Category: ዜና

1 147 148 149 150 151 347 1490 / 3465
ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ሓዘን ሞት ሊቀ-ጳጳስ ደዝሞንድ ቱቱ

ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ሓዘን ሞት ሊቀ-ጳጳስ ደዝሞንድ ቱቱ

Radio Erena: 28 December 2021   ህቡብ ተቓላሳይ ሰብኣዊ መሰላትን ፈላሊኻ ግዛእ(ኣፓርታይድ) ደቡብ ኣፍሪቃ ሊቀ-ጳጳስ ደዝሞንድ ቱቱ ኣብ መበል 90 ዕድሜኡ ብሕማም መንሽሮ ብሰንበት 26 ታሕሳስ ካ [...]
ሶማልያ፡ ግጭት ፋርማጆን ሮብለን ሓደገኛ ኣንፈት ሒዙ

ሶማልያ፡ ግጭት ፋርማጆን ሮብለን ሓደገኛ ኣንፈት ሒዙ

Radio Erena: 28 December 2021 ፕረዚደንት ሶማልያ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ ቀዳማይ ሚኒስተር መሓመድ ሑሴን ሮብለ ካብ ስርሑ ደው ክብል ድሕሪ ምእዛዝ ኣብ መንጎ ክልቲኦም መራሕቲ ምስሕሓብ ተፈጢሩ። ክልቲኦም ስልጣ [...]
ኣመሪካ፣ መንግስቲ ኤርትራ ንኣህጉራዊ ግዴታኡ ተቐቢሉ ንዜጋቱ ምምዝማዝ ደው ከብል ጸዊዓ

ኣመሪካ፣ መንግስቲ ኤርትራ ንኣህጉራዊ ግዴታኡ ተቐቢሉ ንዜጋቱ ምምዝማዝ ደው ከብል ጸዊዓ

Radio Erena: 27 December 2021 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ መንግስቲ ኤርትራ ንኣህጉራዊ ግዴታኡ ተቐቢሉ ንዜጋቱ ምምዝማዝ ደው ከብል ጸዊዓ። ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ ኣብ ማሕበራዊ ገጻቱ ኣብ ዝዘርገሖ መልእኽቲ፣ መን [...]
ኣብ ክልል ኣምሓራ ናይ ዝወረደ ዕንወት ካሕሳ ካብ ፈደራላዊ መንግስቲ ካሕሳ ክሕተት’ዩ

ኣብ ክልል ኣምሓራ ናይ ዝወረደ ዕንወት ካሕሳ ካብ ፈደራላዊ መንግስቲ ካሕሳ ክሕተት’ዩ

Radio Erena: 27 December 2021 ሓይልታት ትግራይ ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝጸንሑሉ እዋንን ኣብ ግዜ ኲናትን ናይ ዝዓነወ ንብረት ካሕሳ ናብ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ክቐርብ ምዃኑ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪ [...]
ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ ኣብ ልዕሊ ሑቲ ናይ የመን ኣብ ዝገበሮ ደብዳብ ነፈርቲ፣ ኣብ ከተማ ሰንዓ ዝርከብ መኽዘን ኣጽዋር ከምዘዕነወ ገሊጹ

ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ ኣብ ልዕሊ ሑቲ ናይ የመን ኣብ ዝገበሮ ደብዳብ ነፈርቲ፣ ኣብ ከተማ ሰንዓ ዝርከብ መኽዘን ኣጽዋር ከምዘዕነወ ገሊጹ

Radio Erena: 27 December 2021 ብስዑዲ ዓረብ ዝምራሕ ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ ኣብ ልዕሊ ሑቲ ናይ የመን ኣብ ዝገብሮ ዘሎ ደብዳብ ነፈርቲ፣ ኣብ ከተማ ሰንዓ ዝርከብ መኽዘን ኣጽዋር ከምዘዕነወ ተገሊጹ። ወግዓዊ ኣገልግሎ [...]
ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ንዘይምእታዉ፣ ው.ሕ.ሃ. ደገፉ ገሊጹ

ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ንዘይምእታዉ፣ ው.ሕ.ሃ. ደገፉ ገሊጹ

Radio Erena: 26 December 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰራዊቱ ካብ ክልላት ኣምሓራን ዓፈርን ሰጊሩ ናብ መሬት ትግራይ ከምዘይኣቱ ምውሳኑ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘለዎ ደገፍ ገሊጹ። ዋና ጸሓፊ’ቲ ውድብ ኣንቶንዮ ጉተረዝ ብዓ [...]
ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ን10ይ መዓልቱ ኣብ ዝቐጸለሉ፣ ኣብ መንጎ ሲቪላዊ ልፍንቲ ፍልልያት ይፍጠር ኣሎ

ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ን10ይ መዓልቱ ኣብ ዝቐጸለሉ፣ ኣብ መንጎ ሲቪላዊ ልፍንቲ ፍልልያት ይፍጠር ኣሎ

Radio Erena: 26 December 2021 ኣብ ከተማ ካርቱም ንዓስራይ መዓልቲ ብዘይምቁራጽ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ናይ ዝጉድኡ ዘለዉ ሰላማውያን ሰባት ቁጽሪ እንዳዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን። ብቀ [...]
ሶማል፣ 22 ኣባላት ኣልሸባብ ተቐቲሎም

ሶማል፣ 22 ኣባላት ኣልሸባብ ተቐቲሎም

Radio Erena: 26 December 2021 ኣብ ደቡባዊ ክፋል ሶማል ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስትን ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብን ኣብ ዝተኻየደ ውግእ፣ ብውሑዱ 22 ኣባላት ኣልሸባብ ከምዝተቐትሉ፣ መንግስቲ’ታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብ ማእከላይ [...]
ሕድሕዳዊ ቅትለት፡ ስነ-ኣእምሮኣዊ ናይ መጉዳእቲ በሰላ ዘበገሶ እዩ

ሕድሕዳዊ ቅትለት፡ ስነ-ኣእምሮኣዊ ናይ መጉዳእቲ በሰላ ዘበገሶ እዩ

Radio Erena: 23 December 2021 ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ሰለስተ ኤርትራውያን ኣዴታት ብበዓል ሓዳረን ወይ ሰብኡተን ዝነበሩ ከምዝተቐትላ ዝገልጽ ሓበሬታታት ድሕሪ ምዝርግሑ ኣብ ኤርትራውያን ከቢድ ስምባደ [...]
ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ንሃገራት ኣፍሪቃ ክልተ ሚልዮን ክታበብ ኮቪድ ተወፍይ

ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ንሃገራት ኣፍሪቃ ክልተ ሚልዮን ክታበብ ኮቪድ ተወፍይ

Radio Erena: 23 December 2021 መንግስቲ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ኣህጉር ኣፍሪቃ ዘሎ ዘይምዕሩይ ዝርጋሐ ክታበት ኮቪድ-19 ክትዓራረ ንምሕጋዝ ክልተ ሚልዮን ክታበት ንካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃ ክትውፊ ምዃና ገሊጻ። እቲ ኣ [...]
1 147 148 149 150 151 347 1490 / 3465