Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 196 197 198 199 200 364 1980 / 3632
ሓሙስ 14 ጥሪ ዝካየድ ምርጫ ኡጋንዳ፣ ናዕቢ ከየጎሃህር ተሰጊኡ

ሓሙስ 14 ጥሪ ዝካየድ ምርጫ ኡጋንዳ፣ ናዕቢ ከየጎሃህር ተሰጊኡ

Radio Erena: 12 January 2021 ኡጋንዳ፣ ሓሙስ 14 ጥሪ ሓፈሻዊ ምርጫ ከተካይድ'ያ። ኣብዚ ን34 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ዩዌሪ ሙሴቬኒን ከም ቦቢ ዋይን ዝኣመሰሉ ለውጢ ዝደሉ ፖለቲከኛታትን ዝ [...]
ሱዳን፣ ኢትዮጵያ ንዲጋ ተሃድሶ ንምምላእ ክትወስዶ እትኽእል ስጉምቲ ከምዘሻቕላ ኣፍሊጣ

ሱዳን፣ ኢትዮጵያ ንዲጋ ተሃድሶ ንምምላእ ክትወስዶ እትኽእል ስጉምቲ ከምዘሻቕላ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 11 January 2021 ኢትዮጵያ፣ ካልኣይ ዙርያ ምምላእ ዲጋ ተሃድሶ፣ ከተተግብር ምዃና ኣብ እትገልጸሉ ዘላ እዋን፣ መንግስቲ ሱዳን ብዓይኒ ሻቕሎት ከምዝርእዮ ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ ብዘይዝኾነ ቅድመ ሓበ [...]
ቻይና፣ ንወደባዊት ከተማ ጂቡቲ፣ ብናይ 3 ቢልዮን ዶላር ወጻኢ ብዘመናዊ መልክዕ ከተስፍሓ’ያ

ቻይና፣ ንወደባዊት ከተማ ጂቡቲ፣ ብናይ 3 ቢልዮን ዶላር ወጻኢ ብዘመናዊ መልክዕ ከተስፍሓ’ያ

Radio Erena: 11 January 2021 ቻይና፣ ንወደባዊት ከተማ ጂቡቲ፣ ብዘመናዊ መልክዕ ንምስፋሕ፣ ምስ መንግስቲ ጂቡቲ ናይ 3 ቢልዮን ዶላር ውዕል ከምዝኸተመት ተገሊጹ። ነቲ ስምምዕ ዝኸተመ፣ ኣብ ቻይና ብዕብየቱ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ዘካየደቶ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ፣ 5 ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣልሸባብ ከምዝቐተለት ገሊጻ

ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ዘካየደቶ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ፣ 5 ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣልሸባብ ከምዝቐተለት ገሊጻ

Radio Erena: 11 January 2021 ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል፣ ዞባ ሳሓ ወይን፣ ኣብ ዘካየደቶ ደብዳብ፣ ሓሙሽተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣልሸባብ ከምዝቐተለት ገሊጻ። ሰራዊት ኣመሪካ፣ ብ7 ጥሪ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ሓደ ካብ [...]
ዩጋንዳ ምርጫ ንምክያድ ኣብ እትሸባሸበሉ ዘላ እዋን፣ መንግስቲ’ታ ሃገር ድምጺ ተቓውምቱ ብምዕባስ ይኽሰስ

ዩጋንዳ ምርጫ ንምክያድ ኣብ እትሸባሸበሉ ዘላ እዋን፣ መንግስቲ’ታ ሃገር ድምጺ ተቓውምቱ ብምዕባስ ይኽሰስ

Radio Erena: 10 January 2021 ዩጋንዳ ሓፈሻዊ ምርጫ ንምክያድ ኣብ እትሸባሸበሉ ዘላ እዋን፣ መንግስቲ’ታ ሃገር ድምጺ ተቓውምቱ ብምዕባስ ይኽሰስ ኣሎ። ተጣበቕቲ ድሕነት ጋዜጠኛታት ኣብ ዘቕርብዎ ዘለዉ ክሲ፣ ኣብዘን ዝ [...]
ሰራዊት ሱዳን፣ ካብ ኢትዮጵያ ዝተፈንወ ክልተ መጥቃዕታት ከምዘፍሸለ ገሊጹ

