Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 111 112 113 114 115 364 1130 / 3637
ንኤርትራን የመንን ኣብ ዘዋስን ክሊ ማይ፣ መጥቃዕቲ ካብ ዝተኻየደ ጃልባ ዝደሓኑ ፈረንሳውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም

ንኤርትራን የመንን ኣብ ዘዋስን ክሊ ማይ፣ መጥቃዕቲ ካብ ዝተኻየደ ጃልባ ዝደሓኑ ፈረንሳውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም

Radio Erena: 30 May 2022 ንኤርትራን የመንን ኣብ ዘዋስን ክሊ ማይ፣ መጥቃዕቲ ካብ ዝተኻየደላ ጃልባ ዝደሓኑ ፈረንሳውያን ባሕረኛታት፣ ብሰላም ናብ ዓዶም ከምዝተፋነዉ ተሓቢሩ። ከንቲባ፣ ቸስኒ-ረኮንኩር ናይ ዝተ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ውሽጢ ክልተ ኣዋርሕ 28 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም ሰጕጓ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ውሽጢ ክልተ ኣዋርሕ 28 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም ሰጕጓ

Radio Erena: 30 May 2022 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ኣዋርሕ፣ ልዕሊ 28 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም ከምዝሰጎገት ተሓቢሩ። ብወገን ኢትይጵያ፣ ነቲ ናይ ምምላስ መስርሕ ከተሳልጥን ክትከታተልን [...]
ኢትዮጵያ፣ ዲጋ ተሃድሶ ንሳልሳይ እዋን ማይ ናይ ምምላእ መስርሕ ከተካይድ ምውሳና፣ ዘይሓላፍነታዊ’ዩ ክትብል ሱዳን ተቓዊማ

ኢትዮጵያ፣ ዲጋ ተሃድሶ ንሳልሳይ እዋን ማይ ናይ ምምላእ መስርሕ ከተካይድ ምውሳና፣ ዘይሓላፍነታዊ’ዩ ክትብል ሱዳን ተቓዊማ

Radio Erena: 30 May 2022 ኢትዮጵያ፣ ንዲጋ ተሃድሶ፣ ንሳልሳይ እዋን ማይ ናይ ምምላእ መስርሕ ከተካይድ ምዃና ንዘሕለፈቶ ሓበሬታ ሱዳን ተቓዊማ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን፣ ብ28 ግንቦት ኣብ ዘውጽኦ መግለ [...]
እስራኤል ምስ ሱዳን ዝምድና ንምምስራት እትገብሮ  ዘላ ፈተነ ደው ከተብል፤  ኣመሪካ ጸዊዓ

እስራኤል ምስ ሱዳን ዝምድና ንምምስራት እትገብሮ ዘላ ፈተነ ደው ከተብል፤ ኣመሪካ ጸዊዓ

Radio Erena: 29 May 2022. እስራኤል ምስ ሱዳን ዲፕሎማስያዊ ዝምድና ንምምስራት እትገብሮ ዘላ ፈተነ ደው ከተብል፤ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ጸዊዓ። ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ኣመሪካ ብዕለት 27 ግንቦት ኣብ ዘውጸኦ መግ [...]
መስመር ባቡር ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ ዓመት  26 ሚልዮን ብር ከሲሩ

መስመር ባቡር ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ ዓመት 26 ሚልዮን ብር ከሲሩ

Radio Erena: 29 May 2022. ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ህዝቢ ዘመላልስ መስመር መንገዲ ባቡር፤ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ናይ 26 ሚልዮን ብር ክሳራ ከምዘጋጠሞ፤ ሰበስልጣን'ቲ ትካል ገሊጾም። እቲ ብኤለክትሪክ ዝሰርሕ መስመ [...]
ማእከላይ ባሕሪ፣ ሃለዋት ናይ 75 ሓተቲ ዑቕባ ከምዝተሳእነ ተገሊጹ

ማእከላይ ባሕሪ፣ ሃለዋት ናይ 75 ሓተቲ ዑቕባ ከምዝተሳእነ ተገሊጹ

Radio Erena: 26 May 2022 ዋሕዚ ሓተቲ ዑቕባ ብማእከላይ ባሕሪ እናዛየደ ኣብ ዝመጽኣሉ ወቕቲ፣ ኣብዚ ሳልስቲ፣ ኣስታት 100 ሰባት ጽዒና ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝተበገሰት ናይ ጎማ ጃልባ ከምዝጠሓለተ ተገሊጹ። [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ክልተ ቅነ፣ ልዕሊ 11 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም

ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ክልተ ቅነ፣ ልዕሊ 11 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም

Radio Erena: 26 May 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ክልተ ቅነ፣ ልዕሊ 11 ጋዜጠኛታት ከምዝኣሰረ ኣብ ኒዮርክ ዝመደበሩ ኮሚተ ምጥባቕ ጋዜጠኛታት ገሊጹ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ መብዛሕቶም [...]
ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም፣ ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ኮይኑ ክቅጽል፣ ብዓብላሊ ድምጺ ተመሪጹ

ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም፣ ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ኮይኑ ክቅጽል፣ ብዓብላሊ ድምጺ ተመሪጹ

Radio Erena: 26 May 2022 ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም፣ ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት፣ ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ክኸውን ብ24 ግንቦት ተመሪጹ። ኣካል ሕቡራት ሃገራት ዝኾነ ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ንዶ/ር ቴድሮስ ንካልኣይ እዋ [...]
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ኣመሪካ ምስ ሓድሽ ፕረዚደንት ሶማል መኺሩ

ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ኣመሪካ ምስ ሓድሽ ፕረዚደንት ሶማል መኺሩ

Radio Erena: 26 May 2022 ኣዛዚ እዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ጀነራል ስቴፈን ታውሰንድ፣ ምስ ሓድሽ ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ተመያይጡ። እቲ ጀነራል፣ ብ24 ግንቦት ምስ ፕረዚደንት ሓሰን ኣብ ዝገበ [...]
ኣብ ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ዕጡቓት ሰለስተ ሰባት ከምዝቐተሉ ተገሊጹ

ኣብ ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ዕጡቓት ሰለስተ ሰባት ከምዝቐተሉ ተገሊጹ

Radio Erena: 25 May 2022 ንኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ዘዋስን ከባቢታት ጋላባት፣ መንነቶም ዘይተፈልጡ ዕጡቓት ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ብውሕዱ ሰለስተ ሱዳናውያን ከምዝተቀትሉ ተሓቢሩ። ራድዮ ዳባንጋ ምስ ነበርቲ እቲ [...]
1 111 112 113 114 115 364 1130 / 3637