Erena: 31 December 2020 ካብ 2007 ኣትሒዙ፣ ን13 ዓመታት ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር፣ ተዋፊሩ ዝጸንሐ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕቡራት ሃገራት ካብ ሎሚ 31 ታሕሳስ 2020፣ ተልእኾኡ ከቛርጽ'ዩ። እቲ ዓቃብ [...]
ንሓድሽ ዓመተ 2021፣ ዝበዝሐ ህዝቢ ዓለም፣ ኣብ በቤቱ ተዓጽዩ ክቕበላ’ዩ

ንሓድሽ ዓመተ 2021፣ ዝበዝሐ ህዝቢ ዓለም፣ ኣብ በቤቱ ተዓጽዩ ክቕበላ’ዩ

Radio Erena: 31 December 2020 ድሮ ሓድሽ ዓመት፣ ኣብ ዝበዝሐ ክፋል ዓለም፣ ብሆይሆይታን ፈንጠዝያን እትሓለፍ ፍልይቲ ዕለት ካብ እትኸውን ዘመናት ኣቑጺሩ ኣሎ። ዋላ'ውን እቶም ዝተፈለየ ዓውደ ኣዋርሕ ዘለዎም ህዝ [...]
ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ናብ ዞባዊ ረጽሚ ይሰጋገር ከምዘሎ ተገሊጹ

ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ናብ ዞባዊ ረጽሚ ይሰጋገር ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 30 December 2020 ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ምትፍንናን ረጽሚን፣ ናብ ምሉእ እቲ ዞባ ይሰግር ምህላዉ ዝተፈላለዩ ተንተንቲ ገሊጾም። ኣብ ኢትዮያን ሱዳንን፣ ድሕሪ ዝተራእየ ለውጢ፣ ነቲ ንሓያሎ ዓመታት [...]
ሱዳን፣ ወደባት ግብጺ ንኽትጥቀም ዘኽእል ስምምዕ ተኸቲሙ

ሱዳን፣ ወደባት ግብጺ ንኽትጥቀም ዘኽእል ስምምዕ ተኸቲሙ

Radio Erena: 30 December 2020 ሱዳን፣ ንሰደድ ይኹን እታው ዝተፈላለየ ኣቑሑ፣ ወደባት ግብጺን መትረብ ስዌጽን ክትጥቀመ ዘኽእል ስምምዕ ከምዝተኸተመ ንበዓል መዚ ኣታዊ ውሽጢ ሃገር ግብጺ፣ ከማል ነጂም ብምጥቃስ [...]
“ኣስታት 70% ናይቲ ብኢትዮጵያ ተታሒዙ ዝጸንሐ መሬትና ኣምሊስና ኢና፣ ዝተረፈ ንምምላሱ ድማ ሰራዊትና ግቡኡ ይፍጽም ኣሎ።” ሚኒስተር ዜና ሱዳን

“ኣስታት 70% ናይቲ ብኢትዮጵያ ተታሒዙ ዝጸንሐ መሬትና ኣምሊስና ኢና፣ ዝተረፈ ንምምላሱ ድማ ሰራዊትና ግቡኡ ይፍጽም ኣሎ።” ሚኒስተር ዜና ሱዳን

Radio Erena: 28 December 2020 ኣብ ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ጸጸኒሑ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጭታት፣ ሰራዊት ሱዳን ንዝበዝሐ ክፍል ናይቲ ከሰሓሕብ ዝጸንሐ መሬት ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሩ ከምዘእተዎ ኣፍሊጡ። ሚኒስተር [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ክልላት ዓፈርን ሶማልን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ክልላት ዓፈርን ሶማልን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 28 December 2020 ኣብ መንጎ ናይ ኢትዮጵያ ክልላት ዓፈርን ሶማልን፣ ደበና ኵናት ኣንጸላልዩ ከምዘሎ ቤት ጽሕፈት ክልላዊ መንግስቲ ዓፈር ካብ ሰመራ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ ኣጠንቒቑ። እቲ ቤት ጽ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓያሎ ክልላት ብዝቕጽል ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት ኣማኢት ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓያሎ ክልላት ብዝቕጽል ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት ኣማኢት ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 28 December 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልላት ቤንሻንጉል ጉምዝን ደቡብን ኣብ ዝተኻየደ ናይ ብሄር ግጭታት ብውሕዱ 370 ሰባት ተቐቲሎም። ዝሓለፈ ሰሙን፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ፣ ዞባ መተከል ኣ [...]
ፈረንሳ፣ ኣብ ምእላይ ሕሙማት ዝሰርሑ ወጻእተኛታት፣ ብእኩብ ዜግነት ክትህቦም ወሲና

ፈረንሳ፣ ኣብ ምእላይ ሕሙማት ዝሰርሑ ወጻእተኛታት፣ ብእኩብ ዜግነት ክትህቦም ወሲና

Radio Erena: 28 December 2020 መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኣብ ምእላይ ሕሙማት ዝሰርሑ ወጻእተኛታት፣ ብእኩብ ዜግነት ክህቦም ወሲኑ። እዞም ኣብ ሆስፒታላት፣ መእለይዩ ኣረጋውያንን ካልእ ማእከላት ጥዕናን ክሰርሑ ዝጸንሑ፣ [...]
ቀ.ሚ. ኢትዮጵያ፣ ‘ምስ ሱዳን ተፈጢሩ ዘሎ ዶባዊ ጎንጺ፣ ገለ ሰላም ዘይደለዩ ሓይልታት የጎሃህሩዎ ኣለዉ’

ቀ.ሚ. ኢትዮጵያ፣ ‘ምስ ሱዳን ተፈጢሩ ዘሎ ዶባዊ ጎንጺ፣ ገለ ሰላም ዘይደለዩ ሓይልታት የጎሃህሩዎ ኣለዉ’

Radio Erena: 27 December 2020 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ነቲ ምስ ሱዳን ተፈጢሩ ዘሎ ዶባዊ ጎንጺ፣ ገለ ሰላም ዘይደለዩ ሓይልታት የጎሃህሩዎ ኣለዉ ኣብ ዝብለሉ ዘሎ እዋን፣ ሰራዊት ኣብቲ ዶብ ይኣኻኽብ ከምዘሎ ምንጭ [...]
ጂቡቲ፣ ንኬንያን ሶማልን ክትዓርቕ ጻዕርታት ተካይድ

ጂቡቲ፣ ንኬንያን ሶማልን ክትዓርቕ ጻዕርታት ተካይድ

Radio Erena: 27 December 2020 ጂቡቲ፣ ነቲ ኣብ መንጎ ኬንያን ሶማልን ተፈጢሩ ዘሎ ዶባዊ ወጥሪ ንምሽምጋል ልኡኽ ከምዝሰደደት ኣፍሊጣ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጂቡቲ፣ ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ እቲ ዝተላእ [...]
1 224 225 226 227 228 390 2260 / 3894