ሰራዊት ሱዳን፣ ካብ ኢትዮጵያ ዝተፈንወ ክልተ መጥቃዕታት ከምዘፍሸለ ገሊጹ

Radio Erena: 08 January 2021 ሰራዊት ሱዳን፣ ካብ ወገን ኢትዮጵያ ዝተፈነወ ክልተ መጥቃዕታት ከምዘፍሸለት ንወትሃደራውያን ምንጭታት ብምጥቃስ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ። እቲ ኣብዚ ሰሙን'ዚ፣ ሳሪባ ኣብ ዝተባህለ [...]
ብጸሓፊ ክፍሊ ሃብቲ ሃገር፣ ስቴቨን ምኑሺን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ኣብ ሱዳን ምብጻሕ ፈጺሙ

ብጸሓፊ ክፍሊ ሃብቲ ሃገር፣ ስቴቨን ምኑሺን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ኣብ ሱዳን ምብጻሕ ፈጺሙ

Radio Erena: 07 January 2021 ብጸሓፊ ክፍሊ ሃብቲ ሃገር፣ ስቴቨን ምኑሺን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ምምሕዳር ትራምፕ ኣብ ሱዳን፣ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምክያድ ብረቡዕ 6 ጥሪ ናብ ካርቱም ኣትዩ። እቲ ልኡኽ፣ [...]
ኣርባዕተ ሃገራት ዓረብ ምስ ቀጠር ኣቋሪጸንኦ ዝጸንሓ ዲፕሎማስያዊ ርክብ ኣሐዲሰን

ኣርባዕተ ሃገራት ዓረብ ምስ ቀጠር ኣቋሪጸንኦ ዝጸንሓ ዲፕሎማስያዊ ርክብ ኣሐዲሰን

Radio Erena: 07 January 2021 ስዑዲ ዓረብ፣ ሕቡራት ኢማራት፣ ባሕሬይንን ግብጺን፣ ኣብ ልዕሊ ቀጠር ኣንቢረንኦ ዝጸንሓ እገዳታት በረራታት ክሊ ኣየርን ንግዲን ዳግም ናብ ንቡር ክመልሳ ምዃነን ተሰማሚዐን። እዘን [...]
ሱዳን፣ ዘለዋ ዕዳ ንምኽፋል ዘኽእላ ልዕሊ 700 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ካብ ኣመሪካ ንምርካብ ትጽበ

ሱዳን፣ ዘለዋ ዕዳ ንምኽፋል ዘኽእላ ልዕሊ 700 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ካብ ኣመሪካ ንምርካብ ትጽበ

Radio Erena: 06 January 2021 ሱዳን፣ ዘለዋ ዕዳ ንምኽፋል፣ ካብ መንግስቲ ኣመሪካ ናይ ልዕሊ 700 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ትጽበ ምህላዋ ተገሊጹ። ባይቶ ኣመሪካ፣ ብሰኑይ ኣብ ዘቕረቦ እማመ፣ እቲ ንሱዳን ክወሃ [...]
ኣብዚ ዓመት’ዚ ምርጫ ካብ ዘካይዳ 11 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ብውሕዱ ኣብተን ኣርባዕተ ግጭታት ክጎሃሃር ተኽእሎ ምህላዉ ተገሊጹ

ኣብዚ ዓመት’ዚ ምርጫ ካብ ዘካይዳ 11 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ብውሕዱ ኣብተን ኣርባዕተ ግጭታት ክጎሃሃር ተኽእሎ ምህላዉ ተገሊጹ

Radio Erena: 06 January 2021 ኣብዚ ዓመተ 2021፣ ኣብ 11 ሃገራት ኣፍሪቃ ምርጫ ክካየድ ምዃኑ ተፈሊጡ ኣሎ። ኢትዮጵያ፣ ጂቡቲ፣ ሶማል፣ ኡጋንዳን ቻድን ገለ ካብተን ኣብዚ ዓመት'ዚ ምርጫ ከካይዳ ወጢነን [...]
1 196 197 198 199 200 364 1980 / 3632