Category: ሃገራዊ ዜና

1 86 87 88 89 90 184 880 / 1832
ፕረዚደንትን ቀዳማይ ሚኒስተርን ሶማል፣ ኣብ ምሻም መተካእታ ናይቲ ምስ ጉዳይ ኤርትራ ብዝተሓሓዝ ካብ ስልጣኑ ዝተሰጎገ ሓድሽ ሓላፊ ስለያ ተሰማሚዖም

ፕረዚደንትን ቀዳማይ ሚኒስተርን ሶማል፣ ኣብ ምሻም መተካእታ ናይቲ ምስ ጉዳይ ኤርትራ ብዝተሓሓዝ ካብ ስልጣኑ ዝተሰጎገ ሓድሽ ሓላፊ ስለያ ተሰማሚዖም

Radio Erena: 26 October 2021 ብጉዳይ ምርጫን ናብ ኤርትራ ብዛዕባ ዝተላእኩ ወትሃደራት ሶማል ብዝተተሓሓዘ ምስጓግ ሓላፊ ስለያን ክሰሓሓቡ ዝጸንሑ ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ፋርማጆን ቀዳማይ ሚኒስተር ሑሰን ሮበለን [...]
ስጳኛ፣ ኤርትራውያን ኣትለታት ህጡር ዓወታት ኣመዝጊቦም

ስጳኛ፣ ኤርትራውያን ኣትለታት ህጡር ዓወታት ኣመዝጊቦም

Radio Erena: 26 October 2021 ኣብ ስጵኛ፣ ኣሞረቤታ ኣብ ዝተኻየደ መበል 67 ውድድር ጉያ ሞረር ዝተሳተፉ ኤርትራውያን ኣትለታት ኣንጸባራቑ ዓወታት ተጎናጺፎም። ብሰንበት 24 ጥቅምቲ፣ ኣብ ዝተኻየደ፣ ወርቃዊ [...]
ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ፣ ናብ ኤርትራ ዘቕንዓ መራኽብ ክዓግት ኣባል ኮንግረስ እታ ሃገር ጸዊዑ

ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ፣ ናብ ኤርትራ ዘቕንዓ መራኽብ ክዓግት ኣባል ኮንግረስ እታ ሃገር ጸዊዑ

Radio Erena: 24 October 2021 ሰራዊት መንግስቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ናብ ህዝቢ ትግራይ ረድኤት ከይበጽሕ ዓጊቶም ስለዝርከቡ፣ ንምፍትሑ መንግስቲ ኣመሪካ ግብራዊ ስጉምቲ ክወስድ ጻውዒት ቀሪቡ። እቲ ጻውዒት [...]
ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ደው ክብል፣ ሩስያ ጸዊዓ

ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ደው ክብል፣ ሩስያ ጸዊዓ

Radio Erena: 24 October 2021 ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ደው ክብል፣ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ከኣ ናብ መኣዲ ዘተ ክቐርቡ፣ ሩስያ ጸዊዓ። ካብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሩስ [...]
ኣማኢት ወትሃደራት ኤርትራ፣ ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ባጽዕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ግዒዞም

ኣማኢት ወትሃደራት ኤርትራ፣ ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ባጽዕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ግዒዞም

Radio Erena: 22 October 2021 ኣማኢት ወትሃደራት ኤርትራ፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ባጽዕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝገዓዙ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ሓቢሮም። ካብ ሓሙስ 16 መስከረም ክሳብ ሰሉስ 20 [...]
ሽወደን፣ ቤተክርስትያን ፊላደልፍያ፣ ኣዳራሻ ንሰሚናር ህግደፍ ምክራያ ከምዘጣዓሳ ገሊጻ

ሽወደን፣ ቤተክርስትያን ፊላደልፍያ፣ ኣዳራሻ ንሰሚናር ህግደፍ ምክራያ ከምዘጣዓሳ ገሊጻ

Radio Erena: 22 October 2021 ኣብ ሽወደን ከተማ ስቶኮልም እትርከብ ናይ ኣመንቲ ጴንጠቖስጣል ቤተክርስትያን ፊላደልፍያ፣ ኣዳራሻ፣ ሰበ ስልጣን ህግደፍን ሰዓብቶምን ንዘካየድዎ ሰሚናር ምክራያ ከምዘጠዓሳ ከምዝገለጸ [...]
ሆላንድ፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂሰብ ንዝኽሰስ ኤርትራዊ፣ ኣብ መዝገብ ብዝልዓለ ገበን ዝህደኑ ኣስፊራቶ

ሆላንድ፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂሰብ ንዝኽሰስ ኤርትራዊ፣ ኣብ መዝገብ ብዝልዓለ ገበን ዝህደኑ ኣስፊራቶ

Radio Erena: 21 October 2021 ኣኽባር ሕጊ ሆላንድ፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ግኑን ስም ንዘለዎ፣ ኪዳነ ዘካርያስ ሃብተማርያም ዝተባህለ ኤርትራዊ፣ ኣብ መዝገብ ብዝልዓለ ገበን ዝህደኑ ሰባት ኣስፊርዎ። [...]
ኤርትራ መበቆል ዘለዋ ነርስ ኣብ ብሪጣንያ፣ ህይወት ንምድሓን ብዝገበረቶ ቃልሲ ዝልዓለ ክብሪ ሞያ ጥዕና ተሸሊማ

ኤርትራ መበቆል ዘለዋ ነርስ ኣብ ብሪጣንያ፣ ህይወት ንምድሓን ብዝገበረቶ ቃልሲ ዝልዓለ ክብሪ ሞያ ጥዕና ተሸሊማ

Radio Erena: 21 October 2021 ኤርትራ ዝመበቆላ፣ ምብራቕ ገብረህይወት፣ ኣብ ብሪጣንያ ብእትሰርሓሉ ሞያ ነርስ፣ ህይወት ንምድሓን ብዝገበረቶ ሓያል ጻዕሪ፣ ዝልዓለ ክብሪ ሞያ ጥዕና፣ ካብ ኢድ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ቦ [...]
ኦሎምፒካዊ ኣትሌት ህዝቅኤል ተወልደ፣ ክብረወሰን ማራቶን ኤርትራ ሰይሩ

ኦሎምፒካዊ ኣትሌት ህዝቅኤል ተወልደ፣ ክብረወሰን ማራቶን ኤርትራ ሰይሩ

Radio Erena: 19 October 2021 ህዝቅኤል ተወልደ፣ ብኤርትራውያን ኣትለታት ተታሒዙ ንዝጸንሐ ክብረወሰን ማራቶን ሰይሩ። እቲ ኦሎምፒካዊ ኣትሌት፣ ንክብረወሰን ማራቶን ኤርትራ ክሰርብ ዝኸኣለ፣ ብሰንበት 17 ጥቅ [...]
ነፈርቲ ውግእ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከተማ መቐለ ደብዳብ ከምዘካየዳ ተገሊጹ

ነፈርቲ ውግእ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከተማ መቐለ ደብዳብ ከምዘካየዳ ተገሊጹ

Radio Erena: 18 October 2021 ነፈርቲ ውግእ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከተማ መቐለ ተደጋጋሚ ደብዳብ ከምዘካየዳ ዝተፋለለያ ማዕከናት ዜና ገሊጸን። ብሚሊሻታት ዝተፈላለያ ክልላት ተደጊፉ ምስ ሓይልታት ትግራይ ኣብ ኵናት [...]
1 86 87 88 89 90 184 880 / 1832