Category: ዜና ወጻኢ

1 152 153 154 155 156 201 1540 / 2008
ሩዋንዳ፣ ኣብ እዋን ዓሌታዊ ህልቂት፣ ኣብ ዘምሓድሮ ሆቴል ልዕሊ 1200 ሰባት ዘዕቆበ ዜጋ፣ ንፕረዚደንት ካጋመ ብምቅዋሙ፣ ካብ ዱባይ ተጨውዩ ተኣሲሩ

ሩዋንዳ፣ ኣብ እዋን ዓሌታዊ ህልቂት፣ ኣብ ዘምሓድሮ ሆቴል ልዕሊ 1200 ሰባት ዘዕቆበ ዜጋ፣ ንፕረዚደንት ካጋመ ብምቅዋሙ፣ ካብ ዱባይ ተጨውዩ ተኣሲሩ

Radio Erena: 03 September 2020 ኣብ ርዋንዳ፣ ኣብ 1994 ኣብ ዝተኻየደ ዓሌታዊ ህልቂት፣ ኣብ ዘመሓድሮ ሆቴል ልዕሊ 1200 ሰባት ብዕቛብ ህይወቶም ዘድሓነ ፖል ሩሰስባጊና፣ ብፕረዚደንት ፓል ካጋመ ንዝምራሕ መንግስቲ [...]
ላዕለዋይ መራሒ ኣልሸባብ ካብ ስልጣኑ ከምዝተኣልየ ተገሊጹ

ላዕለዋይ መራሒ ኣልሸባብ ካብ ስልጣኑ ከምዝተኣልየ ተገሊጹ

Radio Erena: 01 September 2020 ብ 'ኣቡ ዑበይዳ' ዝፍለጥ ላዕለዋይ መራሒ ኣልሸባብ፣ ካብ ስልጣኑ ከምዝተኣልየ ንሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ሶማል ብምጥቃስ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ኣቃሊሐን። እቲ ኣሕመድ ድ [...]
ካብን ናብን እስራኤልን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ጀሚሩ

ካብን ናብን እስራኤልን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ጀሚሩ

Radio Erena: 01 September 2020 ካብን ናብን እስራኤልን ሕቡራት ኢማራትን ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ጀሚሩ። ካብ ቴልኣቪቭ ተበጊሳ፣ ብሰኑይ 31 ነሓሰ ናብ ኣቡዳቢ ታሪኻዊ ናይ መጓዓዝያ በረራ ዘካየደት ናይ [...]
“ካብ ኮረና ቫይረስ ክንናገፍ፣ ኣምላኽ፣ ሃገራዊ ጸሎት ክእውጅ፣ ብሓደ ሰብ ጌሩ’ዩ ነጊሩኒ።” ፕረዚደንት ኡጋንዳ

“ካብ ኮረና ቫይረስ ክንናገፍ፣ ኣምላኽ፣ ሃገራዊ ጸሎት ክእውጅ፣ ብሓደ ሰብ ጌሩ’ዩ ነጊሩኒ።” ፕረዚደንት ኡጋንዳ

Radio Erena: 31 August 2020 ከም ኩለን ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ኣብ እትምክት ዘላ ኡጋንዳ፣ ዝሓለፈ ዓርቢ 29 ነሓሰ ሃገራዊ መዓልቲ ጸሎት ኣዊጃ ኔራ። እቲ ናይ ጸሎት መዓልቲ ብመንገ [...]
ቱርኪ፣ 12 ድሩዓት መኪና ንሰራዊት ሶማል ብሓገዝ ሂባ

