Category: ዜና ወጻኢ

1 156 157 158 159 160 202 1580 / 2013
ሞውሪሸስ፣ ዘጋጠመ ሓደጋ ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ክሊ ማያት በኪሉ

ሞውሪሸስ፣ ዘጋጠመ ሓደጋ ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ክሊ ማያት በኪሉ

Radio Erena: 12 August 2020 ካብ ቻይና ተበጊሳ ናብ ብራዚል ትጓዓዝ ነበረት ናይ ጃፓን ናይ ጽዕነት መርከብ ኣብ ከባቢ ሞውሪሸስ ምስ ኮራል ከምዝተጋጨወት ተገሊጹ። እታ መርከብ ብ25 ሓምለ ምስ ኮራል ድሕሪ [...]
ካብ  መዓርፎ ነፈርቲ ኣንጎላ ቅድሚ 17 ዓመታት ዝተሰርቀት ነፋሪት ዛጊት ደሃያ ኣይተረኽበን

ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣንጎላ ቅድሚ 17 ዓመታት ዝተሰርቀት ነፋሪት ዛጊት ደሃያ ኣይተረኽበን

Radio Erena: 12 August 2020 ነፋሪት ኣብ በረራ እንከላ ተጨውያ ክበሃል ኣብ ማዕከናት ዜና ክስማዕ ንቡር እዩ። ነፋሪት ተሰሪቓ ብድሕሪኡ ኣበይ ከምዝኣተወት ኣይተፈልጠን ክበሃል ግን ሰሚዕኩም ትፈልጡ ዶ? ብ2 [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብወለንትኦም ስልጣን ዝሓድጉ ሓለፍቲ ምብዝሖም ኣብቲ መንግስቲ እምነት ከምዘየለ ዘግህድ’ዩ ተባሂሉ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብወለንትኦም ስልጣን ዝሓድጉ ሓለፍቲ ምብዝሖም ኣብቲ መንግስቲ እምነት ከምዘየለ ዘግህድ’ዩ ተባሂሉ

Radio Erena: 11 August 2020 ኢትዮጵያ፣ ስልጣኖም ብወለንትኦም ዝሓድጉ ሓለፍቲ እናበዝሑ ምምጽኦም፣ ሕቶታት ከምዘልዓለ ጋዜጣ ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ። ኣብዚ እዋን'ዚ ብደረጃ ኮሚሽነራት፣ ኣብ መንግስታዊ [...]
UPDATED: ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ቀቢላታት ቤን ዓሚር ኑባን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 30 ሰባት ተቐቲሎም

UPDATED: ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ቀቢላታት ቤን ዓሚር ኑባን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 30 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 11 August 2020 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ቀቢላታት ቤን ዓሚርን ኑባን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 30 ሰባት ከምዝተቐትሉን 10ታት ድማ ከምዝቖሰሉን ኮሚተ ሓካይም ናይቲ ዞባ ሓቢሮም። እቲ ኣብዚ [...]
ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ተቛሪጹ ዝጸንሐ መጓዓዝያ  መሬትን ኣየርን ኢትዮ- ጂቡቲ ዳግም ክጅምር’ዩ

ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ተቛሪጹ ዝጸንሐ መጓዓዝያ መሬትን ኣየርን ኢትዮ- ጂቡቲ ዳግም ክጅምር’ዩ

Radio Erena: 10 August 2020 ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ተዓጽዩ ዝጸንሐ ዶባት ኢትዮጵያን ጂቡቲን ናብ ንቡር ንጥፈታቱ ክምለስ ክልቲኤን ጎረባብቲ ሃገራት ኣብ ምርድዳእ ከምዝበጽሓ ኣፍሊጠን። ድሕሪ'ቲ ዝተበጽሐ ስም [...]
ናይ ብሕቲ መንገዲ ኣየር ስዑዲ፣ ናብ የመን ዝጓዓዙ ዝነበሩ 250 የመናውያን፣ ኣብ ጂቡቲ ጠንጢንዎም

ናይ ብሕቲ መንገዲ ኣየር ስዑዲ፣ ናብ የመን ዝጓዓዙ ዝነበሩ 250 የመናውያን፣ ኣብ ጂቡቲ ጠንጢንዎም

Radio Erena: 10 August 2020 ናይ መጓዓዝያ ነፋርሪት፣ መንገዲ ኣየር ኣል ሳይፍ ናይ ስዑዲ ዓረብ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ጂቡቲ ክወርዱ ዘገደደቶም 250 የመናውያን ተጓዓዝቲ፣ ናብ ዓዶም ክፋነወ ሓገዝ ይሓቱ ከምዘለዉ [...]
ሞቛዲሹ፣ ብርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 8 ወትሃደራት ተቐቲሎም

ሞቛዲሹ፣ ብርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 8 ወትሃደራት ተቐቲሎም

Radio Erena: 10 August 2020 ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛዲሹ፣ ኣብ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከር፣ ብዝተፈጸመ ርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 8 ወትሃደራዊ መግግስቲ ተቐቲሎም። በቲ ብ8 ነሓሰ፣ ወጋሕታ ዝተፈጸመ [...]
ሱዳን ካብ ጸሊም መዝገብ መወልቲ ሽበራውያን ሓይልታት ትወጻሉ መንገዲ ብዝምልከት ዘተ ተኻዪዱ

ሱዳን ካብ ጸሊም መዝገብ መወልቲ ሽበራውያን ሓይልታት ትወጻሉ መንገዲ ብዝምልከት ዘተ ተኻዪዱ

Radio Erena: 09 August 2020 ሱዳን ካብ ጸሊም መዝገብ መወልቲ ሽበራውያን ሓይልታት ትወጻሉ መንገዲ ብዝምልከት ዘተ ተኻዪዱ። ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ማይክ ፓምፐዮ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ ኣብ ዝገበሮ ናይ [...]
ግብጺን ሱዳንን፣ ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝተማእከለ ዘተ ምስ ኢትዮጵያ ደው ክብል ሓቲተን

ግብጺን ሱዳንን፣ ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝተማእከለ ዘተ ምስ ኢትዮጵያ ደው ክብል ሓቲተን

Radio Erena: 07 August 2020 ግብጺን ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይልን ዲጋ ተሃድሶን ብዝምልከት፣ ብሕብረት ኣፍርቃ ተማእኪሉ ምስ ኢትዮጵያ ዝጀመርኦ ዘተ ደው ክብል ሓቲተን። እዘን ሃገራት እቲ ዘተ ደው [...]
ኬንያ፣ ምስ ኮሮነ ቫይረስ ዝመሳሰል ሕማም፣ ልዕሊ 200 ኣግማል ከምዝቐተለ ተገሊጹ

ኬንያ፣ ምስ ኮሮነ ቫይረስ ዝመሳሰል ሕማም፣ ልዕሊ 200 ኣግማል ከምዝቐተለ ተገሊጹ

Radio Erena: 07 August 2020 ኣብ ሰሜናዊ ኬንያ፣ ዞባ ማርሳቢት፣ ካብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ኣትሒዙ ኣማኢት ኣግማል ዝቐተለ ሕማም ምስ ኮረና ቫይረስ ምምስሳል ከምዘለዎ ሰበ መዚ ጥዕና እታ ሃገር ገሊጾም። ሰብ መዚ [...]
1 156 157 158 159 160 202 1580 / 2013