Category: ዜና

1 14 15 16 17 18 345 160 / 3446
ሰንበት ምሽ ሸኾርተት

ሰንበት ምሽ ሸኾርተት

Radio Erena: Sunday, 11 February 2024 Radio Erena · ሰንበት ምስ ሸኾርተት   [...]
ሑቲ፣ ብቀይሕ ባሕሪ ንዝመላለሳ መራኽብ መጥቃዕታቱ ይቕጽል

ሑቲ፣ ብቀይሕ ባሕሪ ንዝመላለሳ መራኽብ መጥቃዕታቱ ይቕጽል

Radio Erena: Thursday, 08 February ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንዝመላለሳ መራኽብ ንምጥቃዕ ዝጀመሮ ወፍሪ ከምዝቐጸሎ ኣፍሊጡ። ንዝበዝሐ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ናይ የመን ተቖጻጺሩ ዝርከብ ሑቱ፣ ኣመሪካን [...]
ዶብ ሶማልን ኢትዮጵያን: ብውሕዱ ሽዱሽተ ኢትዮጵያውያን ብዕጡቓት ተቐቲሎም

ዶብ ሶማልን ኢትዮጵያን: ብውሕዱ ሽዱሽተ ኢትዮጵያውያን ብዕጡቓት ተቐቲሎም

Radio Erena: Thursday, 08 February 2024 ንሶማል፣ ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ዘዋስን ከባቢታት ከተማ በለድ ሃዎ፣ ዕጡቓት ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ብውሕዱ ሓሙሽተ ደቂንስትዮን ሓድ ሰብኣይን፣ ሽዱሽተ ኢትዮጵያውያን ከምዝ [...]
ኣብ ኤርትራ፣ ብኣህጉራዊ ደረጃ ዝተመዝገባ 15 ናይ ንግዲ መራኽብ ከምእትውንን ተገሊጹ

ኣብ ኤርትራ፣ ብኣህጉራዊ ደረጃ ዝተመዝገባ 15 ናይ ንግዲ መራኽብ ከምእትውንን ተገሊጹ

Radio Erena: Thursday, 08 February 2024 ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ምግዕዓዝ ደረቕን ፈሳስን ነገራት ዘመላልሳ፣ ኣብ ምግፋፍ ዓሳ ዝዋፈራን ኣብ ምምራሕን ምዕሻግን ናብ ወደብ ዝጽግዓን ዘገልግላ፣ ብኣህጉራዊ ደረጃ ዝተመዝ [...]
تزايد جرائم العنف والقتل بين اللاجئين الارتريين في إسرائيل

تزايد جرائم العنف والقتل بين اللاجئين الارتريين في إسرائيل

إذاعة إرينا الدولية: 07.02.2024 تزايدت جرائم العنف والقتل بين اللاجئين الإرتريين في إسرائيل بشكل ملفت للنظر في الأعوام الخمسة الأخيرة ، وقالت الناش [...]
ጉጅለ ሓሙሽተ ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ሶማልን ጸጥታ እቲ ዞባን ዘትዩ

ጉጅለ ሓሙሽተ ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ሶማልን ጸጥታ እቲ ዞባን ዘትዩ

Radio Erena: Tuesday 06 , February 2024 ንሶማል፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ቀጠር፣ ቱርኪ፣ ኣመሪካን ብሪጣንያን ዝሓቖፈ ጉጅለ ሓሙሽተ ሃገራት፣ ኣብ ኣብ ጉዳይ ሶማልን ጸጥታ እቲ ዞባን ብምትኳር ዘትዩ። እቲ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ 10ታት ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ 10ታት ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

Radio Erena: Tuesday 06 , February 2024 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ዞባታት ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት 10ታት ሰባት ከምዝተቐትሉ መርበባት ዜና ገሊጸን። ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ጎጃም፣ ማራዊ ኣብ [...]
ፖሊስ ኡጋንዳ፣ ኤርትራውያን ኣብ ዝነብርሉ ከባቢታት ከተማ ካምፓላ 25 ሰባት ኣሲሮም

ፖሊስ ኡጋንዳ፣ ኤርትራውያን ኣብ ዝነብርሉ ከባቢታት ከተማ ካምፓላ 25 ሰባት ኣሲሮም

Radio Erena: Tuesday 06 , Feburary 2024 ፖሊስ ኡጋንዳ፣ ኤርትራውያን ብብዝሒ ኣብ ዝነብርሉ ከባቢታት ከተማ ካምፓላ ኣብ ዘካየድዎ ተፍትሽ፣ መንበሪ ፍቓድ ዘይጸንሖም ብውሕዱ 25 ሰባት ከምዝኣሰሩ ክፍሊ ኢምግሬሽን [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

Radio Erena: Sunday, 04 February 2024 Radio Erena · ሰንበት 04 ለካቲት 29024   [...]
ليبيا تناشد ايطاليا والدول الأروبية للمساعدة في حل مشكلة اللاجئين المتكدسين على أراضيها

ليبيا تناشد ايطاليا والدول الأروبية للمساعدة في حل مشكلة اللاجئين المتكدسين على أراضيها

إذاعة إرينا الدولية : 02.02.2024 قالت الحكومة الليبية: إن هناك حوالي 700 ألف لاجئ وطالب لجوء في ليبيا من دول أفريقية مختلفة، بما في ذلك إرتريا. ومن [...]
1 14 15 16 17 18 345 160 / 3446