Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኣሃዱታት ከቢድ ብረት ፈረንሳን ኣመሪካን ኣብ ጂቡቲ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን
Radio Erena: 28 April 2022
ኣብ ጂቡቲ ዓስኪሮም ዝርከቡ ሰራዊታት ፈረንሳን ኣመሪካን፣ ናይ ከቢድ ብረት ሓበራዊ ልምምድ ኣካይዶም።
እቲ ብ25 ሚያዝያ፣ ብኣሃዱታት ከቢድ ብረት ናይዘን ክልተ ሃገራት ዝተኻየደ ልምምድ [...]
‘ሓይልታት ትግራይ፣ ሒዞሞ ካብ ዝጸንሑ ከባቢታት ክልል ዓፈር ጠቕሊሎም ወጺኦም።’
Radio Erena: 27 April 2022
ሓይልታት ትግራይ፣ ተቖጻጺሮሞ ካብ ዝጸንሑ ከባቢታት ክልል ዓፈር ጠቕሊሎም ከምዝወጹ፣ ኣፈኛ ኣቶ ጌታቸው ረዳ፣ ብ25 ሚያዝያ፣ ንሮይተርስ ኣብ ዝሃቦ ቃል ኣረጋጊጹ።
እቶም ሓይልታት [...]
ዳርፉር፣ ኣብ ዝተወልዐ ቀቢላዊ ግጭት 168 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 26 April 2022
ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር ኣብ ዝተጓሃሃረ ቀቢላዊ ግጭት፣ ልዕሊ 168 ሰባት ከምዝተቐትሉን ኣስታት 100 ሰባት ድማ ከምዝቖሰሉን ማዕከናት ዜና ሓቢረን።
እቲ ኣብ ምዕራብ ዳርፉር፣ [...]
መንገዲ ኣየር የመን፣ ካብ 24 ሚያዝያ ኣትሒዙ ካብ ሰንዓ ቀጥታዊ ኣህጉራዊ በረራ ንምጅማር ዝሰርዖ መደብ ብሃንደበት ተሰሪዙ
Radio Erena: 25 April 2022
ሰንዓ ኣብ ትሕቲ ሑቲ ድሕሪ ምውዳቓ፣ ንሽዱሽተ ዓመታት ተቛሪጹ ዝጸንሐ፣ ቀጥታዊ በረራ ካብን ናብን እታ ከተማ ሰንበት 24 ሚያዝያ ክጅምር ምዃኑ ብወግዒ ተኣዊጁ፣ ቀዳሞት ገያሾ ናብ ዮርዳኖስ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ኣህጉራዊ ዋዕላ ምዕባለ ቴሌኮም ዓለም፣ ብሰንኪ ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ናብ ርዋንዳ ተሰጋጊሩ
Radio Erena: 25 April 2022
ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ኣህጉራዊ ዋዕላ ምዕባለ ቴሌኮም ዓለም፣ ብሰንኪ ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ናብ ርዋንዳ ከምዝተሰጋገረ ወደብቲ ኣፍሊጦም።
እቲ ኣብ ኣፍሪቃ ንመጀመ [...]
መበል 48 ዓመት ዕለተ ልደት ወዱ ንፕረዚደንት ኡጋንዳ ንምጽንባል፣ ጎደናታት ካምፓላ ምዕጻዉ ተሓቢሩ
Radio Erena: 25 April 2022
ቦኽሪ ወዱ ንፕረዚደንት ኡጋንዳን ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊትን፣ ልዩተናንት ጀነራል ሙሁዚ ካይነሩግባ፣ ብቀዳም 23 ሚያዝያ፣ መበል 48 ዓመት ልደቱ ኣብ ዝጸንበለሉ፣ ሓያሎ ጎደናታት ካምፓላ [...]
ማእከላይ ባሕሪ፣ ልዕሊ 120 ሓተቲ ዑቕባ ዝጸዓና ብውሕዱ ኣርባዕተ ጀላቡ ብምጥሓለን ሓያሎ ሞይቶም
Radio Erena: 25 April 2022
ካብ ገማግም ባሕሪ ቱኒዝያ ተበጊሶም ናብ ኢጣልያ ንምስጋር ዝሓለኑ ልዕሊ 120 ስደተኛታት ዝጸዓና ብውሕዱ ኣርባዕተ ጀላቡ ከምዝጠሓላ ሰበ ስልጣን ህይወት ኣድሕን እታ ሃገር ኣፍሊጦም።
[...]
ናይ ኤርትራ ፓስፖርት ዝውንኑ ኤርትራውያን፤ ብናይ ወጻኢ ሃገራት ቪዛ ካብታ ሃገር ኣብ ዝወጹሉ እዋን፤ መንግስቲ ጽኑዕ ምቁጽጻር ይገብር
Radio Erena: 24 April 2022
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ናይ ወጻኢ ሃገራት ቪዛ ዝሓዙ ኤርትራውያን ካብታ ሃገር ክወጹ ኣብ ዝሽገሩሉ ዘለዉ እዋን፤ መንግስቲ'ታ ሃገር ጸጥታ ናይ ምቁጽጻር ሓላፍነት ከምዘለዎ ኣፍሊጡ።
ማዕከ [...]
ብኣማኢት ዝቑጸሩ ኢትዮጵያውያን፤ ኣብ ዩክረይን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣብ ጎድኒ ራሻ ንምስላፍ ክምዝገቡ ይሓቱ
Radio Erena: 24 April 2022
ብኣማኢት ዝቑጸሩ ኢትዮጵያውያን፤ ኣብ ዩክረይን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣብ ጎድኒ ራሻ ንምስላፍ ክምዝገቡ ይሓቱ ከምዘለዉ፤ ሮይተርስ ካብታ ሃገር ኣብ ዝፈነዎ ዜና ገሊጹ።
'ራሻ ዝ [...]
ወተሃደራዊ ሓይሊ ሱዳን፤ ቀዪዱዎም ዝጸንሐ 25 መራሕቲ ሰላማዊ ሰልፊ ናጻ ሰዲዱዎም
Radio Erena: 24 April 2022
ኣብ ሱዳን ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወተሃደራዊ ሓይሊ፤ ቀዪዱዎም ዝጸንሐ 25 መራሕቲ ሰላማዊ ሰልፊ ናጻ ሰዲዱዎም።
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብመንጎኝነት ሕብረት ኣፍሪቃን ኢጋድን ምስ ዓብደልፋታሕ ኣል [...]