Category: ሃገራዊ ዜና

1 89 90 91 92 93 184 910 / 1837
3 ጥቅምቲ 2013 መቕዘፍቲ ላምፐዱዛ፣ ብኤርትራውያን ትዝከር

3 ጥቅምቲ 2013 መቕዘፍቲ ላምፐዱዛ፣ ብኤርትራውያን ትዝከር

Radio Erena: 03 October 2021 3 ጥቅምቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን መቕዘፍቲ ዝወረደላ መዓልቲ፣ ብሓያሎ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር። ኣብ 2013 ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ክሰግሩ ዝሓለኑ ኣማኢት ዜጋታት [...]
ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል ኢረቻ ናብ ሰላማዊ ሰልፊ ተቐዪሩ።

ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል ኢረቻ ናብ ሰላማዊ ሰልፊ ተቐዪሩ።

Radio Erena: 02 October 2021 ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ተኻዪዱ። እቲ ብዕለት 2 ጥቅምቲ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ብብሄረ ኦሮሞ ዓመታዊ ዝካየድ በዓል ኢረቻ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሸውዓት ኣባላት ትካላት ረዲኤት ምስጓጉ ከምዘይቅበሎ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሸውዓት ኣባላት ትካላት ረዲኤት ምስጓጉ ከምዘይቅበሎ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

Radio Erena: 02 October 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሸውዓት ኣባላት ትካላት ረዲኤት ምስጓጉ ከምዘይቅበሎ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ዋና ጸሓፊ’ቲ ውድብ ኣንቶንዮ ጉተረዝ ናብ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣብ ዘመሓላለፎ [...]
ኣብ ኵናት ትግራይ ተሸሚማ እትርከብ ኢትዮጵያ፣ 29 ቢልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ክቃለለላ ሓቲታ

ኣብ ኵናት ትግራይ ተሸሚማ እትርከብ ኢትዮጵያ፣ 29 ቢልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ክቃለለላ ሓቲታ

Radio Erena: 01 October 2021 ኢትዮጵያ፣ በብእዋኑ ዝተዋህለለ ዕዳ ንኽቓለለላ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ። ብኣለቃሕቲ ሃገራትን ፊናንስያውይን ትካላትን ዝቖመ ኮሚተ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ብሚኒስተር ፋይናንስ ኣቶ ኣሕመድ [...]
ኤርትራዊት-ጀርመናዊት፣ ዓወት ተስፋየሱስ፣ ናይ ፈለማ ጸላም ኣባል ፓርላማ ጀርመን- ቡንድስታግ ኮይና

ኤርትራዊት-ጀርመናዊት፣ ዓወት ተስፋየሱስ፣ ናይ ፈለማ ጸላም ኣባል ፓርላማ ጀርመን- ቡንድስታግ ኮይና

Radio Erena: 29 September 2021 ኤርትራዊት-ጀርመናዊት፣ ዓወት ተስፋየሱስ፣ ኣብ ታሪኽ ጀርመን፣ ናይ ፈለማ ጸላም ኣባል ፓርላማ - ቡንዱስታግ ኮይና። እዛ ኣብ 1974 ኣብ ኤርትራ ዝተወልደት ጓለነስተይቲ፣ [...]
ኢትዮጵያ፣ 21 ሚኒስተራት ዝሓዘ ሓድሽ መንግስቲ ክቐውም’ዩ

ኢትዮጵያ፣ 21 ሚኒስተራት ዝሓዘ ሓድሽ መንግስቲ ክቐውም’ዩ

Radio Erena: 29 September 2021 ብኵናትን ሰብኣዊ ቅልውላዋትን ኣብ እትሕመስ ዘላ ኢትዮጵያ፣ 21 ኣባላት ካቢነ ሚኒስተራት ዝሓቖፈ ሓድሽ መንግስቲ ክቐውም'ዩ። እቲ ሰኑይ 4 ጥቅምቲ ክቐውም ምዃኑ ዝንገር ዘ [...]
‘ምስ ኤርትራ ዝምድናና ንምምሕያሽ ዝገበርናዮ ጻዕሪ፡ ውጽኢቱ ከም ዝተጸበናዮ ኣይኮነን።’ ፕረዚደንት ዑመር ገለ

‘ምስ ኤርትራ ዝምድናና ንምምሕያሽ ዝገበርናዮ ጻዕሪ፡ ውጽኢቱ ከም ዝተጸበናዮ ኣይኮነን።’ ፕረዚደንት ዑመር ገለ

Radio Erena: 27 September 2021 ምስ ኤርትራ ዝምድናና ንምምሕያሽ ዝገበርናዮ ጻዕሪን ዝነበረና ተስፋን፡ ውጽኢቱ ከምቲ ዝተጸበናዮ ኣይኮነን ክብል ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ ገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት [...]
ፕረዚደንት ፋርማጆ፣ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ቅርበት ዘለዎ ሶማላዊ፣ ሓላፊ ስለያ ክኸውን ክረቑሕ መደብ ኣለዎ ተባሂሉ

ፕረዚደንት ፋርማጆ፣ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ቅርበት ዘለዎ ሶማላዊ፣ ሓላፊ ስለያ ክኸውን ክረቑሕ መደብ ኣለዎ ተባሂሉ

Radio Erena: 27 September 2021 ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ፋርማጆ፣ ኤርትራዊት በዓልቲ ቤት ንዘላቶን ምስ መንግስቲ ኤርትራ ድማ ጽቡቕ ቅርበት ንዘለዎን ሶማላዊ፣ ሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ክኸውን ንኽረቑሖ [...]
ሱዳን፣ ሰራዊት ኢትዮጵያ ንዝፈተኖ መጥቃዕቲ ከምዘምከነት ገሊጻ

ሱዳን፣ ሰራዊት ኢትዮጵያ ንዝፈተኖ መጥቃዕቲ ከምዘምከነት ገሊጻ

Radio Erena: 26 September 2021 ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ንሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ዘዳውን ከባቢታት ዝፈተኖ መጥቃዕቲ፣ ብሰራዊት ሱዳን ከምዝመኸነ መንግስቲ ሱዳን ኣፍሊጡ። ሰራዊት ሱዳን ሎሚ ሰንበት 26 መስከረም [...]
ብውሑዱ 190 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ድሒኖም

ብውሑዱ 190 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ድሒኖም

Radio Erena: 26 September 2021 ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልታት፣ ብውሑዱ 190 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ከምዝደሓኑ፣ ተጣበቕቲ መሰል ስደተኛታት ገሊጾም። ሓያሎ ህጻናትን ጥዕናዊ ጸገም ዘጋጠመን [...]
1 89 90 91 92 93 184 910 / 1837