Category: ዜና

1 79 80 81 82 83 383 810 / 3830
ብኤርትራውያን ዝውነን፣ እዝራ ኩባንያ ህንጻን ልምዓትን፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ክልተ ዓበይቲ ጀላቡ ኣመሪቑ

ብኤርትራውያን ዝውነን፣ እዝራ ኩባንያ ህንጻን ልምዓትን፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ክልተ ዓበይቲ ጀላቡ ኣመሪቑ

Radio Erena: Tuesday, 05 September 2023 ኣብ ደቡብ ሱዳንን፣ ኣብ ካልእ ዝተፈላለያ ሃገራትን ዝነጥፍ፣ ብኤርትራውያን ኣውፈርቲ ዝውነን 'እዝራ ኩባንያ ህንጻን ልምዓትን' (ECDG)፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ክልተ [...]
ሱዳን፡ ወተሃደራዊ መንግስቲ ሰላማዊ ሰልፊ ንዝወደባ ደቂ ኣንስትዮ ይኣስር

ሱዳን፡ ወተሃደራዊ መንግስቲ ሰላማዊ ሰልፊ ንዝወደባ ደቂ ኣንስትዮ ይኣስር

Radio Erena: Sunday, 03 September 2023 ኣብ መንጎ ተቐናቐንቲ ሓይልታት ሱዳን ኲናት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፤ ኣንጻር'ቲ ኲናት፣ ሰላማዊ ሰልፊ ንዘካየዱ ሰባት፤ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ይኣትዉ ከምዘለዉ ካብታ ሃገር ዝ [...]
ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፤ ሰራዊቱ ከቢድ ክሳራ ከምዘጋጠሞ፤ ንመጀመሪያ ግዚኡ ተኣሚኑ

ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፤ ሰራዊቱ ከቢድ ክሳራ ከምዘጋጠሞ፤ ንመጀመሪያ ግዚኡ ተኣሚኑ

Radio Erena: Sunday, 03 September 2023 ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፤ ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ዝተኻየደ ውግእ፤ ሰራዊቱ ከቢድ ክሳራ ከምዘጋጠሞ፤ ንመጀመሪያ ግዚኡ ተኣሚኑ። እቲ ፕረዚደንት ብዓርቢ [...]
ግጭት ኤርትራውያን ኣብ እስራኤል፤ ናይ ዝቖሰሉ ሰባት ቁጽሪ ልዕሊ 150 በጺሑ፤ ናታንያሁ ክጥረዙ ጸዊዑ

ግጭት ኤርትራውያን ኣብ እስራኤል፤ ናይ ዝቖሰሉ ሰባት ቁጽሪ ልዕሊ 150 በጺሑ፤ ናታንያሁ ክጥረዙ ጸዊዑ

Radio Erena: Sunday, 03 September 2023 ኣብ እስራኤል ኣብ መንጎ ደገፍትን ተቓወምትን መንግስቲ ኤርትራ ብዝተላዕለ ግጭት፤ ብውሑዱ 150 ሰባት ከምዝቖሰሉ፤ ማዕከናት ዜና'ታ ሃገር ገሊጸን። ኣብቲ ብቀዳም 2 መስ [...]
መንገዲ ኣየር ግብጺ፣ ካብ ሎሚ ናብ ፖርት ሱዳን ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክጅምር’ዩ

መንገዲ ኣየር ግብጺ፣ ካብ ሎሚ ናብ ፖርት ሱዳን ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክጅምር’ዩ

Radio Erena: Friday, 01 September 2023 መንገዲ ኣየር ግብጺ፣ ብሰንኪ'ቲ ኣብ 15 ሚያዝያ ዝተውልዐ ኵናት ወትሃደራውያን ሓይልታት ሱዳን፣ ናብታ ሃገር ኣቛሪጽዎ ዝጸንሐ ዝጸንሐ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ዳግም [...]
‘ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 183 ሰባት ተቐቲሎም።’ ሕቡራት ሃገራት

‘ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 183 ሰባት ተቐቲሎም።’ ሕቡራት ሃገራት

Radio Erena: Friday, 01 September 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ መንጎ ዕጡቓት ፋኖን ሰራዊት መንግስቲን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 183 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገ [...]
መበል 62 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ይዝከር ኣሎ

መበል 62 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ይዝከር ኣሎ

Radio Erena: Friday, 01 September 2023 ባሕቲ መስከረም፣ መበል 62 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር ኣላ። ምጅማር ንሓርነታዊ ቃልሲ ዝፈለመት [...]
ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድን ቀዋሚ ወኪል ኤርትራ ኣብ ጄኔቫ- ሕቡራት ሃገራትን፣ ኣቶ ኣደም ዑስማን ተሰዊሩ

ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድን ቀዋሚ ወኪል ኤርትራ ኣብ ጄኔቫ- ሕቡራት ሃገራትን፣ ኣቶ ኣደም ዑስማን ተሰዊሩ

Radio Erena: Thursday, 31 August 2023 ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድን ቀዋሚ ወኪል ኤርትራ ኣብ ጄኔቫ - ሕቡራት ሃገራትን፣ ኣቶ ኣደም ዑስማን ንመንግስቲ ኤርትራ ራሕሪሑ። እቲ ኣብ ስዊዘርላ [...]
ሰራዊት ሶማል ካብ ኣልሸባብ መንዚዕዎ ካብ ዝጸንሐ ሓያሎ ከባቢታት ይስሕብ ምህላዉ ተገሊጹ

ሰራዊት ሶማል ካብ ኣልሸባብ መንዚዕዎ ካብ ዝጸንሐ ሓያሎ ከባቢታት ይስሕብ ምህላዉ ተገሊጹ

Radio Erena: Thursday, 31 August 2023 ሰራዊት ሶማል፣ ካብ ኣልሸባብ ብምምንዛዕ ተቕዕጻጺርዎ ካብ ዝጽንሐ ሓያሎ ከባቢታት ይስሕብ ምህላዉ፣ ርይተርስ ሓቢሩ። እቲ ሰራዊት ተቖጻጺርዎ ካብ ዝጸንሐ ከባቢታት ክስሕ [...]
1 79 80 81 82 83 383 810 / 3830