Category: ሃገራዊ ዜና

1 87 88 89 90 91 214 890 / 2137
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ብህጹጽ ክምዝገቡ ዘመሕለፎ ትእዛዝ ሻቕሎት ፈጢሩ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ብህጹጽ ክምዝገቡ ዘመሕለፎ ትእዛዝ ሻቕሎት ፈጢሩ

Radio Erena: 18 July 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ካብ 18 ሓምለ ኣትሒዙ ክሳብ ባሕቲ ነሕሰ ኣብ ዘሎ ግዜ፣ ኣብ ከከባቢኦም ብህጹጽ ክምዝገቡ፣ ዘመሓላለፎ ትእዛዝ ኣብ ብዙሓት [...]
ኤርትራ ናብ እትርከበን ጎረባብቲ ሃገራት ዑደት ዘካይድ ዘሎ ፕረዚደንት ሶማል፣ ናብ ጂቡቲ ኣትዩ

ኤርትራ ናብ እትርከበን ጎረባብቲ ሃገራት ዑደት ዘካይድ ዘሎ ፕረዚደንት ሶማል፣ ናብ ጂቡቲ ኣትዩ

Radio Erena: 18 July 2022 መራሕቲ ሶማልን ጂቡቲን፣ ንክልቲኤን ሃገራት ኣብ ዘገድሱ ሓባራዊ ጉዳያት ከምዝተመያየጡ ተሓቢሩ። ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ዘካይዶ ዘሎ ዑደት፣ ብ16 ሓምለ ናብ ጂቡ [...]
ኣመሪካ፣ ሰራዊታ ካብ ቀይሕ ባሕሪ ክትስሕብ እያ

ኣመሪካ፣ ሰራዊታ ካብ ቀይሕ ባሕሪ ክትስሕብ እያ

Radio Erena: 17 July 2022 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፤ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ደሴታት ቲራንን ሳፊርን ዝነበረ ሰራዊታ ክትስሕብ ምዃና ኣፍሊጣ። ፕረዚደንት ጆ ባይደን፤ ናብ ስዑዲ ዓረብ ዑደት ብምክያድ፤ ብዛዕባ'ዚ ጉዳይ [...]
An Alarming Increase of Violence among Diaspora Eritreans

An Alarming Increase of Violence among Diaspora Eritreans

Radio Erena: 15 July 2022 The three recent stabbing occurrences in France which involved Eritrean immigrants are upsetting signs of the increas [...]
ኣስመራ፣ ተመሓይሹ ዝነበረ ምቑራጽ ኤሌክትሪክ እናበኣሰ መጺኡ

ኣስመራ፣ ተመሓይሹ ዝነበረ ምቑራጽ ኤሌክትሪክ እናበኣሰ መጺኡ

Radio Erena: 15 July 2022 ኣብ ኣስመራ፣ ብተደጋጋሚ ዝርአ ምቑራጽ ኤሌክትሪክ፣ ኣብዚ እዋን'ዚ እናበኣሰ መጺኡ። ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ገለ እዋናት ምምሕያሽ ዘርኢ እኳ እንተኾነ፣ ዝበዝሐ እ [...]
ክልተ ኤርትራዉያን ሓተቲ ዑቕባ፣ ኣብ ክልተ ከተማታት ፈረንሳ ብኻራ ንደቂንስትዮ ኣጥቂዖም

ክልተ ኤርትራዉያን ሓተቲ ዑቕባ፣ ኣብ ክልተ ከተማታት ፈረንሳ ብኻራ ንደቂንስትዮ ኣጥቂዖም

Radio Erena: 13 July 2022 36 ዓመት ዝዕድሚኣ ኤርትራዊት ሓታቲት ዑቕባ ኣብ ፈረንሳ፣ ንተሓጋጋዚት ማሕበራዊ ጉዳያታ ብካራ ከምዘጥቅዐት ተሓቢሩ። ኣብ 2020 ናብ ፈረንሳ ከምዝኣተወት ዝተሓበረት እታ መንእሰይ [...]
ፊንላንድ፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ መዚዛ

ፊንላንድ፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ መዚዛ

Radio Erena: 12 July 2022 መንግስቲ ፊንላንድ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተኸሲቱ ንዘሎ ግጭታትን ሰብኣዊ ቅልውላዋትን ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ መዚዙ። እቲ መንግስቲ፣ ሶማል ዝትውልዱ፣ ሱልዳን ሰይድ ኣሕመድ ንዝተባ [...]
ፓሪስ፣ ኤርትራውያን ንሓድሕዶምን ኣብ ዘካየድዎ ባእሲ ሓደ ተቐቲሉ

ፓሪስ፣ ኤርትራውያን ንሓድሕዶምን ኣብ ዘካየድዎ ባእሲ ሓደ ተቐቲሉ

Radio Erena: 11 July 2022 ኣብ ሰሜናዊ ፓሪስ፣ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ብዝተላዕለ ባእሲ፣ ሓደ ክቕተል እንከሎ ካልእ ድማ ከምዝቖሰለ ፖሊስ ሓቢሩ። ኣብቲ ናብ ቀዳም 9 ሓምለ ዘውግሐ ለይቲ ዝተላዕለ ባእሲ፣ ብ [...]
መርማሪት ጉጅለ ው.ሕ.ሃ. ኣብ ኤርትራ፤ ስርሓ ክትቅጽል፤ ዕድመ ስልጣና ብሓደ ዓመት ተናዊሑ

መርማሪት ጉጅለ ው.ሕ.ሃ. ኣብ ኤርትራ፤ ስርሓ ክትቅጽል፤ ዕድመ ስልጣና ብሓደ ዓመት ተናዊሑ

Radio Erena: 10 July 2022 ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ከተጽንዕ ዝቖመት መርማሪት ጉጅለ፤ ዕድመ ስልጣና ብሓደ ዓመት ተናዊሑ። ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ብሸውዓተ ሓምለ ኣብ ዝወዓሎ ኣኼባ፤ ኣብ መንጎ'ቶም 9 ዘሕለ [...]
እስራኤል ኣብ ኤርትራ ዝነበራ ኤምባሲ ዓጽያ

እስራኤል ኣብ ኤርትራ ዝነበራ ኤምባሲ ዓጽያ

Radio Erena: 10 July 2022 እስራኤል ኣብ ኤርትራ ዝነበራ ኤምባሲ ዓጽያ። ማዕከናት ዜና እስራኤል ብዝህቦኦ ዘለዋ ሓበሬታ መሰረት፣ መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ኣምባሳደር እስራኤል ኮይኑ ዝተመዘዘ እስማዒል ኻልዲ ስለዘይተቐበሎ [...]
1 87 88 89 90 91 214 890 / 2137