Category: ዜና ወጻኢ

ኣመሪካ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተወሰኽቲ 3 ሽሕ ወተሃደራት ከተዋፍር’ያ
Radio Erena: 13 October 2019
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ናብ ስዑዲ ዓረብ ተወሰኽቲ 3 ሽሕ ወተሃደራት ከተዋፍር ሙዃና ተገሊጹ።
ብዓርቢ 11 ጥቅምቲ ካብ ፐንታጎን ዝወጸ መግለጺ ከምዘመልክቶ፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ብ [...]

ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፣ ስልማት ናይ ሰላም ኖቤል ተዓዊቱ
Radio Erena: 11 October 2019
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፣ ስልማት ናይ ሰላም ኖቤል 2019 ተዓዊቱ።
እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ኣብ ሚያዝያ 2018 ኣብ ስልጣን ካብ ዝመጸሉ እዋን፣ ም [...]

ሕቡራት ኢማራት፣ ኣብ ዓደን ዝጸንሐ ገለ ክፋል ሰራዊታ ስሒባ
Radio Erena: 10 October 2019
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ የመን ከተማ ዓደን ዓስኪሩ ዝጸንሐ ገለ ክፋል ሰራዊታ ከምዝሰሓበት ተገሊጹ።
ሮይተርስ ንናይ ዓይኒ መሰኻክር ብምጥቃስ ኣብ ዘቕረቦ ዜና፣ ወትሃደራት ዝጸዓና [...]

ርዋንዳ፣ “ደቂንስትዮ ርኹሳት’የን” ኢሉ ዝሰበኸ ኣመሪካዊ ፓስተር ተሰጕጉ
Radio Erena: 10 October 2019
ኣብ ርዋንዳ፣ "ደቂንስትዮ ርኹሳት'የን" ኢሉ ዝሰበኸ ኣመሪካዊ ፓስተር ከምዝተሰጎገ፣ መንግስታዊ ማዕከን ዜና እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
እቲ ግሬግ ስኮፍ ዝተባህለ ፓስተር፣ ብዝውንና፣ መንፈ [...]

ኢትዮጵያ፣ ዘይሕጋዊ ጠበናጁ፣ ኣብ ጸጥታ እታ ሃገር ሻቕሎት ይፈጥር
Radio Erena: 09 October 2019
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ካብን ናብን ዝንቀሳቐስ ዘሎ ዘይሕጋዊ ኣጽዋር፣ ኣብ ጸጥታ እታ ሃገር ኣዝዩ ኣሻቓሊ ጉዳይ ኮይኑ ከምዘሎ ተሓቢሩ።
ሓድሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ስልጣን ካብ ዝመ [...]

ክሊማዊ ለውጢ ዓለምና ቆላሕታ ክግበረሉ ዝጽውዕ ምንቅስቃስ፣ ብደረጃ ዓለም ተቓውሞታት የካይድ
Radio Erena: 09 October 2019
ክሊማዊ ለውጢ ዓለምና፣ ኣብ ዘሻቕል ደረጃ በጺሑ ኣሎ እናበለ ዝጣበቕ፣ Extinction Rebellion XR ዝተባህለ ምንቅስቃስ፣ ብደረጃ ዓለም ሰፊሕ ናይ ተቓውሞ ሰልፍታት የካይድ [...]

ሱዳን፣ ካብ ስዑዲ ዓረብን ኢማራትን ኣስታት 1.5 ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ረኺባ
Radio Erena: 09 October 2019
ሱዳን፣ ካብ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ኣስታት 1.5 ቢልዮን ዶላር ብሓገዝ ምርካባ ኣፍሊጣ።
እቲ ገንዘብ ኣካል እቲ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ድሕሪ ምውዳቕ ስርዓት [...]

70 ፖለቲካውያን ውድባት ኢትዮጵያ፣ መግቢ ናይ ምሕሳም ኣድማ ከካዪዱ ምዃኖም ገሊጾም
Radio Erena: 06 October 2019
70 ፖለቲካውያን ውድባት ኢትዮጵያ፣ ንቅጥዕታት ምርጫን ምቛም ውድባትን ኣመልኪቱ ንዝወጸ ሓድሽ ሕጊ ንምቅዋም፣ ኣባላተን መግቢ ናይ ምሕሳም ኣድማ ከካዪዱ ምዃኖም ገሊጾም።
ኣፈኛታት ናይቲ [...]

ኣብ ዞባ ዳርፉር ገና ዓመጽን ግርጭትን ይቕጽል ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: 06 October 2019
ብኣንጻር’ቲ ሰበስልጣን ሱዳን ማዕቀብ ክለዓል ዘቕርቡዎ ዘለዉ ጠለብ፣ ዞባ ዳርፉር ገና ዓመጽን ግርጭትን ይምስክር ከምዘሎ ተገሊጹ።
ኣብ ባይቶ ጸጥታ ንማዕቀብ ሱዳን ዝከታተል ጉጅለ ኣብ [...]

ፈረንሳ፣ ዋዕላ ወፍሪ ሱዳን ከተእንግድ ቅርብቲ ከምዘላ ገሊጻ
Radio Erena: 03 October 2019
ፈረንሳ፣ ቁጠባዊ ሱዳን ንምሕዋይ ዝሕግዝ ዋዕላ ወፍሪ ከተንእግድ ቅርብቲ ከምዘላ ፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን ገሊጹ።
እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዝገለጸ፣ ጎኒ ጎኒ'ቲ ኣብ ኒውዮርክ ዝተኻየደ [...]