Category: ዜና

1 146 147 148 149 150 345 1480 / 3441
ናብ ኤርትራ ንታዕሊም ዝተላእኩ ሶማላውያን ደሃይ ንምፍላጥ ዝቖመት ኮሚቴ፣ ዛጊት ዝኾነ ስራሕ ከምዘየሳለጠት ተገሊጹ

ናብ ኤርትራ ንታዕሊም ዝተላእኩ ሶማላውያን ደሃይ ንምፍላጥ ዝቖመት ኮሚቴ፣ ዛጊት ዝኾነ ስራሕ ከምዘየሳለጠት ተገሊጹ

Radio Erena: 19 December 2021 ናብ ኤርትራ ንታዕሊም ዝተላእኩ ሶማላውያን መንእሰያት ደሃይ ንምፍላጥ ዝቖመት ኮሚቴ ካብ እትቐውም 9 ወርሒ ኣሕሊፋ፣ ዛጊት ዝኾነ ስራሕ ከምዘየሳለጠት ተገሊጹ። ወለዲ እቶም መንእሰያት [...]
ኣልቡርሃን፣ ስልጣን ድሕሪ ምሓዙ ዘተኣታተዎም ሕግታት ከምዘይስሕቦም ኣፍሊጡ

ኣልቡርሃን፣ ስልጣን ድሕሪ ምሓዙ ዘተኣታተዎም ሕግታት ከምዘይስሕቦም ኣፍሊጡ

Radio Erena: 19 December 2021 ኣብ ሱዳን ብወተሃደራዊ ዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ዓብደል-ፋታሕ ኣልቡርሃን፣ ስልጣን ድሕሪ ምሓዙ ዘተኣታተዎም ሕግታት ከምዘይስሕቦም ገሊጹ። ኣል ቡርሃን ኣብ ምምራቕ ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኑ [...]
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈጸመ ምግሃስ መሰላት እትምርምር ጉጅለ ክትቀውም ወሲኑ

ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈጸመ ምግሃስ መሰላት እትምርምር ጉጅለ ክትቀውም ወሲኑ

Radio Erena: 18 December 2021 ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ተፈጺሙ ንዝበሃል ምግሃስ መሰላት እትምርምር ጉጅለ ክትቀውም ኣብ ስምምዕ በጺሑ። ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ብዓርቢ 17 ታሕሳስ [...]
ድሮን፣ መጓዓዝያ ናብ ዘይኣትዎ ርሑቕ ገጠራት፣ መድሃኒት ኣብ ምብጽጻሕ ዝግልገላሉ ዘለዋ  ኣብነታውያን ሃገራት ኣፍሪቃ

ድሮን፣ መጓዓዝያ ናብ ዘይኣትዎ ርሑቕ ገጠራት፣ መድሃኒት ኣብ ምብጽጻሕ ዝግልገላሉ ዘለዋ ኣብነታውያን ሃገራት ኣፍሪቃ

Radio Erena: 17 December 2021 ድሮን፣ ኢትዮጵያ ኣብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ንኵናትን ህልቂትን ዝውዕል ካብ ዘሎ ዘመናዊ ቴክኖሎጂ'ዩ። እዚ ኣብ መሬት ካብ ዝተደኮነ መደበር፣ ብመላጉም እናተኣዘዘ ብቴክኒሻ [...]
ሊብያ፣ ልዕሊ 20 ኤርትራውያን ናይ ምስጓግ ሓደጋ ኣንጸላልይዎም ከምዘሎ ተገሊጹ

ሊብያ፣ ልዕሊ 20 ኤርትራውያን ናይ ምስጓግ ሓደጋ ኣንጸላልይዎም ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 17 December 2021 ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ፈቐዶ መዳጎኒ ማእከላት ተታሒዞም ካብ ዘለዉ ኣሽሓት ሓተቲ ዑቕባ፣ ኣስታት 20 ኤርትራውያን ናይ ምስጓግ ሓደጋ ኣንጸላልዩዎም ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቶም ደቂንስት [...]
‘ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ፣ ኣብ ጉዳይ ናይል ንመርገጺ ግብጺ ከምዝድግፋ ኣረጋጊጸን’

