Category: ሃገራዊ ዜና

1 85 86 87 88 89 184 870 / 1836
ኣመሪካ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኩሎም ዜጋታት ብዝቐልጠፈ ክወጹ ጸዊዓ

ኣመሪካ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኩሎም ዜጋታት ብዝቐልጠፈ ክወጹ ጸዊዓ

Radio Erena: 06 November 2021 ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብዓርቢ 05 ሕዳር ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ ጸጥታዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ተኣፋፊ ከምዘሎ ብምዝኽኻር፣ ኩሎም ዜጋታቱ ብዝቐልጠፈ ካብ [...]
ውድብ መግቢ ዓለም፣ ኣብ ትግራይ ንዝርከቡ ኣስታት 20 ሽሕ ስደተኛታት ወርሓዊ ናይ መግቢ መቑነን ዓዲሉ

ውድብ መግቢ ዓለም፣ ኣብ ትግራይ ንዝርከቡ ኣስታት 20 ሽሕ ስደተኛታት ወርሓዊ ናይ መግቢ መቑነን ዓዲሉ

Radio Erena: 05 November 2021 ኣብ ትግራይ ኣብ ዝርከብ መዓስከራት ማይ ዓይኒን ዓዲሓሩሽን ዝርከቡ ኣስታት 20 ሽሕ ዝኾኑ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ብ20 ጥቅምቲ ወርሓዊ ናይ መግቢ መቝነን ከምዝተዓደሎም ድሒሩ [...]
ኣመሪካን ሕቡራት ሃገራትን ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኢትዮጵያ ብዝምልከት ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ይዘራረቡ

ኣመሪካን ሕቡራት ሃገራትን ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኢትዮጵያ ብዝምልከት ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ይዘራረቡ

Radio Erena: 04 November 2021 ሓይልታት ትግራይ፣ ብቅልጡፍ ናህሪ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝግስግስሉ ዘለዉ እዋን፣ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፌልትማን ናብታ ሃገር ብምእታው ብ [...]
ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኢትዮጵያ ንምዝታይ ህጹጽ ኣኼባ መራሕቲ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ጸዊዑ

ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኢትዮጵያ ንምዝታይ ህጹጽ ኣኼባ መራሕቲ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ጸዊዑ

Radio Erena: 04 November 2021 ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ዩዌሪ ሙሴቬኒ፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኢትዮጵያ ንምዝታይ፣ ህጹጽ ኣኼባ መራሕቲ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ከምዝጸውዐ መግለጺ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣ [...]
ኣብ ትግራይ፣ ኩሎም ሓይልታት ገበናት ኵናት ፈጺሞም ክብል ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

ኣብ ትግራይ፣ ኩሎም ሓይልታት ገበናት ኵናት ፈጺሞም ክብል ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

Radio Erena: 04 November 2021 ኣብ ትግራይ ኵናት ዝተሳተፉ ኩሎም ሓይልታት፣ ገበናት ኵናት ፈጺሞም ዝብል እምነት ከምዘለዎ፣ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ብኮሚሽነር ሚቸል ባቸለት ተመሪሑ ብ3 ሕዳር ኣብ ዘቕረ [...]
ኣዲስ ኣበባ፣ ተዛረብቲ ትግርኛ ብኣልማማ ይእሰሩ፣ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ካብታ ሃገር ክወጹ ብዝድለዩ ወጻእተኛታት ኣዕለቕሊቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ ተዛረብቲ ትግርኛ ብኣልማማ ይእሰሩ፣ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ካብታ ሃገር ክወጹ ብዝድለዩ ወጻእተኛታት ኣዕለቕሊቑ

Radio Erena: 02 November 2021 ሓይልታት ትግራይ፣ መጥቃዕታቶም ብምሕያል ናብ ዝተፈላለየ መኣዝን ኣብ ዝግስግስሉ ዘለዉ እዋን፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ተወላዶ ትግራይ ይኹኑ ኤርትራውያን ተዛረብቲ ትግርኛ ብኣልማ [...]
ርዋንዳ፣ ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ስደተኛታት ብግዝያውነት ንምቕባል ምስ ሕብረት ኣፍሪቃን UNHCRን ተወሳኺ ስምምዕ ከቲማ

ርዋንዳ፣ ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ስደተኛታት ብግዝያውነት ንምቕባል ምስ ሕብረት ኣፍሪቃን UNHCRን ተወሳኺ ስምምዕ ከቲማ

Radio Erena: 02 November 2021 ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዘለዉ፣ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን፣ ብግዝያውነት ናብ ርዋንዳ ንምግዓዞም ተወሳኺ ስምምዕ ተኸቲሙ። እቲ ኣብ መንጎ [...]
ሓሙሽተ ተጻወቲ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ኣብ ኡጋንዳ ተሰዊረን

ሓሙሽተ ተጻወቲ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ኣብ ኡጋንዳ ተሰዊረን

Radio Erena: 02 November 2021 ሓሙሽተ ኣባላት ናይ'ታ ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ውድድር ሻምፕዮን ኩዕሶ እግሪ ሃገራት ሴካፋ ደቂኣንስትዮ ትሕቲ 20 ዓመት እትሳተፍ ዘላ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ኣብ ከተማ [...]
ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ መዓስከራት ሽመልባን ሕጻጽን ዝጨወዮም ስደተኛታት ሃለዋቶም ከምዘይፍለጥ ተገሊጹ

ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ መዓስከራት ሽመልባን ሕጻጽን ዝጨወዮም ስደተኛታት ሃለዋቶም ከምዘይፍለጥ ተገሊጹ

Radio Erena: 01 November 2021 ኵናት ትግራይ ኣብ ዝጀመረሉ እዋን፣ ናብ መዓስከራት ሽመልባን ሕጻጽን ዝኣተወ ሰራዊት ኤርትራ፣ ንኣስታት 9 ሽሕ ስደተኛታት ከምዝወሰደ ፍሉይ ጸብጻብ ሮይተርስ ሓቢሩ። እቲ ኣገ [...]
ሓይልታት ትግራይ ንከተማ ደሴ ከምዝተቖጻጸሩዋ ኣብ ዝሕብሩሉ ዘለዉ እዋን፣ ፈደራላዊ መንግስቲ’ታ ሃገር ‘ሓቅነት የብሉን’ ይብል

ሓይልታት ትግራይ ንከተማ ደሴ ከምዝተቖጻጸሩዋ ኣብ ዝሕብሩሉ ዘለዉ እዋን፣ ፈደራላዊ መንግስቲ’ታ ሃገር ‘ሓቅነት የብሉን’ ይብል

Radio Erena: 31 October 2021 ሓይልታት ትግራይ ንከተማ ደሴ ከምዝተቖጻጸሩዋ ኣብ ዝሕብሩሉ ዘለዉ እዋን፣ ፈደራላዊ መንግስቲ’ታ ሃገር ‘ሓቅነት የብሉን’ ክብል ገሊጹ። ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ንኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ ኣብ [...]
1 85 86 87 88 89 184 870 / 1836