Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 113 114 115 116 117 388 1150 / 3879
ኡጋንዳ፣ ለበዳ ሕማም ኢቦላ ኣዊጃ

ኡጋንዳ፣ ለበዳ ሕማም ኢቦላ ኣዊጃ

Radio Erena: 21 September 2022 ኡጋንዳ፣ ለበዳ ሕማም ኢቦላ ኣዊጃ። ሰበ ስልጣን ጥዕና እታ ሃገር ብዝሃብዎ ሓበሬታ፣ ኣብ ማእከላይ ኡጋንዳ ኣብ እትርከብ፣ ዞባ ሙበንደ፣ ወዲ 24 ዓመት መንእሰይ፣ ብቫይረስ [...]
‘ኤርትራ፣ ብሰፊሕ ግንባራት፣ ሓድሽ ዙርያ መጥቃዕቲ ከፊታ።’ ሓይልታት ትግራይ

‘ኤርትራ፣ ብሰፊሕ ግንባራት፣ ሓድሽ ዙርያ መጥቃዕቲ ከፊታ።’ ሓይልታት ትግራይ

Radio Erena: 20 September 2022 ሰራዊት ኤርትራ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ሳልሳይ ሰሙኑ ሒዙ ዘሎ ውግእ፣ ብሰፊሕ ግንባርት ሓድሽ ዙርያ መጥቃዕቲ ከፊቱ ክብሉ ሓይልታት ትግራይ ከሲሶም። ማእከላይ እዚ ሓትልታት [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ፖርት ሱዳንን ሞምባሳን ብምርሕራሕ ወደብ ጂቡቲ ክትጥቀም ከምእትደሊ ገሊጻ

ደቡብ ሱዳን፣ ፖርት ሱዳንን ሞምባሳን ብምርሕራሕ ወደብ ጂቡቲ ክትጥቀም ከምእትደሊ ገሊጻ

Radio Erena: 20 September 2022 ኣገልግሎታት ወደብ ንምርካብ ተጸጊማ ከምዘላ እትግለጽ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ናብ ጂቡቲ ምቑማታ ሰበ ስልጣን እታ ሃገር ሓቢሮም። ንምርጋፍን ምጽዓንን ዘገልልግል ኣስታ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ሃገራት እቲ ዞባ ዑደት የካይድ

ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ሃገራት እቲ ዞባ ዑደት የካይድ

Radio Erena: 20 September 2022 ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣምባሳደር ዢ ቢንግ፣ ኣብ ሃገራት እቲ ዞባ ዑደት የካይድ ኣሎ። ኣብ ለካቲት 2022 መዝነት ካብ ዝቕበል፣ ንካልኣይ እዋኑ ዘካይዶ ዘ [...]
ሚኒስተር ምክልኻል ዝመርሖ ላዕለዋይ ወኪል ፈረንሳ ኣብ ጂቡቲ ምብጻሕ ኣካይዱ

ሚኒስተር ምክልኻል ዝመርሖ ላዕለዋይ ወኪል ፈረንሳ ኣብ ጂቡቲ ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 19 September 2022 ብሚኒስተር ምክልኻል ሰባስትያን ለኮርኑ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወኪል መንግስቲ ፈረንሳ፣ ናብ ጂቡቲ በጺሑ። እቲ ልኡኽ ብ15 መስከረም ናብታ ሃገር ኣብ ዝበጽሓሉ፣ ብዛዕባ ህልዉ ወ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ኤርትራ ተዓጊቶም ዘለዉ ውትሃደራት ሶማል ኣብ ምምላስ  ክትተሓጋገዞም ፕረዚደንት ሓሰን ሓቲቱ

ኣመሪካ፣ ኣብ ኤርትራ ተዓጊቶም ዘለዉ ውትሃደራት ሶማል ኣብ ምምላስ ክትተሓጋገዞም ፕረዚደንት ሓሰን ሓቲቱ

Radio Erena: 17 September 2022 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ ሶማል ዝጸንሐ ፖለቲካዊ ፍልልይ ክሳብ ዝፍታሕ፣ ካብ 2019 ኣትሒዞም ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ኣስታት 5 ሽሕ ሶማላውያን ወትሃደራት ናብ ዓዶም ከ [...]
ሓድሽ ፕረዚደንት ኬንያ፣ ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ስልጣኑ ንፕረዚደንት ሶማል ኣእንጊዱ

ሓድሽ ፕረዚደንት ኬንያ፣ ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ስልጣኑ ንፕረዚደንት ሶማል ኣእንጊዱ

Radio Erena: 16 September 2022 ሓድሽ ፕረዚደንት ኬንያ፣ ዊሊያም ሩቶ፣ ናብ ቤት መንግስቲ ካብ ዝኣቱ ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ንፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ኣእንጊዱ። ንሱ ብ13 መስከረም ስልጣን ብወ [...]
ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ምትሕብባር ጸጥታ ዘተኮረ ስምምዕ ከቲመን

ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ምትሕብባር ጸጥታ ዘተኮረ ስምምዕ ከቲመን

Radio Erena: 16 September 2022 ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ምትሕብባር ጸጥታ ዘተኮረ ስምምዕ ከምዝኸተማ ተገሊጹ። እቲ ብሰሉስ 13 መስከረም፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኸተመ ስምምዕ፣ ኣብ ምልዋጥ ሓበሬታ፣ ኢ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ጂቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ጂቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 15 September 2022 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ ጂቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምክያድ ብ14 መስከረም ናብታ ሃገር ኣትዩ። ዕላማ ዑደት እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ናብ ጂቡቲ [...]
ፕረዚደንት ግብጺ፣ ድሕሪ ናይ ኣባዕተ ዓመታት ምፍጣጥ ዲፕሎማሲ ናብ ቀጠር በጺሑ

ፕረዚደንት ግብጺ፣ ድሕሪ ናይ ኣባዕተ ዓመታት ምፍጣጥ ዲፕሎማሲ ናብ ቀጠር በጺሑ

Radio Erena: 15 September 2022 ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ፣ ኣብ ቀጠር ናይ ክልተ መዓልታት ዑደት ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት፣ ካብ 12 ክሳብ 14 መስከረም ኣብ ቀጠር ኣብ ዝጸንሓሉ፣ ምስ ኣሚር [...]
1 113 114 115 116 117 388 1150 / 3879