ቱርኪ፣ 12 ድሩዓት መኪና ንሰራዊት ሶማል ብሓገዝ ሂባ

Radio Erena: 31 August 2020 ቱርኪ ሰራዊት መንግስቲ ሶማል ንምሕያል 12 ድሩዓት መካይን ብሓገዝ ሂባ። ቱርኪ ንሶማል እትገብሮ ደገፍ ክቕጽል ምዃኑ ዘረጋገጸ ኣብ ሞቛድሾ ዝመደበሩ ኣምባሳደር ቱርኪ፣ እተን ድ [...]
ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ ናይል ዘካየድኦ ዘተ ሕጂ’ውን ብዘይፍረ ተበቲኑ

ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ ናይል ዘካየድኦ ዘተ ሕጂ’ውን ብዘይፍረ ተበቲኑ

Radio Erena: 31 August 2020 ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይልን ዲጋ ተሃድስን ብዝምልከት ዘካየድኦ ዘተ፣ ሕጂ'ውን ብዘይ ፍረ ተበቲኑ። እቲ ብ28 ነሓሰ፣ ዝተኻየደ ዘተ፣ ሰለስቲኤን ሃገ [...]
ኢትዮጵያ፣ ካብ ሕ.መ.ኣ. ትረኽቦ ዝነበረት ሓገዝ ደስኪሉ

ኢትዮጵያ፣ ካብ ሕ.መ.ኣ. ትረኽቦ ዝነበረት ሓገዝ ደስኪሉ

Radio Erena: 30 August 2020 ምምሕዳር ትራምፕ ንኢትዮጵያ ዝለገሶ ልምዓታዊ ሓገዝ ከደስክሎ ምዃኑ፣ መጽሔት ዝምድናታት ወጻኢ’ታ ሃገር ኣመልኪቱ። ቀንዲ ዕላማ ምድስካል ናይዚ 130 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ፣ ኢትዮጵያ ን [...]
ሶማል፣ ሓደ ካብ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ኣልሸባብ ናብ ሰራዊት መንግስቲ ሰሊሙ

ሶማል፣ ሓደ ካብ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ኣልሸባብ ናብ ሰራዊት መንግስቲ ሰሊሙ

Radio Erena: 28 August 2020 ሓደ ካብ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ኣልሸባብ ምዃኑ ዝተገልጸ፣ መሓመድ ዓብዲ ሓሰን፣ ናብ ሰራዊት መንግስቲ ሶማል ኢዱ ሂቡ። እቲ ኣብ ክሊ ዕድመ መፋርቕ 30ታት ዝርከብ ኣባል ኣልሸባብ፣ [...]
ኣፍሪቃ፣ ካብ ፖልዮ ናጻ ኮይና ተባሂላ

ኣፍሪቃ፣ ካብ ፖልዮ ናጻ ኮይና ተባሂላ

Radio Erena: 27 August 2020 ኣፍሪቃ፣ ካብ ፖልዮ ናጻ ምዃና ተገሊጹ። እዛ ኣህጉር፣ ን10ታት ዓመታት፣ ንህጽናት ስግኣት ስንክልና ክይኑ ዝጸንሐ፣ 'ፖልዮ' እናተባህለ ዝግለጽ ዋይልድ ፖልዮ ቫይረስ ናጻ ምዃና ናይ [...]
ምንጻል ደቡብ የመን ዝኣወጀ መሰጋገሪ ባይቶ፣ ካብ ስምምዕ ሪያድ ስሒቡ

ምንጻል ደቡብ የመን ዝኣወጀ መሰጋገሪ ባይቶ፣ ካብ ስምምዕ ሪያድ ስሒቡ

Radio Erena: 27 August 2020 ምንጻል ደቡብ የመን ዝኣወጀ መሰጋገሪ ባይቶ ዝተሰምየ ዕጡቕ ጉጅለ፣ ካብቲ ብስዑዲ ዓረብ ተማእኪሉ ምስ መንግስቲ የመን ዝተኻየደ ስምምዕ ከምዝሰሓበ ኣፍሊጡ። እቲ ጉጅለ፣ ካብ ስምምዕ ሪ [...]
1 152 153 154 155 156 201 1540 / 2008