Category: ዜና

1 93 94 95 96 97 383 950 / 3830
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ካብ ሃገራት ምዕራብ ክመጽኣ ንዝኽእል ጸቕጢ ንምውጋድ፣ ዋዕላ ብሪክስ ናብ ቻይና ንምስግጋሩ ትዘራረብ ምህላዋ ተሓቢሩ

ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ካብ ሃገራት ምዕራብ ክመጽኣ ንዝኽእል ጸቕጢ ንምውጋድ፣ ዋዕላ ብሪክስ ናብ ቻይና ንምስግጋሩ ትዘራረብ ምህላዋ ተሓቢሩ

Radio Erena: Friday, 09 June 2023 ኣብ ወርሒ ነሓሰ ዝካየድ ዋዕላ 'ብሪክስ' ንምትእንጋድ ክትዳሎ ዝጸንሐት ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ካብ ሃገራት ምዕራብ ክመጽኣ ንዝክእል ጸቕጢ ንምውጋድ፣ ናብ ቻይና ንምስግጋሩ ትዘራረ [...]
ፕረዚደንት ርዋንዳ፣ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሓለፍቲ ጸጥታን ካብ ስልጣኖም ብምእላይ ብሓደስቲ ዝተክኣሉ ምኽንያት፣ ‘ስግኣት ዕልዋ’ዩ’ ተባሂሉ

ፕረዚደንት ርዋንዳ፣ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሓለፍቲ ጸጥታን ካብ ስልጣኖም ብምእላይ ብሓደስቲ ዝተክኣሉ ምኽንያት፣ ‘ስግኣት ዕልዋ’ዩ’ ተባሂሉ

Radio Erena: Friday, 09 June 2023 ፕረዚደንት ርዋንዳ፣ ፖል ካጋመ፣ ን14 ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሓለፍቲ ጸጥታን ካብ ስልጣኖም ብምእላይ፣ ብሓደስቲ ከምዝተክኦም ቤት ጽሕፈቱ ኣፍሊጡ። ኣብ ርእሲ'ዚ; [...]
ኤርትራ፡ ብሸፈነ ኣገልግሎት ኢንተርነት ኣብ ድሕሪት ተሰሪዓ

ኤርትራ፡ ብሸፈነ ኣገልግሎት ኢንተርነት ኣብ ድሕሪት ተሰሪዓ

Radio Erena: Friday, 09 June 2023 ኤርትራ፣ ካብ ኣስታት 5 ሚልዮን ህዝባ፣ እቲ 1.3% ወይ 52 ሽሕ ስባት ጥራይ'ዮም ተጠቀምቲ ኢንተርነት ናይ ምዃን ዕድል ረኺቦም። ኤርትራ ብደረጃ ኣፍሪቃ እታ ዝተ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝተጠፋፈአ ረዲኤት ብዝተሓሓዝ፣ ሰበ ስልጣን ውድብ መግቢ ዓለም ካብ ስልጣኖም ተኣልዮም

ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝተጠፋፈአ ረዲኤት ብዝተሓሓዝ፣ ሰበ ስልጣን ውድብ መግቢ ዓለም ካብ ስልጣኖም ተኣልዮም

Radio Erena: Tuesday, 06 June 2023 ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ኵናት ንዝተፈጥረ ከቢድ ሰብኣዊ ቅልውላው ዝውዕል፣ ብኣመሪካን ካልኦት ለገስቲን ዝተዓደለ ረዲኤት ብምጥፍፋእ ሓያሎ ወገናት ኣብ ዝጥርጠርሉ ዘለ [...]
ኣመሪካ፣ ንጥሙር ሓይልታት ሩስያን ቻይናን ንምምካት፣ ተወሳኺ ኑክሌራዊ ኣጽዋራት ከምዘየድልያ ኣፍሊጣ

ኣመሪካ፣ ንጥሙር ሓይልታት ሩስያን ቻይናን ንምምካት፣ ተወሳኺ ኑክሌራዊ ኣጽዋራት ከምዘየድልያ ኣፍሊጣ

Radio Erena: Tuesday, 06 June 2023 ኣመሪካ፣ ካብ ጥሙር ሓይልታት ሩስያን ቻይናን ክመጽኣ ንዝኽእል ስግኣት ንምምካት፣ ተወሳኺ ኑክሌራዊ ኣጽዋራት ምዕባል ከምዘየድልያ ኣፍሊጣ። ኣማኻሪ ሃገራዊ ድሕነት ኣመ [...]
ሶማል፣ 54 ወትሃደራት ኡጋንዳ ተቐቲሎም

ሶማል፣ 54 ወትሃደራት ኡጋንዳ ተቐቲሎም

Radio Erena: Tuesday, 06 June 2023 ኣብ ሶማል፣ ኣልሸባብ ኣብ ዘካየዶ መጥቃዕቲ፣ 54 ወትሃደራት ኡጋንዳ ከምዝተቐትሉ ፕረዚደንት ዮዌሪ ሙሴቨኒ ኣረጋጊጹ። ዕጡቓት ኣልሸባብ፣ ኣብ ዞባ ታሕታይ ሸቤሌ፣ ሰራ [...]
ጂቡቲን ፈረንሳን፣ ቅድሚ 46 ዓመታት ዝኸተምኦ ወትሃደራዊ ውዕላት ንምሕዳስ ገምጋም ኣካይደን

ጂቡቲን ፈረንሳን፣ ቅድሚ 46 ዓመታት ዝኸተምኦ ወትሃደራዊ ውዕላት ንምሕዳስ ገምጋም ኣካይደን

Radio Erena: Tuesday, 06 June 2023 ጂቡቲን ፈረንሳን፣ ኣብ 1977 ዝኸተምኦ ወትሃደራዊ ውዕላት ንምሕዳስ ገምጋም ከምዘካየዳ፣ ብ03 ሰነ ዝወጸ መግለጺ ሚኒስትሪ ምክልኻል ፈረንሳ ኣፍሊጡ። ብሚኒስተር ምክ [...]
‘ኣብ ኢትዮጵያ፤ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ እውን እንተኾነ ብሄር ዝመንቀሊኡ ምጽናት ዜጋታት ይቕጽል ኣሎ’ ህዩማን ራይትስ ዎች

‘ኣብ ኢትዮጵያ፤ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ እውን እንተኾነ ብሄር ዝመንቀሊኡ ምጽናት ዜጋታት ይቕጽል ኣሎ’ ህዩማን ራይትስ ዎች

Radio Erena: 04 June 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፤ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ እውን እንተኾነ ብሄር ዝመንቀሊኡ ምጽናት ዜጋታት ይቕጽል ኣሎ ክብል ህዩማን ራይትስ ዎች ከሲሱ። እቲ ትካል ብ1 ሰነ፤ ኣብ መጽናዕቲ ዝተመርኮሰ [...]
ሱዳን፣ መንነቶም ናይ ዘይተፈልጠ ናይ 180 ሰባት ቀብሪ ተኻዪዱ

ሱዳን፣ መንነቶም ናይ ዘይተፈልጠ ናይ 180 ሰባት ቀብሪ ተኻዪዱ

Radio Erena: 04 June 2023 ዝርርብ ኣብ መንጎ ተቐናቐንቲ ዕጡቓት ሓይልታት ሱዳን ኣብ ዕጹው ማዕጾ በጺሑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፤ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ከተማ ካርቱም፤ ድምጺ ጠያይትን ከቢድ ብረትን ክስማዕ ምጅማሩ ካብታ ሃገር ዝተመ [...]
1 93 94 95 96 97 383 950 / 3830