Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 112 113 114 115 116 361 1140 / 3605
ኣብ ኢትዮጵያ ዝተላዕለ ሃይማኖታዊ ግጭት ከምዘጉሃዮ፤ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

ኣብ ኢትዮጵያ ዝተላዕለ ሃይማኖታዊ ግጭት ከምዘጉሃዮ፤ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

Radio Erena: 08 May 2022 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ሃይማኖታት ምስልምናን ክርስትናን ግጭት ምክያዱ፤ ከምዘጉሃዮ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ሚሸል ባሸለት ብቀዳም 07 [...]
መንግስቲ ሶማል፤ ካብ IMF ዝረኽቦ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ብሰለስተ ኣዋርሕ ክናዋሕ ሓቲቱ

መንግስቲ ሶማል፤ ካብ IMF ዝረኽቦ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ብሰለስተ ኣዋርሕ ክናዋሕ ሓቲቱ

Radio Erena: 08 May 2022 መንግስቲ ሶማል፤ ካብ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ዝረኽቦ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ብሰለስተ ኣዋርሕ ክናዋሕ ሓቲቱ። ፕረዚደንታዊን ባይቶኣዊን ምርጫ ሶማል፤ በብእዋኑ ክናዋሕ ምጽንሑ ዘቖጠዖም ኣህጉራ [...]
ዩጋንዳ፣ ክብሪ ዋጋ ሃለኽቲ ነገራት ዘንቀሎ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ዩጋንዳ፣ ክብሪ ዋጋ ሃለኽቲ ነገራት ዘንቀሎ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 06 May 2022 ኣብ ዩጋንዳ፣ ንክብሪ ዋጋ ሃለኽቲ ነገራት ብምቅዋም ሰላማዊ ሰልፊ ዘካየዱ ተመሃሮ፣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም። እቶም ተመሃሮ ዩኒቨርሲቲ፣ ዘለዎም ስምዕታ ብጽሑፍ ብምድላው ንኣባላት ባ [...]
ሱዳን፣ ጀነራል ኣልቡርሃን ምስ መራሕቲ ተቓወምቲ ውድባት፣ ሚስጢራዊ ርክባት የካይድ ኣሎ፣ ክብላ ብሕታውያን ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ወቒሰን

ሱዳን፣ ጀነራል ኣልቡርሃን ምስ መራሕቲ ተቓወምቲ ውድባት፣ ሚስጢራዊ ርክባት የካይድ ኣሎ፣ ክብላ ብሕታውያን ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ወቒሰን

Radio Erena: 06 May 2022 ዘተ ሰላም ሱዳን ኣብ መፋርቕ ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ወርሒ ግንቦት ክካየድ ተመዲብሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ጀነራል ኣልቡርሃን ምስ መራሕቲ ተቓወምቲ ውድባት፣ ሚስጢራዊ ርክባት የካይድ ኣሎ፣ ክብላ [...]
ኢትዮጵያ ንሃገራዊ ዘተን ዕርቅን ቅርብቲ እንተላ፣ ሕብረት ኤውሮጳ ኩሉ ዓይነት ሓገዝ ክገብር ድሉው ምኳኑ ብመንገዲ ኣምባሳድሩ ገሊጹ

ኢትዮጵያ ንሃገራዊ ዘተን ዕርቅን ቅርብቲ እንተላ፣ ሕብረት ኤውሮጳ ኩሉ ዓይነት ሓገዝ ክገብር ድሉው ምኳኑ ብመንገዲ ኣምባሳድሩ ገሊጹ

Radio Erena: 06 May 2022 ኢትዮጵያ ንሃገራዊ ዘተን ዕርቅን ቅርብቲ እንተላ፣ ሕብረት ኤውሮጳ ዝከኣሉ ኩሉ ዓይነት ሓገዝ ክገብር ድሉው እዩ ክብል፣ ኣምባሳደር’ቲ ሕብረት ሮላንድ ኮብያ ገሊጹ። እቲ ኣምባሳደር ኣ [...]
ኢትዮጵያ፣ 446 ፋብሪካታት ስርሐን ደው ኣቢለን

ኢትዮጵያ፣ 446 ፋብሪካታት ስርሐን ደው ኣቢለን

Radio Erena: 05 May 2022 ኣብ ኢትዮጵያ 446 ፋብሪካታት ስርሐን ደው ኣቢለን ከምዘለዋ፣ ሚኒስትሪ ኢንዱስትሪ’ታ ሃገር ኣፍሊጡ። ሚኒስተር መላኩ ኣለበል ንጋዜጠኛታት ሃገሩ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ሕጽረት ገንዘብ፣ [...]
ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ፣ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ከይተዛዘመ፣ ፓርላማ’ታ ሃገር ዝመርጾ ዝኾነ ሓላፊ ከምዘይቅበሎ ኣፍሊጡ

ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ፣ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ከይተዛዘመ፣ ፓርላማ’ታ ሃገር ዝመርጾ ዝኾነ ሓላፊ ከምዘይቅበሎ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 05 May 2022 ዕድመ ስልጣኑ ቅድሚ ሓደ ዓመት ዘብቀዐ፣ ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ፣ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ከይተዛዘመ፣ ፓርላማ’ታ ሃገር ዝመርጾ ዝኾነ ሓላፊ ከምዘይቅበሎ ኣፍሊጡ። ሓድሽ [...]
ወዱ ንፕረዚደንት ሙሰቨኒ፣ ፖለቲካዊ ኣጀንዳኡ ንህዝቢ ከፍልጥ ምዃኑ ገሊጹ

ወዱ ንፕረዚደንት ሙሰቨኒ፣ ፖለቲካዊ ኣጀንዳኡ ንህዝቢ ከፍልጥ ምዃኑ ገሊጹ

Radio Erena: 04 May 2022 ወዱ ንፕረዚደንት ዮወሪ ሙሰቨኒ፣ ስልጣን ከይርከብ ኣብ ዝስጋኣሉ ዘሎ እዋን፣ መበል 48 ዓመት ዕድሜኡ ኣብ ዘብዓለሉ እዋን፣ ፖለቲካዊ ኣጀንዳኡ ንህዝቢ ክገልጽ ምዃኑ ገሊጹ። ለተናል [...]
3 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጽነት ፕረስ፣ ኣብ መላእ ዓለም ተዘኪራ

3 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጽነት ፕረስ፣ ኣብ መላእ ዓለም ተዘኪራ

Radio Erena: 04 May 2022 3 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጽነት ፕረስ፣ ኣብ መላእ ዓለም ተዘኪራ ኣብ ዝወዓለቱ፣ ኣብ ኤርትራ ተቐዪዶም ዘለዉ ጋዜጠኛታት ናጻ ክወጹ ጻውዒት ቀሪቡ። ኣህጉራውያን ተጣበቕቲ መሰል ጋ [...]
ኣልሸባብ ብዉሑዱ 10 ኣባላት ዓቃብ ሰላም ቀቲሉ

ኣልሸባብ ብዉሑዱ 10 ኣባላት ዓቃብ ሰላም ቀቲሉ

Radio Erena: 03 May 2022 ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ኣብ መንገዲ ብዝተጻወደ ነታጒ፣ ብውሑዱ 10 ወተሃደራት ዓቃብ ሰላም ከምዝተቐተሉ፣ ማዕከናት ዜና ሶማል ገሊጸን። ወግዓዊ ተለቪዥን’ታ ሃገር ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ ካ [...]
1 112 113 114 115 116 361 1140 / 3605