‘ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ፣ ኣብ ጉዳይ ናይል ንመርገጺ ግብጺ ከምዝድግፋ ኣረጋጊጸን’

Radio Erena: 17 December 2021 ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ፣ ኣብ ጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይል ንመርገጺ ግብጺ ከምዝድግፋ ምግላጸን ኣል ሞኒተር ሓቢሩ። ጎኒ ጎኒ'ቲ መራሕቲ እተን ሽዱሽተ ሃገራት፣ ብ14 ታሕሳስ፣ ኣብ ሪ [...]
ዴንማርክ፡ ኤርትራዊት ኣደ፡ ኣብ ቅድሚ ደቃ፡ ብበዓል ቤታ ተቐቲላ

ዴንማርክ፡ ኤርትራዊት ኣደ፡ ኣብ ቅድሚ ደቃ፡ ብበዓል ቤታ ተቐቲላ

Radio Erena: 16 December 2021 ኣብ ዴንማርክ፣ ከተማ ኦሩስ: ቪቢይ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ጓል 28 ዓመት ኤርትራዊት ኣደ ብበዓል ቤታ ከምዝተቐትለት ፖሊስ እታ ሃገር ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ ኣፍሊጡ:: እታ ስማ [...]
ኣኽባሪት ሕጊ ፓሪስ፣ መንነት ናይ’ቶም ናብ ብሪጣንያ ኣብ ምስጋር ዝጠሓሉ 26 ሓተቲ ዑቕባ ዘርጊሓ

ኣኽባሪት ሕጊ ፓሪስ፣ መንነት ናይ’ቶም ናብ ብሪጣንያ ኣብ ምስጋር ዝጠሓሉ 26 ሓተቲ ዑቕባ ዘርጊሓ

Radio Erena: 16 December 2021 ኣኽባሪት ሕጊ ፓሪስ፣ መንነቶም ናይቶም ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ብ24 ሕዳር ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ዝሞቱ 26 ሓተቲ ዑቕባ ዘርጊሓ። ቤት ጽሕፈት እታ ኣኽባሪት ሕጊ ብ14 ታሕሳስ ኣብ ዝ [...]
ዋዕላ ሃገራት ኣፍሪቃን ቱርኪን ጽባሕ ክኽፈት’ዩ

ዋዕላ ሃገራት ኣፍሪቃን ቱርኪን ጽባሕ ክኽፈት’ዩ

Radio Erena: 16 December 2021 ዋዕላ ሃገራት ኣፍሪቃን ቱርኪን 17ን 18 ታሕሳስ ኣብ ከተማ ኢስታንቡል ክካየድ ምዃኑ ተሓቢሩ። ኣብቲ፣ ዕድላት ወፍርን ንግድን ንምኽፋት ዝዓለመ'ዩ ዝተባህለ ዋዕላ ኣስታት 20 መራ [...]
መራሕቲ ሃገራት ወሽመጥ፣ ኣብ ጸጥታን ስትራቴጅያዊ ዝምድናን ዘተኮረ ዋዕላ ኣብ ሪያድ ኣካይዶም

መራሕቲ ሃገራት ወሽመጥ፣ ኣብ ጸጥታን ስትራቴጅያዊ ዝምድናን ዘተኮረ ዋዕላ ኣብ ሪያድ ኣካይዶም

Radio Erena: 16 December 2021 መራሕቲ ሽዱሽተ ሃገራት ወሽመጥ፣ ኣብ ጸጥታን ስትራተጂያዊ ዝምድናን ዘተኮረ ዋዕላ፣ ብሰሉስ 14 ታሕሳስ፣ ኣብ ሪያድ ኣካይዶም። እቶም መራሕቲ፣ ኢራን ዞባዊ ስግኣት ንኸይትኸውን፣ ግ [...]
1 146 147 148 149 150 345 1480 / 3441